Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

August 2024

ላዕለዎት ኣመራርሓ ሚኒስቴር ግብርና ኣብ ወረዳ ዱብቲ ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ሚኒስቴር ግብርና ኣብ ክልል ዓፋር ወረዳ ዱብቲ ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም። ኣብቲ መርሃ ግብሪ፥ ሚኒስትር ግርማ ኣመንቴን (ዶ/ር) ሓዊሱ ካልኦት ሚኒስትር ዴኤታታት፣ ዳይሬክተራትን ሰራሕተኛታትን ተሳቲፎም። ብመዓርግ ምክትል…

ኣብ ሱዳን ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሑጅ 31 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሱዳን ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሑጅ 31 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። ብተወሳኺ ኣብ ለዕሊ መንበሪ ኣባይቲን ነብረትን ጉድኣት ከምዘጋጠመ ተሓቢሩ። ኣቐባሊ ቃል ሲቪል መከላከያ ሱዳን ቁሬሺ ሁሴን፥ ክሳብ ሐዚ ኣብ ሸነኽ ሰሜን እታ ሃገር ብዘጋጠመ ሓያል…

ኢትዮጵያ እትሳተፈሎም 4 ውድድራት ፍፃመ ሻምፒዮና ዓለም ትሕቲ 20 ዓመት ሎሚ ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፔሩ ሊማ ይካየድ ኣብ ዘሎ ሻምፒዮና ዓለም ትሕቲ 20 ዓመት፥ ኢትዮጵያ እትሳተፈሎም 4 ውድድራት ፍፃመ ክካየዱ ኢዮም። ብመሰረት እዚ ኣትሌት ህይወት ኣምባውን ኣትሌት ብርሃን ሙሉን ዝሳተፋሉ ውድድር ስጉሚ 10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ምሸት…

ኣትሌት ሲምቦ ኣለማየሁ ብደቂ ኣንስትዮ 3 ሺሕ ሜትሮ መሕንኩሎ ንኢትዮጵያ ሜዳሊያ ወርቂ ኣምፂኣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፔሩ ሊማ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ትሕቲ 20 ዓመት ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ኣትሌት ሲምቦ ኣለማየሁ ብደቂ ኣንስትዮ 3 ሺሕ ሜትሮ መሕንኩሎ ንኢትዮጵያ ሜዳሊያ ወርቂ ኣምፂኣ። ኣትሌት ሲምቦ ብ9 ደቒቕ 12 ሰከንድን 71 ማይክሮ ሰከንድን…

በዓል ዓይኒ-ዋሪ ባህላዊን ታሪኻዊን ትሕዝቱኡ ከይተበረዘ ብፍሉይ ድምቀት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ነሓሰ 24 ዝኽበር በዓል ዓይኒ-ዋሪ ባህላዊ፣ ሃይማኖታዊን ታሪኻዊን ትሕዝቱኡ ከይተበረዘ ብፍሉይ ድምቀት ሎሚ መዓልቲ ይኽበር ኣሎ።   በዓል ኣሸንዳ/ማሪያ 16 ነሓሰ ኣብ መብዛሕቲአን ከተማታትን ገፀር ወረዳታትን ትግራይ ዝኽበር…

ሚኒስቴር ጥዕና ነበር ተዋጋእቲ እግሪ ንምትካል ዝሕግዝ ሰነድ ንብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ኣረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ነበር ተዋጋእቲ እግሪ ንምትካልን ናብ ሰለማዊ ስቪላዊ ናበርኦም ንምምላስን ዝሕግዝ ሰነድ ንብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ኣረኪቡ። እቲ ሚኒስቴር ደገፍ ኣገልግሎት ሳይኮሶሻል ኣቢሉ ኣገልግሎት ማዕዳ ጥዕና ብምሃብ ነቶም ነበር ዕጡቓት አግሪ…

ሩሲያ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ንምጥንኻር ከምእትሰርሕ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ንምጥንኻር ከምዝሰርሑ ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ኤቭጌኒ ቴርኪን ገሊፆም። ሚኒስትር ሰላም ብናልፍ ኣንዱዓለም ምስ ኣምባሳደር ኤቭጌኒ ቴርኪን ኣብ ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢን ሀንፀት ሰላም…

ኣብ ትግበራ ሃገር ቦቆል ኢኮኖሚ ተሳትፎ ዓውዲ ውልቀ ልዑል ዓቕሚ ኣለዎ- ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግበራ ሃገር ቦቆል ኢኮኖሚ ተሳትፎ ዓውዲ ውልቀ ልዑል ዓቕሚ ኣለዎ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ተዛሪቦም። “ናይ ኢትዮጵያ ይዓድጉ” ብዘብል መሪሕ ሓሳብ ንሓሙሽተ ተኸታተልቲ መዓልታት ብዝተፈላለዩ ኩነታት ክካየድ ዝቐነየ…

ዋና ፀሓፊ ሴክሬታሪያት ኣህጉራዊ ዞባ ነፃ ንግዲ ኣፍሪካ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ሴክሬታሪያት ኣህጉራዊ ዞባ ነፃ ንግዲ ኣፍሪካ ዋምኬሌ ሜኔ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ዘምድናን ያስሚን ወሐብረቢ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ብምርካብ ነቶም ዋና ፀሓፊ…

ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ምስ ተወካሊ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ዓለም ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒሰትር መስኖን ቆላማ ከባቢን ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ምስ ተወካሊ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ዝላታን ሚሌሲክ ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ምምሕያሽ ናብራ ዜጋታት ኣብ ዘኽእሉ ፕሮጀክትታት ብምትሕብባር ምስራሕ ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ምልዛቦም…