Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

July 2024

ቀዳማይ ሚነስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዝተፈላለዩ ሽመታት ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚነስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንሰለስተ ሚኒስትራት ሽመት ሂቦም። ካብ 26 ሰነ 2016 ዓ.ም ጀሚሩ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዝሃቡዎም ሽመታት፡- - ወ/ሮ ሽዊት ሻንካ ሚኒስትር ሚኒስቴር ባህሊን ስፖርትን - ካሳሁን…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፅባሕ ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ናይ 2017 በጀት ዓመት ረቂቅ በጀት ከምዘፅድቕ ትፅቢት ይግበር

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፅባሕ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ረቂቅ በጀት 2017 በጀት ዓመት መንግስቲ ፌዴራል ከምዘፅድቕ ትፅቢት ይግበረሉ። ካብ ኣባላት እቲ ባይቶ ንዝላዓሉ ሕቶታት መብርሂን ምላሽን ክህቡ ኢዮም ዝብል ትፅቢት…

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሃዋሳ ከተማ ንወላይታ ድቻ ስዒራታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ሃዋሳ ከተማ ንጋንታ ወላይታ ድቻ 2 ን 0 ብዝኾ ውፅኢት ብምስዓር ተዓዊታ። ሃዋሳ ከተማ ዘተዓወተትለን ሸቶት ዓሊ ሱሌማን ኣብ መበል 3ደቒቕን 48 ደቒቕን ኣመዝጊቡወን፡፡ መበል 30 ናይ መወዳእታ ሰሙን መርሃ…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዘይሕጋዊ መገዲ ናብ ውሽጢ ሃገር ዝኣተዉ 490 ጋላክሲ ሳምሰንግ ሞባይል ስልኪታ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኮንትሮባንድ ናብ ውሽጢ ሃገር ዝኣተዉ 490 ጋላክሲ ሳምሰንግ ሞባይል ስልኪታት ከምዝተትሓዙ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ፡፡ ፖሊስ ካብ ሕብረተሰብ ዝረኸቦ ሓሬታ መሰረት ገይሩ ብዝገበሮ ክትትል 25 ሰነ 2016 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ኣዲስ…

ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ከም ትካል ብዙሓት ዓወታት ከምዝተመዝገቡ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤል ኣብ 2016 ዓ.ም ብዙሓት ዓወታት ከምዝተመዝገቡ ገሊፆም፡፡ ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ መዛሚ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ በጀት ዓመት 2016 ኣብ ዩኒቨርሲቲ ፖሊስ ምክያድ ጀሚሩ፡፡ ኮሚሽነር…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንትን ዋና ፈፃሚ ስራሕን ማርዮት ኢንተርናሽናል ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሎሚ መዓልቲ ንጉሆ ቀ/ ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ፕሬዚዳንትን ዋና ፈፃሚ ስራሕን ማርዮት ኢንተርናሽናል ምስ ዝኾኑ ኣንቶኒ ካፑኣኖ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ኣብ ምዕባይ ዝርከብ ዓውዲ ጉዕዞን ሆስፒታሊቲን…

ኣብ ይማኖታዊ ስነ ስርዓት ህንዲ ብዝተፈጠረ ፅቕቅጥ ዝሞቱ ሰባት ቁፅሪ 121 በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜናዊ ህንዲ ኣብ ሃይማኖታዊ ፌስቲቫል ሂንዱ ብዝተፈጠረ ፅቕቅጥ ዝሞቱ ሰባት ቁፅሮም 121 ከምዝበፅሐ ተገሊፁ፡፡ እቲ ሓደጋ ኣብ ህንዲ ግዝኣት ኡታር ፓራዴሽ ሃታራስ ኣብ ዝተብሃለ ቦታ ተኸተልቲ እምነት ሂንዱ ሃይማታዊ ስነ ስርዓት እናካየዱ ኣብ…

ኣይተ ኣህመድ ሽዴ ኣብ ወደብ ዶራሌ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትሩ ገንዘብ ኣይተ ኣህመድ ሽዴ ኣብ ጅቡቲ ኣብ ዝርከብ በዓል ብዙሕ ዕላማ ወደብ ዶራሌ ዑደት ኣሳሊጦም፡፡ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ ብርሃኑ ፀጋዬ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ከምዘፍለጡዎ÷ ዑደት እቶም ሚኒስትር፤ ብወደብ ዶራሌ ካብ ጅቡቲ ናብ…

ኢትዮጵያ ፀገም ክሌማዊ ለውጢ ብዘላቕነት ንምፍታሕ ተግባራዊ ምላሽ ምሃብ ይግባእ ኢላ ኣምን – ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ፀገም ክሌማዊ ለውጢ ንምትዕርራይን ብዘላቕነት ንምፍታሕን ተግባራዊ ምላሽ ምሃብ ይግባእ ኢላ ኣምን” ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር እዚ ዝበሉ÷ ኢትዮጵያ ኣብ ወለንታ ዝተመርኮሰ…

ዩኒቨርሲቲ ሚዛን ቴፒ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘሰልጠኖም ተምሃሮ የመርቕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ሚዛን ቴፒ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘሰልጠኖም 279 ተምሃሮ የመርቕ ኣሎ። እቲ ዩኒቨርሲቲ ኣብ ሰለስተ ኮሌጃትን 16 ክፍሊታት ትምህርቲን ብቀዳማይን ካልኣይን ዲግሪ ዘሰልጠኖም ተምሃሮ ኢዩ እናመረቐ ዝርከብ፡፡ ዩኒቨርሲቲ ሚዛን ቴፒ ሎሚ…