Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

August 2024

የማነ በርሀ ኣፍሪካና ሪል ስቴት ንተጎዳእቲ ወረዳ ጎፋ ገዜ ናይ 5 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)የማነ በርሀ ኣፍሪካና ሪል ስቴት ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ወረዳ ጎፋ ገዜ ብዘጋጠመ ጋህሲ መሬት ጉድኣት ንዘጋጠሞም ወገናት ዝውዕን ደገፍ 5 ሚሊየን ብር ገይሩ። ነቶም ወገናት ዝውዕል ደገፍ፥ ዝተፈላለዩ መንግስታዊን ዘይመንግስታዊን ትጋላት ሓገዝ…

ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ምስ ፋውንዴሽን ልምዓት ገፀር ቻይና ብምትሕብባር ንምስራሕ ከቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ምስ ፋውንዴሽን ልምዓት ገፀር ቻይና ብምትሕብባር ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ከቲሙ። እቲ ስምምዕነት ኣብ ዓልኣይ ምዕራፍ ማዕቐፍ ምትሕብባር ኣብ 7 ቀንዲ ቀንዲ ዓውዲታት ልምዓት ንፀገም ዝተቓልዑ ክፋላት…

ብሊንከን ኢራንን ሂዝቦላህን ኣብ ልዕሊ እስራኤል መጥቃዕቲ ክፍንዋ ከምዝኽእላ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሃምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ኢራንን ሂዝቦላህን ኣብ ውሽጢ ዝቕፅሉ 24ን 48ን ሰዓታት ኣብ ልዕሊ እስራኤል መጥቃዕቲ ክፍንዉ ይኽእሉ ኢዮም ክብሉ ኣጠንቂቖም። ኣብ ማእኸላይ ምብራቕ ዞባዊ ኲናት ክቕስቀስ ይኽእል ኢዩ ብዝብል ልዑል…

ኢትዮ ኢንጂነሪንግ ግሩፕ ዘበናዊ ፋብሪካ ሓፂነ መፂን ከምዝሃንፅ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ኢንጂነሪንግ ግሩፕ ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ዘበናዊ ፋብሪካ ሓፂነ መፂን ከምዝሃንፅ ገሊፁ። ዋና ኣስፈፃሚ ስራሕ ኢትዮ ኢንጂነሪንግ ግሩፕ ኣምባሳደር ሱሌይማን ደደፎ፥ ኢትዮጵያ ደቀቕቲ ብሎን እንተይተረፈ ካብ ወፃኢ ዓዲ ከምእተእቲ ተዛሪቦም።…

ሚኒስቴር ሰላም ንዞባ ጎፋ 6 ነጥቢ 4 ሚሊየን ብር ዝግመት ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ሰላም ኣብ ዞባ ጎፋ ብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ጉድኣት ንዘጋጠሞም ዜጋታት ዝውዕን 6 ነጥቢ 4 ሚሊየን ብር ዝግመት ናይ ዓይነትን ገንዘብን ደገፍ ገይሩ። ካብ መንጎ እቲ ዝተገበረ ደገፍ፥ 2 ነጥቢ 2 ሚሊየን ብር ብጥረ ገንዘብ ከምዝተውሃበ…

ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ዘጋጠምዎ ፀገማት ብጊዜያዊነት ብምፍታሕ ሲሚንቶ ምፍራይ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ዘጋጠምዎ ፀገማት ብጊዜያዊነት ብምፍታሕ ሲሚንቶ ምፍራይ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ። እቲ ፋብሪካ ኣብ ዕላዊ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፁ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ ብሰንኪ ኣብ ናይ ዕደና ቦታታት ዘጋጠመ ፀገም ንምፍራይ ሲሚንቶ ዘድሊ…

83 ኢትዮጵያውያን ካብ ጅቡቲ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ ምስ ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ብምትሕብባር 83 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ክምለሱ ገይሩ፡፡ ኣብ ዝቕፅሉ መዓልቲታት ኢትዮጵያውያን ናይ ምምላስ ተግባር ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ምግላፁ እውን ካብቲ ኤምባሲ ዝረኸበናዮ…

ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ እትሳተፈሉ ውድድር ፍፃመ 5 ሽሕ ሜትሮ ሎሚ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ እትሳተፈሉ ውድድር ፍፃመ 5 ሽሕ ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ሎሚ መዓልቲ ክካየድ ኢዩ። ኣብቲ ሰዓት 4፡10 ዝጅምር ውድድር፥ ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ጉዳፍ ፀጋይ፣ እጅጋየሁ ታዬን መዲና ኢሳን ክሳተፋ ኢየን። ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ…

ልዕሊ 20 ኣባላት ዝሓዘ ጉጅለ በፃሕቲ ቻይና ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 20 ኣባላት ዝሓዘ ጉጅለ በፃሕቲ ቻይና ሎሚ መዓልቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ። ብኣተሓባባራይነት “ተች ሮድ” ዝተብሃለ ትካል ቻይናን ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ቻይናን ንዝመፅኡ በፃሕቲ÷ ሚኒስትር ዴኤታ ቱሪዝም ስለሺ ግርማ ኣቀባብላ ገይሮምሎም፡፡…

ጦር እስራኤል ብኢራን ክፍፀም ንዝኽእል መጥቃዕቲ ንምምካት ኣብ ተዳሎ ከምዝርከብ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጦር እስራኤል ኢራን ክፍፅሞ ኢየ ንዝበለቶ መጥቃዕቲ ኣድላዪ ምላሽ ንመሃብ ኣብ ተዳሎ ከምዝኾነ ኣፍሊጡ፡፡ ኣብ ቀረባ እዋን ላዕለዋይ ሓላፊ ፖለቲካ ሃማስ ኢስማኤል ሃኒዬህን ላዕለዋይ ኣዛዚ ጉጅለ ዕጡቕ ሂዝቦላህ ሊባኖስ ኣብ ኢራን ከምዝተቐተሉ…