Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

August 2024

ኣብ መሪሕ ቃል ሕብረት ኣፍሪካ 2024 ጠሚቱ ዝተሰናደአ መድረኽ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መሪሕ ቃል ትምህርቲ ሕብረት ኣፍሪካ 2024 ጠሚቱ ዝተሰናደአ መድረኽ ኣብ ዋና መቐመጢ እቲ ሕበረት አኣብ ኣዲስ ኣበባ ሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ኤጀንሲ ልምዓት ሕብረት ኣፍሪካ (ኣውዳ-ኔፓድ)ንኮሚሽንሕብረት ኣፍሪካን ምስ ዝተፈላለዩ ዓለም ለኸ…

ክልላት ኣብ ሓደ ፀሓይ ንዝግበር ተኸላ ፈልሲ ዝገብርኡ ምድላው ከምዝዛዘማ ኣፍሊጠን

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለያ ክልላት 17 ነሓሰ 2016 ዓ.ም ኣብ ሓደ ፀሓይ ንዝካየድ ተኸላ ፈልሲ ዝገብርኡ ምድላው ከምዝዛዘማ ኣፍሊጠን። ብመሰረት እዚ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ህዝብታት ናይ መትከሊ ቦታ ሓዊሱ ዓይነታትን መጠንን ፈልሲ ብምድላው ምዝዛሙ ኣብ…

ማእኸላይ እዚ ሰራዊት ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ሑቲ ዘካይዶ መጥዕቲታት ኣጠናኺሩ ይቕፅል ከምዘሎ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀይሕ ባሕሪን ወሽመጥ ዓደንን ዝተዋፈረ ሓይሊ ባሕሪ ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ዒላማታት የመናውያን ዕጡቓት ሑቲ ከካይዶ ዝፀንሐ መጥዕቲ ይቕፅሎ ከምዘሎ ተገሊፁ። ማእኸላይ እዚ ሰራዊት ኣሜሪካ ኣብ ማእኸላይ ምብራቕ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ኣብ ዝሓለፈ…

3ይ ጉባኤ ሕብረት ኣባ ገዳታት ኦሮሞ ይካከድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)3ይ ጉባኤ ሕብረት ኣባ ገዳታት ኦሮሞ ኣብ ከተማ ኣዳማ ይካከድ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ካብ ኩለን ዞባታት ክልል ኦሮሚያ ዝተውፃእፅኡ ኣባገዳታትን ሃደ ሲንቄታትን ተሳቲፎም፡፡ ትውልዲ ብምምሃር፣ ሓድነት ብምጥንኻርን ሰላም ኣብ ምሕላውን ግደ ሕብረት…

ኣብ ዝቕፅሉ መዓልቲታት ውሕጅን ጋህሲ መሬት ዘስዕብ ዝናብ ክህሉ ኢዩ – ኢንስቲትዩት ሚቲዎሮሎጂ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝቕፅሉ 11 መዓልቲታ ዝህሉ ተደጋጋሚ ዝኾነ ከቢድ ዝናብ ውሕጅን ጋህሲ መሬትን ከስዕብ ስለዝኽእል ዝምልከቶም ኣካላት ኣድላዪ ጥንቃቐ ንኽገብሩ ኢንስቲትዩት ሚቲዎሮሎጂ ኢትዮጵያ ኣተሓሳሲቡ፡፡ በዚ ድማ ኣብ ምዕራብ፣ ሰሜን ምዕራብ፣ ሰሜን፣ ሰሜን…

ጎንፂ ኣብ ዘጋጠመሎም ከባቢታት 1 ነጥቢ 4 ሚሊየን መድሃኒት ፀረ ሕማም ዓሶ ከምዝከፋፈል ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስራሕቲ ምክልኻል ሕማም ዓሶ ንምጥንኻር ካብ ዝግበር ፃዕሪ ጎድና ጎድኒ፤ ጎንፂ ኣብ ዘጋጠመሎም ከባቢታት 1 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዝግመት መድሃኒት ፀረ ሕማም ዓሶ ከምዝከፋፈል ተገሊፁ። ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ ብዋና ዳይሬክተር ዩኤስኤኣይዲ…

መመሓየሺ ምሕደራ ሸርፊ ወፃኢ ንዕቤት ትካላት ፋይናንስ በሪ ከምዝኸፈተ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መመሓየሺ ፖሊሲ ማክሮ ኢኮኖሚ ስዒቡ ብሄራዊ ባንኪ ብዝወሰዶ መመሓየሺ ምሕደራ ሸርፊ ወፃኢ ንዕቤት ትካላት ፋይናንስ በሪ ዝኸፈተ ወሳኒ ስጉምቲ ከምዝኾነ ሓለፍቲ ስራሕ ትካላት ባንኪ ገሊፆም። ዕዳጋ ዝመርሖ ስርዓት ተመን ሸርፊ ወፃኢ ተግባራዊ ምግባሩ…

ኢትዮ ቴሌኮም ብቴሌ ብር ሱፐር ኣፕ ቪዛ ካርድ ምጥቃም ዘኽእል ኣገልግሎት ኣጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ብቴሌ ብር ሱፐር ኣፕ ኣቢልካ ቪዛ ካርድ ንምጥቃም ዘኽእል ኣገልግሎት ብዕሊ ኣጀሚሩ። እቲ ኣገልግሎት÷ ኢትዮ ቴሌኮም፣ ቪዛ ካርድን ባንኪ ኣቢሲኒያን ሎሚ መዓልቲ ብሓባር ኣጀሚሮምዎ፡፡ ቪዛ ዳይሬክትን ቴሌብር ሬሚት ኣፕን ቴሌብር…

ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ምስ ዳይሬክተር ዩ ኤስ ኤይድ ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባቢን ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ብዳይሬክተር ዩ ኤስ ኤይድ ኣብ ኢትዮጵያ ስኮት ሆክላንደር ምስ ዝተመርሐ ልኡኽ ዘቲዮም። ኣብ ወርሒ ጥሪ 2016 ዓ.ም ወግዓዊ ዝኾነ ኣብ ቀላማ ከባቢታት ተግባራዊ ዝግበር ፕሮጀክት…

ሰበኽ ሳግም ፅዕንቶ ክሌማዊ ለውጢ ንምፅዋር ንዝግበር ፃዕሪ ዝሕግዝ ፕሮግራም ወግዓዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰበኽ ሳግም ምብራቕ ኣፍሪካ ዘለዎ ፅዕንቶ ክሌማዊ ለውጢ ንምፅዋር ንዝግበር ፃዕሪ ዝሕግዝ ፕሮግራም ወግዓዊ ኮይኑ። ኣብቲ ስምምዕነት፥ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ግብርና ፍቅሩ ረጋሳ (ዶ/ር)ን ተወካሊ ዓለም ለኸ ትካል ምግብን ሕርሻን(ፋኦ) ኣብ…