Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

August 2024

ብሰለስተ ፍሪያታት ሆርቲካልቸር ምስ ኮሜሳ ብምትሕብባር ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ተኸቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ ብፍሪያታት ኣቮካዶ፣ ቀይሕ ሽጉርቲን ድንሽን ምስ ሓበራዊ ዕዳጋ ምብራቕን ደቡባዊን ኣፍሪካ(ኮሜሳ) ብምትሕብባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ኸቲማ። መድረኽ ምትእስሳር ሆርቲ ካልቸር  ሓበራዊ ዕዳጋ ምብራቕን ደቡባዊን ኣፍሪካ(ኮሜሳ)…

እዚ ኮማንዶን ኣየር ወለድን ፍሉይ ሓይሊ ፀረ ሓይሊታት ግብረ ራዕዲ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትሕቲ እዚ ኮማንዶን ኣየር ወለድን ዝርከብ መሰልጠኒ ቤት ትምህርቲ ፍሉይ ሓይሊ ፀረ ሓይሊታት ግብረ ራዕዲ “ሃደንቲ” ብዝብል መፀውዒ ዘሰልጠኖም መበል 12 ዙር ፍሉይ ሓይሊታት ፀረ ግብረ ራዕዲ ሓይሊታት ኣመሪቑ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ላዕለዋይ…

ኢትዮጵያ ድሕሪ 12 ዓመት ብኣትሌት ኣበባ ኣረጋዊ ሜዳሊያ ነሓስ ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2012 ኣብ ለንደን ኣብ ዝተኻየዱ ፀወታታት ኦሎምፒክ ለንደን ንኢትዮጵያ ብ1 ሺሕነ 500 ሜትሮ ዝወከለት ኣትሌት ኣበባ ኣረጋዊ ድሕሪ 12 ዓመት ሜዳሊያኣ ረኺባ። እታ ኣትሌት ቅድሚ 12 ዓመት ኣብ ለንደን ዝተኻየደ ውድድር…

ካብ ኢትዮጵያ ርሒቑ ዝፀንሐ ዓወት ኦሊምፒክ ማራቶን ብምምላሰይ ተሓጒሰ- ኣትሌት ታምራት ቶላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ኢትዮጵያ ርሒቑ ዝፀንሐ ዓወት ኦሊምፒክ ማራቶን ብምምላሰይ ተሓጒሰ ክብል ኣብ ውድድር ማራቶን ፓሪስ ኦሎምፒክ ተዓዋትቲ ሜዳሊያ ወርቂ ዝኾነ ኣትሌት ታምራት ቶላ ተዛሪቡ። ኣትሌት ታምራት ቶላ ሓዊሱ ኣብ ፈረንሳይ ፓሪስ ኣብ ዝተኻየደ መበል 33…

ዩክሬን 30 ድሮናት ሩሲያ ወቒዓ ከምዝሓምሸሸት ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየር ዩክሬን 30 ድሮናት ሩሲያ ተወቒዐን ከምዝተሓምሸሻ ኣፍሊጡ። እተን ድሮናት፥ ኣብ ደቡባዊ፣ ሰሜናዊን ማእከላዊን ዩክሬን ኣብ ዝርከቡ ከባቢታት ተወቒዐን ከምዝተሓምሸሻ ኢዩ ተገሊፁ። ሓይሊታት ሩሲያ፥ ካብ ቀጣና ቮሮኔዝ ክልተ…

ንልዕሊ 28 ሺሕ ካብ ስደት ተመለስቲ ዕድል ስራሕ ከምዝተፈጠረሎም ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2016 ዓ.ም ንልዕሊ 28 ሺሕ ካብ ስደት ተመለስቲ ዕድል ስራሕ ከምዝተፈጠረሎም ሚኒስተር ዴኤታ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ሰለሞን ሶካ (ኢ/ር) ገሊፆም። እቲ ዕድል ስራሕ ኣብ ደኣንት፣ መስ ኢንዱስትሪታት ብምትእስሳር ብሙየኦም ዝሰርሕሉ ዕድል…

ህዝባዊ ሓይሊ ሰብ ኩዌት ኢትዮጵያውያን ኣብ ኩዌት ክሰርሑሉ ኣብ ዝኽእሉ ኩነታት እናሓገዘ ከምዝኾነ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ህዝባዊ ሓይሊ ሰብ ኩዌት ምስ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ዘለዎ ምትሕብባር ንምጥንኻርን ኢትዮጵያውያን ሰራሕተኛታት ኣብ ኩዌት ምስራሕ ንኽኽእሉ ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ንምቅልጣፍ ድሉው ከምዝኾነ ገሊፁ። ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ሙሳድ ኣል…

ንህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህወሓት)

ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ(ህ.ወ.ሓ.ት) ሓፈሻዊ ግባኤኡ ክገብር ከምዝኾነ ንመራኽብቲ ሓፋሽ ምዝራቡ ስዒቡ እቲ ቦርድ ነቲ ፓርቲ ዝፀሓፎ ደብዳበ ከምዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ። ንህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህወሓት) መቐለ ጉዳዩ…

ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ኣብ ከተማ ቀብሪ በያህ ዘህነፆም ኣባይቲን መምሃሪ ክፍሊታትን ኣረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ተፀዋዕቲ ትካላትን ኣብ ክልል ሶማሌ ከተማ ቀብሪ በያህ ብኣገልግሎት ወለንታ ዘህነፁዎም ናይ ዓቕመ ደካማታት ኣባይቲን መምሃሪ ክፍሊታትን ንተጠቀምቲ ኣረኪቡ። እቲ ሚኒስቴር ነቶም መንበሪ ኣባይቲን ንተወሳኺ መምሀሪ ክፍሊታት…

ኣርመኒያ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ርክብ ብዝበለፀ ከምእተጠናኽር ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣርመኒያ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ኣብ ሕውነት ዝተሰረተ ርክብ ብዝበለፀ ከምእተጠናኽር ገሊፃ። ኣምባሳደር ኣርመኒያ ኣብ ኢትዮጵያ ሳህክ ሳርጊሲያን ጋንታ ስፖርት መቻል ተዘዋዊሮም ርእዮም። ኣብቲ ዑደት፥ ብዛዕባ ጋንታ መቻል ታሪካዊ ኣመፃፅኣ፣ ብዛዕባ…