Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

August 2024

ፖሊሲ ኣፍራዪ ኢንዱስትሪ ተግባራዊ ንምግባር ዓውዲ ውልቀ ልዑል ግደ ከምዘለዎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊሲ ኣፍራዪ ኢንዱስትሪ ተግባራዊ ንምግባር ዓውዲ ውልቀ ልዑል ግደ ከምዘለዎ ተገሊፁ። ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ምስ ሚድሮክ ኢንቨስትመንት ግሩፕ ንምስራሕ ዘኽእል ዘተ ኣሳሊጡ። ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል፥ ዓውዲ ኣፍራዪ ኢንዱስትሪ ከብ ንምባል…

ሱፍሌ ማልት ኢንቨስትመንቱ ኣብ ኢትዮጵያ ንከስፍሕ ዘኽእል ኣድላዪ ደገፍ ከምዝግበር ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሱፍሌ ማልት ኢንቨስትመንቱ ኣብ ኢትዮጵያ ንከስፍሕ ዘኽእል ኣድላዪ ደገፍ ከምዝግበር ኮርፖሬሽን ፓርክታት ልምዓት ኢትዮጵያ ገሊፁ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ኮርፖሬሽን ፍስሃ ይታገሱ (ዶ/ር) ምስ ዋና ኣካያዲ ስራሕ ሱፍሌ ማልት ኢትዮጵያ ቶማስ ኔቪው…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ ዘይሕጋዊያን ነጋዶ ዝተወረሰ 800 ሺሕ ሊትሮ ዘይቲ ብልዒ ንማሕበራት ሕብረት ስራሕ ሸማቶ ተኸፋፊሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከፍለ ከተማ ጉለሌ ካብ ዘይሕጋዊያን ነጋዶ ዝተወረሰ 800 ሺሕ ሊትሮ ዘይቲ ብልዒ ን10 ማሕበራት ሕብረት ስራሕ ሸማቶ ተኸፋፊሉ። ምምሕያሽ ማክሮ ኢኮኖሚ ስዒቡ ኣብታ ከተማ ሒደት ነጋዶ ኣብ ልዕሊ መሰረታዊ ሃለቕቲ ናውቲታት ዘይሕጋዊ…

ዝህልወና ተቐባልነት ኣብ ስራሕን ስራሕን ዝተመርኮሰ ክኸውን ይግባእ-ኣይተ ጌታቸው ረዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ መቐለ ተሳትፎ ሕብረተሰብ ብምርግጋፅ ብውሽጣዊ ዓቕሚ ኣብ ሓፂር ግዘ ዝሰርሖም ዘለው ፕሮጀክታት ኣጠናኺሩ ክቕፅለሉ ከምዘለዎ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ገሊፆም። ምምሕዳር ከተማ መቐለ፥ ኣብታ ከተማ…

ኣብ ዓለም ለኸ መዓልቲ መናእሰይ ዝጠመተ ፓናል ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ዓለም ንመበል 24 ግዘ ኣብ ኢትዮጵያ ድማ ንመበል 21 ግዘ ዝኽበር ዓለም ለኸ መዓልቲ መናእሰይ ዝጠመተ ፓናል ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ብኣሰናዳእነት ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን እናተኻየደ ዝርከብ እቲ ፓናል ዘተ÷ "መናእሰይ…

እናተኸልና ነንብብ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እናተኸልና ነንብብ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ካብ መፅሓፍ፥ “ዳንኤል ክብረት፤ የትርክት ዕዳና በረከት፤ 2016፤ ገጽ 522-523” ብዝብል ዘካፈልዎ ከምዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ።…

ማሕበር ቀይሕ መስቀል ንትግራይ ሓዊሱ ንኣርባዕተ ክልላት ኣፋውስን ናውቲታትን ሕክምና ኣረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ቀይሕ መስቀል ንክልላት ትግራይ፣ ኦሮሚያ፣ ኣምሓራን ቤኒሻንጉልን ኣፋውስን ናውቲታትን ሕክምና ኣረኪቡ። እቶም ኣፋውስን ናውቲታትን ሕክምና ልዕሊ 58 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም እንትኾኑ፥ ኣብተን ክልላት ንዝርከባ 32 ትካላት ጥዕና…

ኣብ 2017 ዓ.ም ኣብ ስራሕቲ ሰናይ ምምሕዳርን ፀፅታን ዓብዪ ለውጢ ንምምፃእ ክስራሕ ኢዩ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኣብ 2017 ዓ.ም ኣብ ስራሕቲ ሰናይ ምምሕዳርን ፀፅታን ዓብዪ ለውጢ ንምምፃእ ከምዝሰራሕ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። መድረኽ ገምጋም ተፀዋዕለነቶም ንቀዳማይ ሚኒስትር ዝኾኑ ኣፈፀምቲ ትካላት ኣፈፃፅማ በጀት ዓመት…

ብዘይ ትእዛዝ ሓኪም ዝውሰድ መድሓት ሕማም ዓሶ ንዝተፈላለዩ ፀገማት የቃልዕ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሓኪም ዘይተኣዘዘ መድሓኒት ሕማም ዓሶ ምውሳድ ዝተፈላለዩ ጉድኣታት ከምዘስዕብ ሰብ ሞያ ሕክምና ይገልፁ፡፡ ሕማም ዓሶ ዘምፅእ ፅግዕተኛ ዓሌት ህዋስ እንተይተፈለየን መምርሒ ሕክምና ኣብ ዘይብሉን መድሓኒት ሕማም ዓሶ ምጥቃም÷ ምስ መጠን መድሓኒት፣…

ስታርትኣፓት ንምትእንጋድ ዘኽእል ጥጡሕ ሃዋህው ንምህናፅ እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስታርትኣፓት ንምትእንጋድ ዘኽእል ጥጡሕ ሃዋህው ንምህናፅ እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣፍሊጡ። ኣብ ኢትዮጵያ ስነ ምህዳር ስታርትኣፕ ምቹው ንምግባር እናተሰናደአ ኣብ ዝርከብ ረቂቕ ኣዋጅ ዝርዝር ትሕዝቶ ዝጠመተ ዘተ ተኻይዱ፡፡…