Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

September 2024

መዓልቲታት ጳጉሜን ብብርኪ ሃገር ብድምቀት ንምኽባር ምድላው ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓሙሽቲአን መዓልቲታት ጳጉሜን ድሮ ሓዱሽ ዓመት ብብርኪ ሃገር ብዝተፈላለዩ ምድላዋትን ስያመን ብድምቀት ንምኽባር ስራሕቲ ቅድመ ምድላው ከምዝተዛዘመ ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ከበደ ዴሲሳ ኣፍሊጦም። እቶም ሚኒስትር ዴኤታ…

ኢትዮጵያ ከተማታት ንነበርተን ምቹዋት ኣብ ምግባር ኣብነት ዝኸውን ስራሕ ትሰርሕ ኣላ – ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ከተማታት ንነበርተን ምቹዋት ኣብ ምግባር ኣብነት ዝኸውን ስራሕ ትሰርሕ ኣላ ክብላ ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ወይዘሮ ጫልቱ ሳኒ ገሊፀን። ቀዳማይ ፎረም ከተማታት ኣፍሪካ ብኣሰናዳአነት ኢትዮጵያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ፡፡…

ኢትዮጵያ ዘላቒ ስግግር ከተማነት ኣፍሪካ ንምዕዋት ቆራፅ ኢያ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዘላቒ ስግግር ከተማነት ኣፍሪካ ንምዕዋት ቆራፅ ከምዝኾነት ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። ኣብ ፎረም ከተማታት ኣፍሪካ መኽፈቲ መደረ ዘስንዑ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ኢትዮጵያ ሓሳባት ፓን ኣፍሪካ ጋህዲ ንምግባር…

ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሉኣላዊ ቤት ምኸሪ ሱዳን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሉኣላዊ ቤት ምኸሪ ሱዳን ጀኔራል ኣብደል ፈታህ ኣልቡርሃን ተዛቲዮም፡፡ ጎድና ጎድኒ ጉባኤ ምትሕብባር ቻይና-ኣፍሪካ ኣብ ዝተገበረ ዘተ÷ እቶም መራሕቲ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሓምለ ካብ ዝገበሩዎ…

ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጢ ፈተና ኮይኑ እውን ቅልጡፍ ዕቤት ከምዘመዝገበ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ዓመታት ኣብ ውሽጢ ፈተና ኮይኑ እውን ካብ ሃገራት ኣፍሪካ ቅልጡፍ ዕቤት ከምዘመዝገበ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ገሊፆም። ልዑል ፎረም ቢዝነስ ኢትዮ-ቻይና ኣብ ቤጂንግ ይካየድ ኣሎ፡፡ እቶም ሚኒስትር…

ዝተገበሩ ምምሕያሻት ኢኮኖሚ ንመልማዕቲ ሓድሽቲ ዕድላት ከምዝኸፈቱ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዝገበረቶም ምምሕያሻት ኢኮኖሚ ንመልማዕቲ ሓድሽቲ ዕድላት ከምዝኸፈቱ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታየ ኣፅቀስላሴ ኣገንዚቦም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ቤጂንግ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ልዑል ፎረም ቢዝነስ ኢትዮ-ቻይና ኣብ ዝገበሩዎ መደረ÷…

ሓዱሽ መመሓየሺ ታሪፍ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ካብ 1 መስከረም ጀሚሩ ተግባራዊ ክግበር

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ሓዱሽ መመሓየሺ ታሪፍ ካብ ፻ መስከረም 2017 ዓ.ም ጀሚሩ ተግባራዊ ከምዝገብር ኣፍሊጡ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ኣገልግሎት ሽፈራው ተሊላ (ኢ/ር) ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ ኣብ በጀት ዓመት 2016 እቲ ትካል 42 ነጥቢ…

ኣዲስ ኣበባ ብብርኪ ዓለም ተወዳዳሪ ኣብ ዝገብራ ኩነታት ብቕልጡፍ እናዓበየት ትርከብ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዲስ ኣበባ ብብርኪ ዓለም ተወዳዳሪ ኣብ ዝገብራ ኩነታት ብቕልጡፍ እናዓበየት ከምትርከብ ከንቲባ እታ ከተማ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ቀዳማይ ፎረም ከተማታት ኣፍሪካ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ኣዳራሽ ፓን-ኣፍሪካን እናተኻየሄ ይርከብ፡፡ ኣብቲ መጀመሪ…

ኢትዮጵያ ንፈለማ እዋን ዘሰናደአቶ ፎረም ከተማታት ኣፍሪካ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)"ዘላቒ ልምዓት ከተማታት ንትራንስፎርሜሽን ኣፍሪካ ኣጀንዳ 2063" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ቀዳማይ ፎረም ከተማታት ኣፍሪካ ኣብ ዝኽ ዓወት ዓድዋ ምክያድ ጀሚሩ፡፡ ኣብቲ ፎረም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፣ ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ…

ኣብ ጉዕዞ ዕቤት ኢትዮጵያ ኢንቨስትመንታት ቻይና ቁልፊ ግደ ተፃቶም ኢዮም – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጉዕዞ ዕቤት ኢትዮጵያ ኢንቨስትመንታት ቻይና ቁልፊ ግደ ተፃቶም ኢዮም ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ “ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂንፒንግ…