መንግስቲ ንምምይያጥን ንዘተን ድሉው ምዃኑ ደጋጊሙ ገሊፁ ኢዩ – ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ምስ ዝተፈጠረ ፀገም ተተሓሒዙ መንግስቲ ንምምይያጥ፣ ንዘተን ንዝርርብን ድሉው ምዃኑ ደጋጊሙ እናገለፀ ምፅንሑ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ገሊፆም።
ኣብ ክልል ኣምሓራ ከተማ ባህር ዳር ''ሰላም ንኹሉ፤ ኩሉ…