Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

August 2024

ኢትዮጵያ ብውድድር 800 ሜትሮ ደቂ ተባዕቲዮ ሜዳሊያ ወርቂ ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ፔሩ ሊማ ይካየድ ኣብ ዘሎ ዓለም ለኸ ውድድር ሻምፒዮና  ትሕቲ 20 ዓመት 800 ሜትሮ ደቂ ተባዕቲዮ ሜዳሊያ ወርቂ ረኺባ። ኣብቲ ውድድር ንኢትዮጵያ ዝወከለ ኣትሌት ጀነራል ብርሃኑ ቀዳማይ ኮይኑ ብምዕዋት ንሃገሩ ሜዳሊያ ወርቂ ኣምፂኡ።

ኣትሌት ሓጎስ ገብረህይወት ኣብ ውድድር ዳይመንድ ሊግ ሮም ብ5 ሽሕ ሜትሮ ቀዳማይ ደረጃ ብምሓዝ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ሓጎስ ገብረህይወት ኣብ መበል 13 ውድድር ዳይመንድ ሊግ ሮም 2024 ብ5 ሽሕ ሜትሮ ቀዳማይ ደረጃ ብምሓዝ ተዓዊቱ። ኣትሌት ሓጎስ ገ/ህይወት ነቲ ርሕቐት ብ12 ደቒቓ 51 ሰከንድን 07 ማይክሮ ሰከንድን ብምዝዛም ኢዩ ተዓዊቱ። ኣብቲ…

ፓርክ ኢንዱስትሪ ሃዋሳ ካብ ወፃኢ ዝኣትዉ ኣቑሑት ብናይ ውሽጢ ሃገር ኣብ ምትካእ ብትኹረት እናሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርክ ኢንዱስትሪ ሃዋሳ ካብ ወፃኢ ዝኣትዉ ኣቑሑት ብናይ ውሽጢ ሃገር ኣብ ምትካእ ብትኹረት እናሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ። ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ፣ ቢሮ ጉዳያት ኮሙኒኬሽን ክልል ሲዳማን ፓርክ ኢንዱስትሪ ሃዋሳን ብሓባር ንሰለስተ መዓልቲ ቱር ሚዲያ…

ኢትዮጵያን ጋቦንን ኣብ ምክልኻል ዶብ ተሳገርቲ ገበናት ብሓባር ኣብ ምስራሕ ጠሚተን ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤል ምስ ዋና ፀሓፊ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ድሕንነት ጋቦንን ኣቦ መንበር ኮሚቴ ሓበሬታን ድሕንነትን ኣፍሪካ ብ/ጄ ኢቲየን ማዳማ ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ኢትዮጵያን ጋቦንን ኣብ ምክልኻል ዶብ…

ዩክሬን ካብ ምዕራባውያን ዝረኸበታ ኤፍ-16 ተዋጋኢት ጄት ንመጥቃዕቲ ሩሲያ ምላሽ እናሃት ኣብ ዝነበረትሉ እዋን ከምዝተሓምሸሸት ኣሚና

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩክሬን ካብ ምዕራባውያን ዝረኸበተን ኤፍ-16 ተዋጋእቲ ጄታት ሓንቲ ንመጥቃዕቲ ሩሲያ ምላሽ እናሃት ኣብ ዝነበረትሉ እዋን ከምዝተሓምሸሸት ኣፍሊጣ። ዩክሬን ኣብ ቀረባ እዋን ቀዳሞት ስራሕ ኣሜሪካ ኤፍ-16 ተዋጋእቲ ጄታት ካብ ምዕራባውያን ብሓገዝ…

ብኣፍሪካውያን ሰብ ሃፍቲ ዝምርሑ ማእኸላት መፍረዪ ኣህጉራዊ ምትእስሳር ዘዕብዩ ኢዮም – ዋምኬሌ ሜኔ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣፍሪካውያን ሰብ ሃፍቲ ዝምርሑ ማእኸላት መፍረዪ ኣህጉራዊ ምትእስሳር ዘዕብዩ ከምዝኾኑ ዋና ፀሓፊ ሴክሬታሪያት ኣህጉራዊ ናፃ ዞባ ንግዲ ኣፍሪካ ዋምኬሌ ሜኔ ገሊፆም። ዋምኬሌ ሜኔን ልኡኾምን ምስ ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ዳካ ሓዱሽ በረራ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ርእሰ ከተማ ባንግላዲሽ ናብ ዝኾነት ከተማ ዳካ ሓዱሽ በረራ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ፡፡ እቲ መገዲ ኣየር ናብ ከተማ ዳካ ካብ 22 ጥቅምቲ 2017 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ሰሙን ሽድሽተ መዓልቲታት ሓዱሽ በረራ ከምዝጅምር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ…

ኩላትና ተጋሩ ብሓደ ልቢ እንተወፊርና ኣኽሱም ናብቲ ንቡር ስልጣነኣ ክንምልሳ ንኽእል ኢና -ኣይተ ጌታቸው ረዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ነሓሰ 24 ዝኽበር በዓል ዓይኒ-ዋሪ ባህላዊ፣ ሃይማኖታዊን ታሪኻዊን ትሕዝቱኡ ከይተበረዘ ብፍሉይ ድምቀት ሎሚ መዓልቲ ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ በዓል ዝተረኸቡ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ፥  ኩላትና ተጋሩ ብሓደ ልቢ…

ኢትዮጵያ ምስ ሶማሊያ ዝተፈጠሩ ዘይምርድዳእ ብዲፕሎማሲያዊ መገዲ ናይ ምፍታሕ ባህጊ ኣለዋ – ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ሶማሊያ ዝተፈጠሩ ዘይምርድዳእ ብዲፕሎማሲያዊ መገዲ ናይ ምፍታሕ ባህጊ ኣለዋ ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ገሊፆም። ፖሊሲ ርክብ ወፃኢ ኢትዮጵያ ማእኸሉ ምስ ጎረባብትና ዘለዋ ርክብ ኢዩ ክብሉ እቶም ሚኒስትር…

መበል 33 ሃገር ለኸ ጉባኤ ትምህርቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 33 ሃገር ለኸ ጉባኤ ትምህርቲ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ። እቲ ጉባኤ "ፍትሓዊን ፅሬት ዘለዎን ትምህርቲ ንኹሉ" ብዝል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እናተሳለጠ ዝርከብ፡፡ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ኣብቲ እዋን÷ ኣብ…