ምምሕዳር ከተማ መቐለ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ንዘጋጠሞም ነበርቲ ወረዳ ስለዋ 6 ነጥቢ 5 ሚልየን ብር ዝግመት ሓገዝ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ መቐለ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ንዘጋጠሞም ነበርቲ ወረዳ ስለዋ 6 ነጥቢ 5 ሚልየን ብር ዝግመት ሓገዝ ናውቲ ኣበርኪቱ።
እቲ ሓገዝ፥ ካብ ዝተፈላለዩ ገበርቲ ሰናይ ዘተኣኻከቦ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።
ነቲ ሓገዝ ዘረከቡ ኣተሓባባሪ ተመዛበልቲ…