Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

August 2024

ኢትዮጵያ ብተጋድሎ ደቃ ሽማ ኣብ ኣደባባያት ዓለም በሪኹ ምርኣዩ ክቕፅል ኢዩ- ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብተጋድሎ ደቃ ሽማ ኣብ ኣደባባያት ዓለም በሪኹ ምርኣዩ ክቕፅል ኢዩ ክብሉ  ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር መዓርግ ሓላፊ ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ስርዓት ዴሜክራሲን መክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ኣይተ ኣደም፥…

ብምኽኒያት ምምሕያሽ ማክሮ ኢኮኖሚ ምንም ዓይነት ወሰኽ ዋጋ ንምግባር ዘኽእል ነባራዊ ኩነታት የለን-መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽኒያት ምምሕያሽ ማክሮ ኢኮኖሚ ምንም ዓይነት ወሰኽ ዋጋ ንምግባር ዘኽእል ነባራዊ ኩነታት የለን ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ሎሚ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ይዛዘም ኣብ ዘሎ…

ኣብ ቀሊል ልምምድ ኣውሮፕላን ብዘጋጠመ ፀገም ቴክኒክ እቲ ኣውሮፕላን ኣብ ከባቢ ነጌሌ ንምዕራፍ ከምዝተገደደ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ ቅርንጫፍ ሃዋሳ ኣብ ልምምድ ስሩዕ ስልጠና ዝነበረ ናይ ተምሃሮ ቀሊል ልምምድ ኣውሮፕላን ብዘጋጠመ ፀገም ቴክኒክ እቲ ኣውሮፕላን ኣብ ከባቢ ነጌሌ ንምዕራፍ ከምዝተገደደ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ገሊፁ። ዘጋጠመ ፀገም…

ኢትዮጵያ ኣብ ፓሪስ ኦሊምፒክ ናይ መጀመሪያ ወርቂ ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ታምራት ቶላ ኣብ ውድድር ማራቶን ፓሪስ ኦሊምፒክ 2024 ቀዳማይ ብምውፃእ መዳሊያ ወርቂ ተዓዊቱ። ብመሰረት እዚ ኢትዮጵያ ኣብ ፓሪስ ኦሊምፒክ ናይ መጀመሪያ ወርቂ ረኺባ። ኣብቲ ውድድር ንኢትዮጵያ ብምውካል፥ ኣትሌት ቀነኒሳ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ናይ እንኳዕ ደስ በለና መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)፥ ኣትሌት ታምራት ቶላ ኣብ ውድድር ማራቶን ፓሪስ ኦሊምፒክ 2024 ቀዳማይ ብምውፃእ ብምዕዋቱ ናይ እንኳዕ ደስ በለና መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ ኣብ ፓሪስ ኦሎምፒክ 2024…

ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ 305 ጣቢያት ገፀር ተግባራዊ ዝግበር “ሞባይል ኔትወርክ ሶሉሽን” ኣጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ 305 ጣቢያት ገፀር ተግባራዊ ዝግበር “ሞባይል ኔትወርክ ሶሉሽን" ኣጀሚሩ። ፈላማይ ምዕራፍ ህንፀት ሞባይል ኔትወርክ ሶሉሽን ምዝዛሙ ስዒቡ ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬ ህይወት ታምሩ ኣብ ዞባ ወላይታ ወራዳ ሶዶ ጣቢያ ሾላ…

ኣይተ ማሞ ምህረቱ ምስ ሓጋዚ ፀሓፊ ምክትል ሚኒስቴር ገንዘብ ኣሜሪካ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣይተ ማሞ ምህረቱ ምስ ሓጋዚ ፀሓፊ ምክትል ሚኒስቴር ገንዘብ ኣሜሪካ ኤሪክ ሜየር ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ ቀረባ እዋን ዝተገበረ ናይ ማክሮ ኢኮኖሚ ኢሉእውን ብሄራዊ ባንኪ ዝገብሮም ዘሎ መመሓየሺታት ገንዘብን…

ጉዳይ ሕጋዊ ሰውነት ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ(ህወሓት) ጠሚቱ ካብ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ዝተውሃበ መግለፂ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ጉዳይ ሕጋዊ ሰውነት ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ(ህወሓት) ጠሚቱ መግለፂ ሂቡ። እቲ ቦርድ ዝሃቦ ሙሉእ መግለፂ ከምዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ። ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ(ህወሓት)19 ሓምለ 2016 ዓ.ም ብቑፅሪ…

ከም ህዝቢ ህላወና ክነውሕስን ክነረጋግፅን እንተኾይንና ብምህዞን ፈጠራን ዓርስና ክንሕግዝ ይግባእ – ኣይተ ጌታቸው ረዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዙርያ ምሁዞን ፈጠራን ዝነጥፉ ዘለዉ ሰብ ሞያ ፀገም ህዝቢ ኣብ ምፍታሕ ንዝገብርዎ ዘለዉ ግደ ክነኣዱ ጥራሕ ዘይኮነስ ዝግባእ ሓገዝ ከምዝግበረሎም ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ገሊፆም። ኣብ ከተማ መቐለ ዋዕላ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ንዘህንፆ ዓለም ለኸ መገዲ ኣየር ዲዛይን ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ምስ ኩባኒያ  ዳር ከቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ንዘህንፆ ዓለም ለኸ መገዲ ኣየር ዲዛይን ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ምስ ኩባኒያ  ዳር ከቲሙ። እቲ ስምምዕነት ኣብ ጥቓ ቢሸፍቱ ኣብ ዘሎ ኣቡሴራ ዝተብሃለ ከባቢ ንዝህነፅ ዓለም ለኸ መገዲ ኣየር ኣብ ውሽጢ ሓደ ዓመት እቲ…