Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

August 2024

ሳልሳይን ራብዓይን ተርባይናት ግድብ ህዳሰ ስራሕ ጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳልሳይን ራብዓይን ተርባይናት ግድብ ህዳሰ ትማሊ ስራሕ ከምዝጀመሩ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣበሲሮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ግድብ ህዳሰና ትማሊ ሳልሳይን ራብዓይን…

ኣብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ወፍሪ ሓንቲ ፀሓይ 615 ነጥቢ 7 ሚሊየን ፍልሲታት ተተኺሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝነበረ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር 615 ነጥቢ 7 ሚሊየን ፍልሲታት ከምዝተተኸሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣፍሊጦም። ኣብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ወፍሪ ሓንቲ ፀሓይ እዚ ዓመት፤ ኣብ ሓንቲ…

ኣብ ሓንቲ ፀሓይ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር 615 ነጥቢ 7 ሚሊየን ፍልሲታት ተተኺሎም – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝነበረ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር 615 ነጥቢ 7 ሚሊየን ፍልሲታት ከምዝተተኸሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምዝዛም መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ወፍሪ ሓንቲ ፀሓይ…

ኣብ ሓንቲ ፀሓይ መርሃ ግበር ሓምለዋይ ኣሰር ክሳብ ሕዚ 594 ሚሊየን ፈልሲታት ከምዝተተኸለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓል ኣብ ዝተኻየደ መርሃ ግብሪ ወፍሪ ሓንቲ ፀሓይ ሓምለዋይ ኣሰር ክሳብ ሕዚ 594 ሚሊየን ፈልሲታት ከምዝተተኸለ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 600 ሚሊየን ፈልሲታት ናይ ምትካል መርሃ ግበር ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ…

መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ምስ ተፈጥሮ ንኽንተዓረቕ ዘኽአለ ኢዩ – ኣደፍርስ ወርቁ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ምስ ተፈጥሮ ንኽንተዓረቕ ዘኽአለ ከምዝኾነ መተሓባበሪ ብሄራዊ ኮሚቴ ቴክኒክ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣደፍርስ ወርቁ (ዶ/ር) ገሊፆም። ኣደፍርስ ወርቁ (ዶ/ር) ኣብ መላእ ሃገር እናተኻየደ ዝርከብ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ…

በዓል ኣሸንዳ ምክንያት ብምግባር ኣብ ከተማ መቐለ ኤግዝብሽን ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ኣሸንዳ ምክንያት ብምግባር ዝተሰናደአ ኤግዝብሽን ኣብ ከተማ መቐለ ተኸፊቱ። እቲ ኤግዚብሽን÷ ማሕበር ደቂ ኣንሰትዮን ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ ብምትሕብባር ዝተዳለወ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ኣሰራርሓ ሰራዊት ምክልኻል ብዘበናዊ ቴክኖሎጂ ንኽሕገዝ እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓት ኣሰራርሓ ሰራዊት ምክልኻል ብዘበናዊ ቴክኖሎጂ ንኽሕገዝ እናተሰርሐ ምዃኑ ላዕለዋይ ኢታዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም፡፡ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ኣብ ዋና መምርሒ መራኸቢን ኢንፎርሜሽንን ማዕቢሉ ኣብ ስራሕ ዝወዓለ…

ኤጀንሲ ልምዓት ሕብረት ኣፍሪካ ምስ ኢትዮጵያ ክሰርሕ ከምዝደሊ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤጀንሲ ልምዓት ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ምስ ኢትዮጵያ ክሰርሕ ከምዝደሊ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኤጀንሲ ልምዓት ሕብረት ኣፍሪካን ምሕዝነት ልምዓት ኣፍሪካን ናርዶስ በቀለ…

ውድብ ጥዕና ዓለም 8 ነጥቢ 2 ሜትሪክ ቶን ሓገዝ ናውቲ ሕክምና ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ክልል ትግራይ ንግልጋሎት ሃንደበታዊ ሕክምና ዝውዕል 8 ነጥቢ 2 ሜትሪክ ቶን ሓገዝ ናውቲ ሕክምና ገይሩ። እቲ ሓገዝ ኣብ ሽረን ከባቢኣን ንዝንቀሳቐሱ ሽዱሽተ መሓዙት ኣገልግሎት ወሃብቲ ጉጅለታት ጥዕና ከምዝተኸፋፈለ ተገሊፁ፡፡…

ካብ ወጋሕታ ሰዓት 12 ጀሚሩ ክሳብ ሕዚ 402 ሚሊየን ፈልሲታት ተተኺሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እተኻየደ ብዝርከብ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 600 ሚሊየን ፈልሲታት ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ክሳብ ሕዚ 402 ሚሊየን ፈልሲታት ከምዝተተኸሉ ተገሊፁ፡፡ ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ሰላማዊት ካሳ ከምዝበለኦ÷ እተኻየደ ብዘሎ…