ዓለም ለኻዊ ዜናታት ጆሃን ሩፐርት ቁጽሪ ሓደ በዓል ሃፍቲ ኣፍሪካ ኮይኖም Gebremariam Weldegerima Aug 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቡብ ኣፈሪካዊ ጆሃን ሩፐርት መጠን ሃፍቶም ናብ 14 ነጥቢ 3 ቢሊየን ዶላር ኣሜሪካ ብምዕባይ ቀዳማይ ሃፍታም ኣፍሪካ ክኾኑ ከምዝኸኣሉ ተሓቢሩ። ወናኒ ትካል መፍረዪ ክባራት ሰዓታት ሲ ፋይናንሺየር ሪችሞንት ዝኾኑ ወዲ 74 ዓመት ሩፐርት÷ መጠን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ንተወካሊ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣሰናቢተን Gebremariam Weldegerima Aug 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኢፌዲሪ ሳህለወርቅ እዋን ስረሖም ንዝዛዘሙ ተወካሊ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብዱል ካማራን (ዶ/ር) ኣሰናቢተን። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ÷ እቶም ተወካሊ ኣብ 7 ዓመታት ፃንሒቶም ንልምዓት ኢትዮጵያ ዘበርከቱዎ ልዑል ሓገዝ ምስጋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ኦሮሚያ ን3 ሺሕን 611 ተሃነፅቲ ይቕሬታ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Aug 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ን3 ሺሕን 611 ተሃነፅቲ ይቕሬታ ከምዝተገበረ ቢሮ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ እቲ ክልል ኣፍሊጡ፡፡ ሓላፊ እቲ ቢሮ ጉዮ ዋሪዮ ኣብ ዝሃዎ መግለፂ÷ ብይቕሬታ ካብ ሞንጎ ዝተፈትሑ እተን 247 ደቂ ኣንስትዮ ከምዝኾና ተዛሪቦም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብዚ እዋን ክረምቲ 10 ሚሊየን ሄክታር መሬት ብክላስተር ለሚዑ – ሚኒስቴር ሕርሻ Gebremariam Weldegerima Aug 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋን ክራማት እዚ ዓመት 10 ሚሊየን ሄክታር መሬት ብክላስተር ከምዝለምዐ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ። ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበሩ ኣብ ሚኒስቴር ሕርሻ መሪሕ ፈፃሚ ስራሕ ልምዓት ዝራእቲ ኢሳያስ ለማ፥ ኣብ ዘበነ ምህርቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ውፅኢት ፈተና 8ይ ክፍሊ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Aug 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ውፅኢት ክልላዊ ፈተና 8ይ ክፍሊ ዕላዊ ከምዝኾነ ኤጀንሲ መረጋገፂ ፅሬት ትምህርቲ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ፡፡ ኣብ ትግራይ ኣብ ዘበነ ትምህርቲ 2016 ዓ.ም 114 ሺሕን 600 ተምሃሮ ፈተና ሻምናይ ክፍሊ ከምዝወሰዱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ገቢሳ ኤጀታ (ፕ/ር) ብሉፅ ተመራማሪ ልምዓት ዝራእቲ እዚ መት ተባሂሎም ተመሪፆም Gebremariam Weldegerima Aug 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሉጥ ዩኒቨርሲቲ ኣሜሪካ ፑርዱ ትውልደ ኢትዮጵያዊ ገቢሳ ኤጀታን (ፕ/ር) ኣብ ዝወገኑዎ ስራሕቲ ምርምር ሕርሻ ተመራማሪ ልምዓት ዝራእቲ እዚ ዓመት ብምግባር መሪፁዎም፡፡ ገቢሳ ኤጀታ (ፕ/ር) ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናት ብዘካየዱዎ ምርምር “ሃይብሪድ”…
ቢዝነስ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ 43 ቢሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ Gebremariam Weldegerima Aug 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ካብ ዝተፈላለዩ ፍልፍላት ኣታዊ 43 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ፡፡ ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ኣገልግሎት ኣይተ ሽፈራው ተሊላ ከምዝበሉዎ÷ ዝተቐላጠፈን ዘተኣማምንን ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ኣሜሪካ ጎማ ቦይንግ ኣውሮፕላን ፈንዲኡ ህይወት 2 ክልተ ናይ ፅገና ሰራሕተኛታት ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Aug 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ኣትላንታ ጎማ ቦይንግ ኣውሮፕላን ፈንዲኡ ህይወት 2 ክልተ ናይ ፅገና ሰራሕተኛታት ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። ቦይንግ 757-232 ዝብል መፍለዪ ፍርያት ዘለዋ እታ ኣውሮፕላን ንብረት መገዲ ኣየር ዴልታ ኣሜሪካ እንትትከውን÷ ኣብ ዓለም ለኸ…
ስፓርት ብ5000 ሜትር ውድድር ፍፃመ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮያውያን ኣትሌታት ተዓዊተን Gebremariam Weldegerima Aug 28, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትሕቲ 20 ዓመት 5000 ሜትሮ ውድድር ፍፃመ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮያውያን ኣትሌታት ተዓዊተን። ኣትሌት መዲና ኢሳ ብ14:39:71 ቀዳመይቲ ብምውፃእ ክብረወሰን ዓለም እቲ ውድድር ሜዳልያ ወርቂ ተዓዊታ። ኣትሌት መቅደስ ኣለምሸት ድማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እቲ ኮሚሽን ፅባሕ ኣብ ክልል ሲዳማ ዝጅምሮ ኣጀንዳ ናይ ምእካብ ስራሕ ዝጠመተ መግለፂ ሂቡ። Desta Aug 27, 2024 0 ዕጡቓሕ ሓይሊታት ሰለማዊ መገዲ ብምምራፅ ኣብ ሃገራዊ ዘተ ንክሳተፉ ኣድላዪ ደገፍ ክግበር ኢዩ ተባሂሉ ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕጡቓሕ ሓይሊታት ሰለማዊ መገዲ ብምምራፅ ኣብ ሃገራዊ ዘተ ንክሳተፉ ኣድላዪ ደገፍ ክግበር ኢዩ ክብል ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።…