ኢትዮጵያን ጅቡቲን ዘጣየሸኦ ምምሕዳር ኮሪደር ኣገልግሎት ወደብ ቅልጡፍ ንኽኸውን ዘኽእል ከምዝኾነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጅቡቲን ዘጣየሸኦ ምምሕዳር ኮሪደር ኣገልግሎት ወደብን ትራንስፖርትን ቅልጡፍ ንኽኸውን ዘኽእል ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ከምዝገለፁ÷ ኣብ ወደብ ጅቡቲ ናይ ኣሰራርሓ ዘይምቅልጣፍፈ…