Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

September 2024

ሉኣላዊነት ብደምን ረሃፅን ዝሕሎ ክብሪ ኢዩ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሉኣላዊነት ብደምን ረሃፅን ዝሕሎ ክብሪ ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። ኣብ ሳይንስ ሙዚዬም መዓልቲ ሉኣላዊነት ኣመልኪቱ ኣብ ዝተሰናደአ መድረኽ መደረ ዘስምዑ ም/ቀ/ሚ ተመስገን÷ ሉኣላዊነት ብደም፤ ብረሃፅ ዝሕሎ ክብሪ…

ኩለመዳይ ሉኣላዊነት ኢትዮጵያ ንምሕላው ተሳትፎ ዜጋታት ወሳኒ ኢዩ – ኣምባሳደር ታዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩለመዳይ ሉኣላዊነት ኢትዮጵያ ንምሕላው ተሳትፎ ዜጋታት ወሳኒ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ገሊፆም። 3 ጳጉሜን - መዓልቲ ሉኣላዊነት ንምኽባር ሉኣላዊነት ሃገር ዝተኸፈለ ዋጋ ክብሪ ብመሃብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ…

ኢትዮጵያ ሉኣላዊነታ ንዝተዳፈሩ አሕፊራ መሊሳ ኢያ – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ሉኣላዊነታ ንዝተዳፈሩ አሕፊራ መሊሳ ኢያ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ኢትዮጵያ ዝብል ሽም ካብ ጥንቲ ክሳብ ሎሚ ብቀጥታ ምስ…

መላእ ኢትዮጵያዊያን እንኳዕ ን3 ጳጉሜ መዓልቲ ሉኣላዊነት ብሰላም ኣብፀሐኩም ! – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ

ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ሎሚ መዓልቲ እናተኸበረ ዝርከብ መዓልቲ ሉኣላዊነት ኣመልኪቱ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፊ። እቲ ዕለት፥ “ህብር ንኩለመዳያዊ ሉኣላዊነት” ብዝብል ኢዩ ዝኽበር ዘሎ። ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ ኢትዮጵያ…

ሉኣላዊነትና ሓሊና ምንባርና የኹረዐና – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

"ሉኣላዊነትና ሓሊና ምንባርና የኹረዐና። ናይ ግዝኣት ሉኣላውነት ንበይኑ ደው ከምዘይብል ግን ተረዲእና ኣለና። ሉኣላውነት ኩለ መዳይ ክኸውን ኣለዎ። ናይ ምግቢ ሉኣላዊነት፣ ናይ ቴክኖሎጂ ሉኣላዊነት ፣ ናይ በጀት ሉኣላዊነት፣ ናይ ሃገር ሉኣላዊነት ብፅንዓት ደው ዘብሉ ኢዮም። እዞም ናይ…

3 ጳጉሜን – መዓልቲ ሉኣላዊነት ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)3 ጳጉሜን - መዓልቲ ሉኣላዊነት ኣብ ክልላት ኣምሓራ፣ ዓፋር፣ ሶማሌ፣ ሃረሪ፣ ሲዳማ፣ ጋምቤላ፣ ቤኒሻንጉል ጉሙዝ፣ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ፣ ደቡብ ኢትዮጵያን ማእኸላይ ኢትዮጵያ ይኽበር ኣሎ፡፡ እቲ ዕለት "ህብር ንኹለመዳያዊ ሉኣላዊነት" ብዝብል…

ኢትዮጵያ ብደምን ዓፅሚን ዝፀንዐት ካብ ኣቦታት ዝተረከብናያ ሉኣላዊት ሃገር ኢያ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገርና ኢትዮጵያ ብደምን ዓፅሚን ዝፀንዐት ካብ ኣቦታት ዝተረከብናያ ሉኣላዊት ሃገር ኢያ ክብላ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ ፅሑፍ÷ "ሎሚ መዓልቲ 3 ጳጉሜን ኣብ መዓልቲ ሉኣላዊነት "ህብር…

ብሓደጋ ትራፊክ 14 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ቡኖ በደሌ ወረዳ በደሌ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 14 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። እቲ ሓደጋ ኣይስዙ ሰባት ሰቒሉ እንትጓዓዝ ብሰንኪ ምግልባጡ ዘጋጠመ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ብመሰረት እዚ 14 ሰባት ህይወቶም ዝሓለፈ እንትኸውን፥ መበገሲ እቲ…

እዚ ምብራቕ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ብጋህሲ መሬት ጉድኣት ንዘጋጠሞም ወገናት ድጋፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እዚ ምብራቕ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ብጋህሲ መሬት ጉድኣት ንዘጋጠሞም ወገናት ናይ 5 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሩ። “ናይ ምብራቕ ዋግዋጎ ናይ ኢትዮጵያ ወተሃደራት ኢና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እዚ ምብራኽ መበል 47…

2 ጳጉሜን ናይ ሪፎርም ዕለት

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) “ሪፎርም ንዝለዓለ ኣገልግሎት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ 2 ጳጉሜን 2 ናይ ሪፎርም ዕለት ብብርኪ ሃገር ይኽበር ኣሎ። ከም ሃገር ዘጋጠሙ ናይ ፖለቲካ፣ ማሕበራዊን ኢኮኖሚያውን ስብራታት ንምፅጋን ኩለ መዳያዊ ምዕባለ ኣብ ዝሓፀረ እዋን ንምርግጋፅ ኣብ…