Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

August 2024

ሜላታት ምክልኻል ሕማም ኮሌራ (ሽሮኽ)

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕማም ኮሌራ (ሽሮኽ) በዞም ዝስዕቡ ሜላታት ምክልኻል ከምዝከኣል ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ገሊፁ። ብመሰረት እዚ፦ ■ ዝተሓከመ ወይ ፈሊሑ ዝዘሓለ ማይ ኣብ ዝተሓፅበን ፅሩይን መትሐዚ ምዕቃብ፣ ■ ንመስተን መመገቢን ኣቑሑት…

ኢትዮጵያ ትፅቢት ትገብረሉ ውድድር ፍፃመ 10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ሎሚ ምሸት ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 33 ኦሊምፒክ ፓሪስ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዝሳተፋሉ  ውድድር ፍፃመ 10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ሎሚ ምሸት ክካየድ ኢዩ፡፡ ኣብቲ ውድድር ፍፃመ÷ ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ፣ ኣትሌት ፅገ ገብረሰላማን ኣትሌት ፎትዬን ተስፋይን ንኢትዮጵያ…

መመሓየሺ መሃያ ሲቪል ሰርቫንት ብዝብል ዝተጋወሐ ሓበሬታ ሕሶት ከምዝኾነ መኩሪያ ሃይሌ (ዶ/ር) ኣፍሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መመሓየሺ መሃያ ሲቪል ሰርቫንት ብዝብል ዝተጋወሐ ሓበሬታ ሕሶትን ዝኾነ ይኾን መበገሲ መሰረት ዘይብሉን ከምዝኾነ ኮሚሽነር ሲቪል ሰርቪስ መኩሪያ ሃይሌ (ዶ/ር) ኣፍሊጦም። መኩሪያ ሃይሌ (ዶ/ር) ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ÷ ስኬል መሃያ…

ምውፋራት ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ሃገራዊ ሰላምን ምርግጋእን ንኸዓስል ልዑል ግደ ነይሩዎም – ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን

አዲስ አበባ፣ ነሐሴ 2፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳይሬክተር ጀነራል ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ዝተፈላለዩ ክፍሊታት ስራሕ ተዘዋዊሮም ብምዕዛብ ኣብ ቀፃሊ ወፍሪታት ዝጠመተ መምርሒ ስራሕ ሂቦም፡፡ እቲ ትካል ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋላት እታ ሃገር ዘጋጠሙ ምንጋዕ…

መሃያ ሲቪል ሰርቫንት መንግስቲ ፌዴራል ብዝብል ዝተጋወሐ ሓበሬታ ሓሶት ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መሃያ ሲቪል ሰርቫንት መንግስቲ ፌዴራል ብዝብል ኣብ ዝተፈላለዩ ማሕበራዊ ሚዲያታት ዝተጋወሐ ሓበሬታ ሓሶት ከምዝኾነ ፋና መፃረዪ ኣረጋጊፁ። ተወሳኺ በጀት ብቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ይኹን ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዘይፀደቐሉ ኩነታት፤ መሰል ናይ ሕሶት…

ብሄራዊ ባንኪ መመልከቲ ውልቀ ቢሮታት ሸርፊ ወፃኢ ንምኽፋት ምቕባል ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ናይ ውልቀ ቢሮታት ሸርፊ ወፃኢ ንምኽፋት መመልከቲ ፍቓድ ስራሕ ምቕባል ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ። እቲ ባንኪ ነቲ ጉዳይ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷  ካበ 22 ሓምለ 2016 ጀሚሩ ኣብ ስራሕ ብዝወዓለ መምርሒ ስራሕ ሸርፊ ወፃኢ…

ኣብ ዘበነ ምህርቲ 2016/17 ዓ.ም 24 ሚልዮን ኩንታል ንምርካብ እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዘበነ ምህርቲ 2016/17 ዓ.ም 24 ሚልዮን ኩንታል ንምርካብ እናተሰርሐ ምዃኑ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ እያሱ ኣብርሃ (ዶ/ር) ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ ኩነታት ዝናብ እዚ ዓመት ኣብ ኣብዝሓ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ሽልማት ተበርኪቱሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን “ሽልማት ናይ ህይወት ዘበን እቶም ፕሬዚዳንት” ተበርኪቱሉ። እቲ ሽልማት መገዲ ኣየር ኣብ ዩናይትድ ስቴትስ ኣሜሪካ ንዝርከቡ ክፍሊታት ማሕበረሰብ ንዝተውሃቦ ዕዙዝ ኣገልግሎት ዝተበርከ ከምዝኾነ…

ኣትሌት ለሜቻ ግርማ ኣብ ፅቡቕ ኩነታት ጥዕና ከምዝርከብ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ተወዳዳራይ 3 ሺህ መሕንኩሎ ኣትሌት ለሜቻ ግርማ ካብ ዘጋጠሞ ጉድኣት ሒሹዎ ኣብ ፅቡቕ ኩነታት ጥዕና ከምዝርከብ ተገሊፁ፡፡ እቲ ኣትሌት ትማሊ ምሸት ኣብ ፈረንሳይ ኦሊምፒክ ፓሪስ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር መሕንኩሎ 3 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ተባዕትዮ÷ ኣብ ናይ…

ኣሜሪካን ብሪታኒያን ኣብ ትሕዝቶታት ዓማፂ ሁቲ መጥቃዕቲ ፈፂመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካን ብሪታኒያን ኣብ ትሕዝቶታት ዓማፂ ሁቲ ወተሃደራዊ መጥቃዕቲ ፈፂመን። ፈልፍል ሓበሬታ እቲ ዓማፂ ጉጅለ ዝኾነ ፈልፍል ዜና ኣል ማሲራህ ብምርቋሕ ዓረብ ኒውስ ከምዝፀብፀቦ፥ እቲ ጉጅለ ዒላማ ዝገበረ ከልተ ተኸታታሊ መጥቃዕቲ ኣብ ደቡብ ምዕራብ…