Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

August 2024

ምትግባር ስምምዕነት ማዕቐፍ ምትሕብባር ተፋሰስ ናይል ህዝቢታት እቲ ተፋሰስ ዓብዪ ተስፋ ዝገብሩሉ ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 32 ጉባኤ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሃገራት ተፋሰስ ኣብ ዩጋንዳ ካምፓላ ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸቡ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂ ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር)÷ ምትግባር ስምምዕነት ማዕቐፍ ምትሕብባር ተፋሰስ ናይል ስዒቡ ዝመፅእ ምጥያሽ…

ልምዓት ኮሪደር ምትሕብባር ነበርቲን ምውዳድ ኣብያተ ዕዮን ዝተረጋገፀሉ ኢዩ- ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)ልምዓት ኮሪደር ምትሕብባር ነበርቲን ምውዳድ ኣብያተ ዕዮን ዝተረጋገፀሉ ኢዩ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ “ለውጢ ኣዲስ ኣበባ ሃፍቲ ብምቑጣብ፣ ንግቡእ ሓበራዊ…

ኣብ ህንዲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ኣብ ዘሎ ፍርስራስ ኣርባዕተ ሰባት ብህይወት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)ቅድሚ ሰለስተ መዓልታት ኣብ ህንዲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ኣብ ዘሎ ፍርስራስ ኣርባዕተ ሰባት ብህይወት ተረኺቦም። ብሰንኪ እቲ ሓደጋ 195 ሰባት ህይወቶም ከምዝሰኣኑን ካልኦት 200 ሰባት ድማ ኣበይ ከምዘለዉ ከምዘይፍለጥን ተገሊፁ።…

ስርዓተ ትምህርቲ ናይዛ ሃገር ጭቡጥ ኩነታት መሰረት ዝገበረ ኢዩ – ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓተ ትምህርቲ ናይዛ ሃገር ጭቡጥ ኩነታት መሰረት ዝገበረ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ኣፍሊጦም። ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ሚኒስቴር ትምህርቲን ተፀዋዕቲ ትካላትን ኣብ ኣፈፃፅማ ዓመታዊ ትልሚ ይዛተዩ ኣለዉ። ኣብቲ መድረኽ…

ዘይጥዑይ ምንቅስቓስ ንግዲ ብገበን ከምዘሕትት ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘይጥዑይ ምንቅስቓሳት ንግዲ ብምምሕዳራዊን ገበንን ዘሕትቱ ግህሰታት ሕጊ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ትናሊ ምስ ዝተፈላለዩ መዳርግቲ ኣካላት ኣብ ዝገበርዎ መድረኽ ዘተ፥ ለውጢ ማክሮ ኢኮኖሚ ብቑንፁል ዘይኮነስ ብሙሉእነት…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ህንዲ መበል ሓምሻይ መዕረፊ በረራ ወሲኹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ህንዲ መበል ሓምሻይ መዕረፊ በረራ ከምዝወሰኸ ኣፍሊጡ። መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ሚኒስቴር ስቪል ኣቬዬሽን ህንዲን 30 ሓምለ 2024 ዓ.ም.ፈ ናብ ህንዲ ሃይደራባድ ሰለስተ በረራታት ንምውሳኽ ሓበራዊ ሰነድ ስምምዕነት ምኽታሞም…

ንዞባ ጎፋ 4 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር ደገፍ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጎፋ ብሰንኪ ዘጋጠመ ጋህሲ መሬት ጉድኣት ንዝበፅሖም ወገናት ዝኸውን 4 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ። ሚኒስትር ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር)፥ ብሰንኪ እቲ ሓደጋ ብዝበፅሐ…

ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ልዑል ትፅቢት ዝግበሩሉ ውድድር 10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ተባዕቲዮ ሎሚ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 33 ፀወታታት ኦሊምፒክ ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ልዑል ትፅቢት ዝግበሩሉ ውድድር 10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ተባዕቲዮ ሎሚ ክካየድ ኢዩ። እቲ ውድድር ሰዓት 4 ፡ 20 ምሸት ዝካየድ እንትኸውን፥ ኣትሌት በሪሁ ኣረጋዊ፣ ሰለሞን ባረጋን ዮሚፍ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ሓደ ሰብ ህይወቱ ስኢኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ቦሌ ወረዳ 12 ከባቢ ቡልቡላ ማርያም ማዞሪያ  ትማሊ ምሸት ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ሓደ ሰብ ህይወቱ ከምዝሰኣነን ካልኡት ክልተ ድማ ጉድኣት ከምዘጋጠሞምን ተገሊፁ። እቲ ሓደጋ፥ ኣብ ሹቕ መለዋወጢ ኣቑሑ መካይን…

ክልል ኦሮሚያ ኣብ ወረዳ ገዜ ጎፋ ብሓደጋ ጋህሲ መሬት ጉድኣት ንዘጋጠሞም ወገናት ደገፍ 50 ሚሊየን ብር ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ወረዳ ገዜ ጎፋ ቀበቴ ኬንቾ ሻቻ ጎዝዲ ብሓደጋ ጋህሲ መሬት ጉድኣት ንዘጋጠሞም ወገናት ደገፍ 50 ሚሊየን ብር ገይሩ። እቲ ክልል በቲ ሓደጋ ህይወቶም ብዝሰኣኑ ወገናት ዝተሰመዖ ዓምዩቕ ሓዘን…