Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

August 2024

ዩክሬን ናብ ዶብ ሩሲያ ዝገበረቶ ገስጋስ ዋሺንግተን ትፅቢት ዘይገበረትሉ ከምዝነበረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩክሬን ናብ ዶብ ሩሲያ ዝገበረቶ ገስጋስን ኣብቲ ከባቢ ዝፈጠረቶ ፅዕንቶን ብዋሺንግተን ትፅቢት ዘይገበረትሉ ከምዝነበረ ተገሊፁ። ዩክሬን ዶብ ሩሲያ ብምስጋር ሓያሎ ኪሎ ሜትራት ናብ ውሽጢ ምእታዋ ተገሊፁ። እቲ ሃንደበታዊ መጥቃዕቲ ኣብ ፖለቲካዊን…

ስታንዳርድን  ደንብን መስኖ ከም ትካልን ዓውዲን ምዕባይ ዘኽእል ኢዩ- ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምድላው ደኩመንት ከይዲ ስራሕ ስታንዳርድን  ደንብን መስኖ ሚኒስቴር መንኖን ቆላማ ከባቢን ተገምጊሙ። መንኖን ቆላማ ከባቢን ሚኒስትር ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)፥ስታንዳርድን  ደንብን መስኖ ከም ትካልን ዓውዲን ምዕባይ ዘኽእል ኢዩ ኢሎም። ስለዝኾነ…

ቅድሚ ምትግባር ሓዱሽ መምርሒ ብሄራዊ ባንኪ ምዝገባ ኣካይዶም ተቐባልነት ዝረኸቡ ሰነዳት ብነባር ተመን ሸርፊ ወፃኢ ክቕፅሉ ኢዮም-ኮሚሽን ጉምሩክ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅድሚ 22 ሓምለ 2016 ዓ.ም ምትግባር ሓዱሽ መምርሒ ብሄራዊ ባንኪ ምዝገባ ሰነድ ኣካይዶም ተቐባልነት ዝረኸቡ ሰነዳት ብነባር ተመን ሸርፊ ወፃኢ ክቕፅሉ ኢዮም ክብል ኮሚሽን ጉምሩክ ኣፍሊጡ። ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ደበሌ ቃበታ፥ ትካሎም ምዝገባ…

መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ቀጥታ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ንምስሓብ ምቹእ ኩነታት ዝፈጠረ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ቀጥታ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ንምስሓብ ምቹእ ኩነታት ዝፈጠረ ኢዩ ክብል ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ገሊፁ። ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን  ሃና ኣርአያስላሴ፥ ዝተፈጠረ ምቹው መሰረተ ልምዓት ኢትዮጵያ ኣብዚ ዞባ ተመራፂን…

ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ 2024/2025 ሎሚ መዓልቲ ክጅምር ኢዩ። ብመሰረት እዚ ሎሚ ምሸት ሰዓት 4 ማንቸስተር ዩናይትድ ምስ ፉልሃም ፈላማይ ፀወታ መርሃ ግብሪ ውድድር እዚ ዓመት ክገብራ ኢየን። ፅባሕ ድማ፥ ኢፕስዊች ምስ ሊቨርፑል፣ ኣርሰናል…

በዲዶ-ህበይ (ኤምፖክስ) እንታይ እዩ? ከመይ ክንከላኸሎ ኸ ንኽእል?

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ገለ ክፋል ኣፍሪካ ዝረአ ዘሎ ለበዳ በዲዶ-ህበይ (ኤምፖክስ – ‘mpox’) ዓለማዊ ቆላሕታ ዝጠልብ ህፁፅ ስግኣት ጥዕና ክብል ምእዋጁ ይዝከር። ቫይረስ እቲ ሕማም ኣብ ዲሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኮንጐ ብቕልጡፍ ይላባዕ ከምዘሎ፤…

17 ነሓሰ 2016 ዓ.ም ኣብ ሓደ ፀሓይ 600 ሚሊየን ፈልሲ ብምትካል ኣሰርና ነንብር-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)17 ነሓሰ 2016 ዓ.ም ኣብ ሓደ ፀሓይ 600 ሚሊየን ፈልሲ ብምትካል ኣሰርና ነንብር ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ብሓደ መንፈስ ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ኣሰርና ነንብር ብምባል፥ ሓደ እንተኾይንና ካብዚ…

መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ነዊሕ እዋን ዝፀንሐ ሕቶ ለኣኽቲ ዝመለሰ ኢዩ – ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ነዊሕ እዋን ዝፀንሐ ሕቶ ለኣኽቲ ዝመለሰ ኢዩ  ክብሉ ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ዝምድናን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ገሊፆም። ኣብ ባጀት ዓመት 2016 ዓ.ም ኣፈፃፅማ ሰደድ ንግዲ፣ ትልሚ ወፃኢ ንግዲ 2017 ዓ.ም ኢሉ ውን ረቂቕ…

ወ/ሮ ሰመሪታ ምስ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ዞባዊ ፈንድ ልምዓት ግብርና ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ወ/ሮ ሰመሪታ ምስ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ዞባዊ ፈንድ ልምዓት ግብርና (ኢፋድ) ሳራ ምባጎ ቡኑ ዘቲየን። ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ ዓውዲ ውልቀ ዘለዉ ፍልፍላት ሃፍቲ መድላይን ምስ ካልኦት መሻርኽቲ ልምዓት ዘሎ ትሕብብር ክብ…

ካብ ካሜሩን ዝመፅኡ ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ልውውጥ ልምዲ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ሚኒስቴር ሓለዋ ከባቢን ግብርናን ካሜሩን ዝመፅኡ ኣመራርሓን ሰብ ሞያን ኣብ ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ልውውጥ ልምዲ ገይሮም። እቶም ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ብምቕባል ዘዘራረቡ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ማሙሻ ሀይሉ፥ እቲ ትካል ኣብ…