Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

August 2024

ኣብ ዓውዲ ኮሙኒኬሽን ሓሳባት ኢትዮጵያ ንዓለም ናይ ምፍላጥ ስራሕ ብስፍሓት ከምዝስራሕ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተትሓዘ በጀት ዓመት ኣብ ውሽጢ ሃገር ወርዓት ኮሙኒኬሽን ካብ ምጥንኻር ሓሊፉ ሓሳባትን ዓቕሚታትን ኢትዮጵያ ንዓለም ናይ ምፍላጥ ስራሕ ብስፍሓት ከምዝስራሕ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ኣገልግሎት ሰላማዊት ካሳ÷…

መድረኽ ዘተ ቁፅፅር ጥዕና፣ ስነምግብን መድሓኒትን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ዘተ ስሩዕ ስፔሻላይዝድ ቁፅፅር ጥዕና፣ ስነምግብን መድሓኒትን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ፥ ጥዕና ምብራኽ ኣብ ኣፍሪካ፣ ኩለ መዳያዊ ናይ ጥዕና፣ ዝተመጣጠነ ምግቢ፣ ቁፅሪ ህዝቢ፣ ቁፅፅር መድሓኒት፣ ምክልኻል ገበንን…

ኩባንያ ሁዋዌ መሰረተ ልምዓታት ሓይሊ ንምዝማን ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ሓገዝ ንኽገብር ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይናዊ ኣፍራዪ ኤሌክትሮኒክስ ኩባኒያ ሁዋዌ ኣብ ኢትዮጵያ መሰረተ ልምዓታት ሓይሊ ንምምሕያሽን ንምዝማንን ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ሓገዝ ንኽገብር ተሓቲቱ፡፡ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር)÷ ምስ ፕሬዚዳንት ህዋዌ ኣብ ዞባ ምብራቕና…

ፓርክታት ኢንዱስትሪ ናብ ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ነምልዋጥ ዘኽእሉ ተግባራት እናተሰርሑ ይርከቡ – ፍሰሃ ይታገሱ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርክታት ኢንዱስትሪ ናብ ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ነምልዋጥ ዘኽእሉ ተግባራት እናተሰርሑ ከምዝርከቡ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ፍሰሃ ይታገሱ (ዶ/ር) ገሊፆም። ቤት ፅሕፈት መተሓባበሪ ዞባታት ናፃ ንግዲ እቲ ኮርፖሬሽን ኣብ…

ኢትዮጵያ ኣባል ትካል ንግዲ ዓለም ንምዃን ዘቕረበቶ ሕቶ ምላሽ ከምዝረክብ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣባል ትካል ንግዲ ዓለም ንምዃን ዘቕረበቶ ሕቶ ኣብ ዝሓፀረ እዋን ምላሽ ንምሃብ ይስራሕ ከምዘሎ ዳይሬክተር ዲቪዥን ኣክሴሽን ትካል ንግዲ ዓለም ማይካ ኦሺካዋ ገሊፀን። ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ዝምድናን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ምስ ማይካ ኦሺካዋ…

ኣሜሪካ ትሕቲ ሰሃራ ንዝርከባ ሃገራት ኣፍሪካ 536 ሚሊየን ዶላር ሰብኣዊ ሓገዝ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ትሕቲ ሰሃራ ንዝርከባ ሃገራት ኣፍሪካ ዝውዕል 536 ሚሊየን ዶላር ሰብኣዊ ሓገዝ ከምዝገበረት ኣፍሊጣ። ዋና ፀሓፊ ሲቪል ድሕንነት፣ ዴሞክራሲን ሰብኣዊ መሰላትን እታ ሃገር ኡዝራ ዘያ÷ ኬንያን ኣብ ኢትዮጵያ ፅቡቕ ፃንሒት ከምዝነበረንን…

ወርልድ ስኪል ንኢትዮጵያ መበል 88 ኣባል ብምግባር መዝጊቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልምዓት ክእለት ጠሚቱ ዝሰርሕ ዓለም ለኸ ትካል "ወርልድ ስኪል" ንኢትዮጵያ መበል 88 ኣባል ብምግባር ከምዝመዝገባ ተገሊፁ፡፡ ኢትዮጵያ ኣብዚ ትካል ኣባል ምዃና ንመናእሰይ ክእለት፣ ሞያኦም ቦታ ንኽህልዎ ዝሕግዝ ዓብዪ ዕድል ከምዝኾነ ሚኒስትር…

ብመሰረት ንህዝብና ዝኣተናዮ ቃል ኣብ 2016 ዓ.ም ፅዕንቶ ናብራ ህዝብና ንምቅላል ዝሰራሕናዮ ስራሕ ዕዉት ነይሩ-ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ዘተ ኣፈፃፅማ መደባት መንግስቲን ፓርቲን ከምኡውን ትልሚ 2017 ዓ.ም ሎሚ መዓልቲ ምክያድ ከምዝተጀመረ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፀን ኣብ ዘማሓላለፍኡ መልእኽቲ፥…

መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ዓውዲ ውልቀ ኣብ ውሽጢ ኢኮኖሚ ዘለዎ ግደ ክብ ዘብል ኢዩ- ኣይተ ኣህመድ ሽዴ

አዲስ አበባ፣ ነሐሴ 3፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ዓውዲ ውልቀ ኣብ ውሽጢ ኢኮኖሚ ዘለዎ ግደ ክብ ዘብል ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣህመድ ሽዴ ገሊፆም። ኣፈፃፅማ ምእካብ ግብሪ ዝጠመተ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። መንግስቲ ዝእክቦ ዘሎ ግብሪ ምስ ሓፈሻዊ ፍሪያት…

ኢትዮጵያ ስደተኛታት ዘለዉሉ ቦታ ንኽከናኸኑ ብምግባር ዓብዪ ተሞክሮ እናርአየት ትርከብ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ስደተኛታት ብምቕባል ጥራሕ ዘይኮነ ዝነብሩሉ ቦታ ንኽከናኸኑ ብምግባር እውን ዓብዪ ተሞክሮ እናርአየት ከምዝኾነት ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ፣ ኣምባሳደራት…