Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

August 2024

ናይ ሎሚ ፀገም ዘይኮነስ ናይ ፅባሕ ፍረ ኣማዕዲና ብምርኣይ ንብሩህ መፃኢ ዘበን ብሓባር ክንሰርሕ ኣለና- ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ሎሚ ፀገም ዘይኮነስ ናይ ፅባሕ ፍረ ኣማዕዲና ብምርኣይ ንብሩህ መፃኢ ዘበን ብሓባር ክንሰርሕ ኣለና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ከተማ ኣሶሳ ኣብ…

ኣብ መርሃ ግብሪ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሓደ ፀሓይ ክሳብ ሐዚ 234 ሚሊየን ፈልሲ ከምዝተተኸለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መርሃ ግብሪ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሓደ ፀሓይ ክሳብ ሐዚ 234 ሚሊየን ፈልሲ ከምዝተተኸለ ኣገለግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ኣገለግሎት ሰላማዊት ካሳ፥ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣብ 8 ሺሕን 454 ጣቢያታት ፈልሲ 11…

ኣብ ትግራይ ዘላቒ ልምዓት ንምርግጋፅ ኣብ ምሕዋይ ሃፍቲ ተፈጥሮ ጠመተ ሂብካ ክስራሕ ይግባእ- ኣይተ ጌታቸው ረዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ዘላቒ ልምዓት ንምርግጋፅ ኣብ ምሕዋይ ሃፍቲ ተፈጥሮ ጠመተ ሂብካ ክስራሕ ይግባእ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ገሊፆም። ኣይተ ጌታቸው ነዚ ዝበሉ፥ ኣመራርሓ መንግስቲን ሕብረተሰብን ኣብ…

ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኢርቪን ማሲንጋ ኣብ መርሃ ግብሪ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሓደ ፀሓይ ተሳፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኢርቪን ማሲንጋ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝካየድ ዘሎ መርሃ ግብሪ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሓደ ፀሓይ ተሳፎም። መሬት ብምክንኻንን ብምሕላውን ሓረስቶት ይኹኑ ሰበኽ ሳግም ስርሖም ዕዉት ንክኸውን ንምግባር መርሃ ግብሪ…

ኣብ መርሃ ግብሪ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሓደ ፀሓይ ክሳብ ሐዚ 157 ሚሊየን ፈልሲ ተተኺሉ-መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መርሃ ግብሪ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሓደ ፀሓይ ክሳብ ሐዚ 157 ሚሊየን ፈልሲ ተተኺሉ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ኣብ ሓደ ፀሓይ 600 ሚሊየን ፈልስታት ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ መልላእ…

ሼኽ ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ሼኽ ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ የካ ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም። ኣብቲ መርሃ ገብሪ ምንባር ሓምላዋይ ኣሰር፥ ኣቦታት ሃይማኖት፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ኣዲስ…

ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ሃረሪ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሓደ ፀሓይ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ሃረሪ 600 ሚሊየን ፈልስታት ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሓደ ፀሓይ ይካየድ ኣሎ። ረእሰ ምምሕዳር ኦርዲን በድሪን ሓዊሱ ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ክልል፣ ሰራሕተኛታት መንግስታዊን ዘይመንግስታዊን…

ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ህዝብታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ መርሃ ገብሪ መንባር ኣሰር ኣብ ሓደ ፀሓይ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ህዝብታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ መርሃ ገብሪ መንባር ኣሰር ኣብ ሓደ ፀሓይ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ነጋሽ ዋጌሾ (ዶ/ር ኢ/ር) ሓዊሱ፥ ዝተፈላለዩ ላዕለዎት ኣመራርሓ መንግስቲ እቲ…

ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ኦሮሚያ መርሃ ግብሪ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሓደ ፀሓይ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ኦሮሚያ መርሃ ግብሪ ኣብ ሓደ ፀሓይ 600 ሚሊየን ፈልስታት ብምትካል ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ይካየድ ኣሎ።   ኣብ ከተማ ሸገርን ዞባ ሆሮ ጉድሩ ወለጋን ይካየድ ኣብ ዘሎ መርሃ ግብሪ፥ ህዝቢ ብብዝሓት…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ኣብ ሓደ ፀሓይ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ከፍላተ ከተማ ኣዲስ ኣበባ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ኣብ ሓደ ፀሓይ ይካየድ ኣሎ። እቲ መርሃ ገብሪ፥ ሓላፊ ዓውዲ ርእዮተ-ኣለምን ፖለቲካን ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ዲሞክራሲ ክፍለ ከተማ ኮልፌ ቀራኒዮ ሰማ ጥሩነህ (ዶ/ር)ን ሓላፊ…