ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 15 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም Gebremariam Weldegerima Sep 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 15 ሚሊየን ብር ዝግመት ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ምሓዙ ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ምስ ብሄራዊ ሓበሬታን ድሕንነትን ብምዃን ብዘይሕጋዊ መገዲ ናብ ሃገር ዝኣተወ ኣቕሓ ከምዝሓዘ ኢዩ ገሊፁ ዘሎ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ንኣሽከርከርቲን ተጓዓዝቲን መንእኽቲ ሰናይ ትምኒት በዓል ሓዱሽ ዓመት ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Sep 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ኣብ ተርሚናላት ትራንስፖርት ብምርካብ ንኣሽከርከርቲን ተጓዓዝቲን መንእኽቲ ሰናይ ትምኒት በዓል ሓዱሽ ዓመት ኣመሓላሊፎም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ተርሚናላት ትራንስፖርት ህዝቢ ላምበረትን ኣዲስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ማእዲ ኣካፊለን Gebremariam Weldegerima Sep 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ን150 ዓይነ ስውራን ወገናት መኣዲ ኣካፊለን፡፡ እተን ቀዳማዊት እመቤት በዓል ሓዱሽ ዓመት ምኽንያት ብምግባር፤ በርጠሚዎስ ክርስቲያናዊ ማሕበር ሓገዝ ንዝገብረሎም 150 ዓይነ ስውራን ወገናት መኣዲ ዘካፈላ፡፡
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ፅባሕ ትውልዲ ኣዚያ ዝሐሸት ኢትዮጵያ ከምዘረክብ ርግፀኛታት ኢና – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Sep 10, 2024 0 "ትማሊ ሓሊፉ ኢዩ። ሎሚ እውን እናተዛዘመ ይርከብ። ፅባሕ ግን ጋና ኣይተነኽአን። ንፅባሕ ንምቃም ድማ ሎሚ ክንሰርሕ ኣለና። ግድብ ህዳሰ፤ ፕሮጀክታት ህንፀት ገበታ ንሃገርን ንትውልዲን፤ መገዲታትን ግድባትን፤ ስራሕቲ ህንፀት ትካላት፤ ሓምለዋይ ኣሰርን ጎስጓሽ ኢትዮጵያ ተፍሪን፤ ልምዓት ኮሪደር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ሎሚ መዓልቲ ትግሃት ንፅባሕ ትርፊ ኢዩ! – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ Gebremariam Weldegerima Sep 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ 5 ጳጉሜን - መዓልቲ ፅባሕን ድሮ ሓዱሽ ዓመትን ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፉ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ መልእኽቱ÷ “መላእ ኢትዮጵያውያን እንኳዕ ንመዓልቲ ፅባሕን ድሮ ሓዱሽ ዓመትን ብሰላም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ውሕስነት ምግቢ ንምርግጋፅ ዘተባብዕ ስራሕቲ ግብርና የሳልጥ ኣሎ- ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) Desta Sep 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ውሕስነት ምግቢ ንምርግጋፅ ዘተባብዕ ስራሕቲ ግብርና የሳልጥ ኣሎ ክብላ ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ገሊፀን። በተን ሚኒስትር ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ጋምቤላ ኣለሚቱ ኡሞድን ካልኦት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ብሄራዊ ፈተና 12 ክፍሊ 675 ብምርካብ ልዑል ውፅኢት ዘመዝገበ ተምሃራይ ቀላሚኖ ኢዩ-ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) Desta Sep 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ውፅኢት ብሄራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ዕላዊ ገይሩ። ተምሃሮ ውፅኢቶም ካብ ሰዓት 6 ለይቲ ጀሚሮም ምርኣይ ከምዝኽእሉ ተገሊፁ። ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ እቲ ፈተና ንምውሳድ ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ቤት መንግስቲ ምምሕዳርን ናይ ፕሬዚዳንት ቤት ፅሕፈትን መዓልቲ ህብር ምኽኒያት ብምግባር ትሑት እቶት ንዘለዎም ሰራሕተኛታት መኣዲ ኣንጊዶም Desta Sep 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ቤት መንግስቲ ምምሕዳርን ናይ ፕሬዚዳንት ቤት ፅሕፈትን መዓልቲ ህብር ምኽኒያት ብምግባር ትሑት እቶት ንዘለዎም ሰራሕተኛታት መኣዲ ኣንጊዶም። መዓልቲ ህብር “ህብርና ንሰላምና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብብርኪ ሃገር ብዝተፈላለዩ ስነ ስርዓታት ይኽበር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሉኣላዊነታን ምዕባለኣን ዝተረጋገፀ ዴሞክራሲያዊት ኢትዮጵያ ምህናፅ እንኽእል ብህብር ኢዩ – ኣይተ ኣደም ፋራህ Desta Sep 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰላም ዝነገሰላ ጠንካራ፣ ሉኣላዊነታን ምዕባለኣን ዝተረጋገፀ ዴሞክራሲያዊት ኢትዮጵያ ምህናፅ እንኽእል ብህብር ኢዩ ክብሉ ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር መዓርግ ናይ ዴሞክራሲ ስርዓት ህንፀት ማእኸል ምትሕብባር ሓላፊን ምክትል ናይ ብልፅግና ፓርቲ ፕሬዚዳንትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያውያን ንዘበናት ሓሊዮም ዘፅንሕዎ ከብሪ ሓድነት ብምጉልባት ንሰላም ክሰርሑ ከምዝግባእ ተገሊፁ Desta Sep 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ንዘበናት ሓሊዮም ዘፅንሕዎ ከብሪ ሓድነት ብምጉልባት ንሰላም ክሰርሑ ከምዝግባእ ኣቦታት ሃይማኖት ገሊፆም። እቶም ኣቦታት ሃይማኖት መዓልቲ ህብር ምኽኒያት ብምግባር መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ዋና ኣካያዲ ስራሕ ላዕለዋይ ቤተ ክህነትን…