መንግስቲ ፌዴራል ባጀት 2017 ዓ.ም ብጥንቃቐ ንክመርሕ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣተሓሳሲቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ፌዴራል ባጀት 2017 ዓ.ም ኣብ መዓልኡ ምውዓሉን ንረብሓ ህዝቢ ምርግጋፁን ጥቡቕ ክትትል ንክገብር ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣተሓሳሲቡ።
እቲ ባይቶ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ መበል 35 ስሩዕ ኣኼብኡ ስለዐን ምምሕዳርን ባጀት 2017 ዓ.ም ዝጠመተ…