Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

August 2024

ዓለም ለኸ ሳይንቲስታት ኣብ ፓርክ ሓድነት ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ሉሲ(ድንቅነሽ) ዝተረኸበትሉ መበል 50 ዓመት  ክብረ በዓል ንምስታፍ ካብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዓለም ዝመፅኡ ልዕሊ 200 ዓለም ለኸ ሳይንቲስታት ኣብ ፓርክ ሓድነት ዑደት ኣሳሊጦም። ሓድጊ ሉሲ ዝተረኸበሉ መበል 50 ዓመት ናይ ኢትዮጵያ መድረ…

ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ተሳትፎ ሰብ ሃፍቲ ቻይና ከብ ዘብሉ ሪፎርምታት ከምዝተገበሩ ተሓቢሩ

 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ተሳትፎ ሰብ ሃፍቲ ቻይና ከብ ዘብሉ ሪፎርምታት ከምዝተገበሩ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ፍስሃ ይታገሱ (ዶ/ር) ገሊፆም። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝሳለጥ ዘሎ ዓመታዊ ፎረም ቢዝነስ…

ለውጢ ማይክሮ ኢኮኖሚ ብቑንፁል ዘይኮነስ ብሙሉእነት ምርኣይ ይግባእ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ለውጢ ማይክሮ ኢኮኖሚ ብቑንፁል ዘይኮነስ ብሙሉእነት ምርኣይ ይግባእ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሎሚ ንጎሆ ብዛዕባ ለውጢ ማይክሮ ኢኮኖሚ ዝጠመተ…

ትካላት ሃይማኖት ንምርግጋፅ ሰላም ዘለዎም ግደ ኣጠናኺሮም ክቕፅሉ ይግባእ- ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት ሃይማኖት ንምርግጋፅ ሰላም ዘለዎም ግደ ኣጠናኺሮም ክቕፅሉ ይግባእ ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ፃውዒት ኣቕሪበን። ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ መበል 16 ስሩዕ ሓፈሻዊ ጉባኤን መድረኽ ኣፍልጦን “ፅቡቕ ንዝገበሩልና ነመስግን፤…

ስታዲየም ባህርዳር ኣህጉራዊን ዓለም ለኻዊን ውድድራት ምትእንጋድ ብዘኽእል መገዲ ይህነፅ ኣሎ-ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስታዲየም ባህርዳር ኣህጉራዊን ዓለም ለኻዊን ውድድራት ምትእንጋድ ብዘኽእል መገዲ ይህነፅ ኣሎ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሎሚ መዓልቲ…

ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ ከይዲ ህንፀት ዓለም ለኸ ስታዲየም ባህር ዳር ዑደት ተዓዚቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ከይዲ ህንፀት ዓለም ለኸ ስታዲየም ባህር ዳር ዑደት ተዓዚቦም። ምክትል ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ጀኔራል ኣበባው ታደሰ፣ ምክትል ሓላፊ መምርሒ ላዕለዋይ ምርመራ ገበን ፖሊስ ፌዴራል ኮሚሽነር…

ብቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ከተማ ነቀምቴ ዝተሃንፀ ፋብሪካ ባንን ሕሩፅን ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ከተማ ነቀምቴ ዝተሃንፀ ፋብሪካ ባንን ሕሩፅን ተመሪቑ። ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ምረቓ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳ ከምኡወን ሰብ መዚ ክልልን ፌዴራልን ተረኺቦም።…

ኢትዮጵያ ብ20 ኪሎ ሜትር ውድድር ስጉሚ መበል ሻድሻይ ደረጃ ሒዛ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስጋናው ዋቁማ፥ ኣብ ፈረንሳይ፣ ፓሪስ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ መበል 33 ውድድር ኦሊምፒክ ብ20 ኪሎ ሜትር ውድድር ስጉሚ ደቂ ተባዕቲዮ መበል ሻድሻይ ደረጃ ብምሓዝ ዛዚሙ። ኣብቲ ውድድር ኢኳዶር እንትትዕወት፥ ኣትሌታት ብራዚልን ስፔንን ድማ ካልኣይን…

መገዲ ቦሌ ንከተማና ብዝምጥን ፅባቐ ዘበናዊ መሰረተ ልምዓታት ብምክታት ብስራትን ተወሳኺ ዓወትን ብምዃን ተዛዚሙ- ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መእተዊ በሪ ኣፍሪካ፣ ኢትዮጵያን ኣዲስ ኣበባ ዝኾነ መገዲ ቦሌ ንከተማና ብዝምጥን ፅባቐ ዘበናዊ መሰረተ ልምዓታት ብምክታት ብስራትን ተወሳኺ ዓወትን ብምዃን ተዛዚሙ ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እተን ከንቲባ ኣብ…