Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

August 2024

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ሽልማት ጉዕዞ ብ6 ዓውዲታት ሕፁይ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ሽልማት ጉዕዞ ብ6 ዓውዲታት ሕፁይ ኮይኑ። እቲ መገዲ ኣየር ሕሩይ መገዲ ኣየር ኣፍሪካ፣ ሕሩይ መገዲ ኣየር ክላስ ቢዝነስ ኣፍሪካ፣ ሕሩይ መገዲ ኣየር ክላስ ኢኮኖሚ ኣፍሪካ፣ ሕሩይ ብራንድ መገዲ ኣየር ኣፍሪካ፣…

ግደ ቴክኖሎጂ ሰብ ስራሕ ምስትውዓል ዝጠመተ ስልጠና ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ንኣመራርሓን ሰብ ሞያን መራኸቢ ሓፋሽ ኣብ ኣጠቓቕማ ሰብ ስራሕ ምስትውዓልን ሚዲያ ዝጠመተ ስልጠና መዕበዪ ግንዛበ ሂቡ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣመራርሓን ሰብ ሞያን ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ግልጋሎት ዜና…

ዓውዲ ትራንስፖርት ነፈርቲ ቅልጡፍን ድሕንነቱ ዝተሓለወን ንምግባር ብትኹረት እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)ኣወሃህባ ኣገልግሎት ዓወዲ ትራንስፖርት ነፈርቲ ስሉጥ፣ ዘተኣማምንን ድሕንነቱ ዝተሓለወ ንምግባር ብትኹረት እናተሰርሐ ከምዝኾነ በዓል መዚ ሲቪል ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ጌታቸው መንግስቴ ከምዝበሉዎ÷ ዓውዲ…

50 ሚሊየን ሊትሮ ዘይቲ ብልዒ ናብ ውሽጢ ዓዲ ይጎዓዓዝ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)50 ሚሊየን ሊትሮ ዘይቲ ብልዒ ካብ ጂቡቲ ናብ ኢትዮጵያ ይጎዓዓዝ ከምዘሎ ተገሊፁ። እቲ ዘይቲ፥ ንምምሕያሽ ናህሪ ናብራን ምርግጋዕ ዋጋ ኣብ ሓዱሽ ዓመትን ተሓሳቢ ብምግባር ብመንግስቲ ዝተዓደገ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ፣…

ብሳሙኤል ኡርቃቶ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ መድረኽ ዓውዲ ስፖርት ብሪክስ ይሳተፍ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኮሚሽነር ኮሚሽን ስነ ምግባርን ፀረ ግዕዚይናን ሳሙኤል ኡርቃቶ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ መድረኽ ዓውዲ ስፖርት ብሪክስ ይሳተፍ ኣሎ። መድረኽ ዓውዲ ስፖርት ኣባል ሃገራት ብሪክስ፥ ኣብቲ ዓውዲ ዝረአ ግዕዚይናን ብልሹው ኣሰራርሓን ኣብ ምክልኻል…

ቦይንግ ኣፍሪካ ቤት ፅሕፈቱ ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ ስራሕ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መቐመጢኡ ኣዲስ ኣበባ ዝገበረ ቦይንግ ኣፍሪካ ቤት ፅሕፈቱ ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ ስራሕ ከምዝጅምር ዋና ሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት ሄኖክ ተፈራ ኣፍሊጦም። ቦይንግ ናይ ኣፍሪካ ዋና ቤት ፅሕፈቱ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝኸፈተ÷ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ኣቪዬሽን…

ፕሬዚዳንት ቱኒዚያ 19 ሚኒስትራት ካብ ሓላፍነቶም ከምዘልዓሉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ቱኒዚያ ካይስ ሰዒድ ኣብ ዝቕፅል ወርሒ ጥቅምቲ ቅድሚ ዝካየድ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ 19 ሚኒስትራት ካብ ሓላፍነቶም ከምዘልዓሉ ተገሊፁ። ካብ ሞንጎ ካብ ሓላፍነት ዝተልዓሉ፤ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ፣ ምክልኻልን ጥዕናን ከምዝርከቡዎም ተገሊፁ።…

መበል 31 ከተማ ሓቆፍ ጉባኤ ትምህርቲ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ትንህርቲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ መበል 31 ከተማ ሓቆፍ ጉባኤ ትምህርቲ ምክያድ ጀሚሩ፡፡ ንክልተ መዓልቲ ዝፅንሕ እቲ ጉባኤ÷ "ዕዙዝ ትግሃት ንፅርየት ትምህርቲን ምዕባለ ሃገርን" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኻየደ ይርከብ፡፡ ኣብቲ ጉባኤ…

ኣብ ቦነስ ኣይረስ ዝተኻደ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ኣትሌት ገርባ ዲባባ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣርጀንቲና ቦነስ ኣይረስ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ደቂ ተባዕትዮ ኣትሌት ገርባ ዲባባ ተዓዊቱ፡፡ እቲ ኣትሌት ነቲ 21 ኪሎ ሜትር ብ1 ሰዓት 26 ሴኮንድ ብዝኾነ ሰዓት ክዕወት ክኢሉ፡፡ ኬኒያውያን ሙዋንጊ ኮስማስን ሪቻርድ ያተር…

1ይ ዓመት ምስረታ በዓል ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)1ይ ዓመት ታሪኻዊ ምስረታ በዓል ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ወላይታ ሶዶ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ። ናፃ ድሌትን እወንታን ህዝቢታት እቲ ክልል ፍፁም ሰላማዊን ዴሞክራሲያዊን ብዝኾነ ህዝበ ውሳነ 13 ነሓሰ 2015 ዓ.ም ኣብ ከተማ ኣርባምንጭ ኣብ…