ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ኣምባሳዶር ብሪታንያ ኣብ ኢትዮጵያ ዳረን ዊልች ዘትዮም Desta Jun 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ኣምባሳዶር ብሪታንያ ኣብ ኢትዮጵያ ዳረን ዊልች ዘትዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ከይዲ ኣፈፃፅማ ውዕሊ ፕሪቶሪያን ተዛመድቲ ዛዕባታትን ጠመተ ዝገበረ ልዝብ ተሳሊጡ። ብተወሳኺ ጉዳይ ናብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብከይዲ ሃገራዊ ዘተ ዝሓለፋ ሃገራት እንታይ ውፅኢት ኣመዝጊበን? Desta Jun 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ተመክሮ ብከይዲ ሃገራዊ ዘተ ዝሓለፋ ሃገራት ዘርእዮ፥ ዘተ ዝተፈላለዩ ውፅኢታት ከምዘረጋግፅ ኢዩ። እተን ሃገራት ኣብ ከይዲ ዘተ ንክኣትዋ ዘድለየሉ ምኽኒያት ዝፈላለ እኳ እንተኾነ፥ ኣብ ብዙሓት ሃገራት ዝተገበሩ ከይዲታት ዘተ ተቐራረብቲ ውፅኢታት…
ቢዝነስ ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ዘራኽብ 220 ኪሎ ሜትሮ መገዲ ክህነፅ ኢዩ Desta Jun 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ዘራኽብ 220 ኪሎ ሜትሮ መገዲ ከምዝህነፅ ተገሊፁ። ክልቲአን ሃገራት ኣብ ወርሒ ግንቦት 2023 ዓ.ም.ፈ ዝኸተምኡ ናይ 738 ሚሊየን ዶላር ስምምዕነት ፋይናንስ ስዒቡ እቲ መገዲ ይህነፅ ምህላዉ ተሓቢሩ። ብሄራዊ ቤት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ 10 ሜዳሊያታት ብምውናን ዛዚማ Desta Jun 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ 5 ወርቂ፣ 4 ብሩርን 1 ነሃስን ብድምሩ 10 ሜዳሊያታት ብምውናን ውድድራ ዛዚማ። ብኣሰናዳእነት ካሜሩን ኣብ ከተማ ዱዋላ ኣብ ዝተሳለጠ እቲ ውድድር፥ ካብ ልዕል 27 ሃገራት ዝተውፃእፅኡ 2 ሺሕን 500…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኣይተ ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ልኡኽ ጅቡቲ ኣትዩ Desta Jun 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ልኡኽ ጅቡቲ ኣትዩ። እቲ ልኡኽ ኣብታ ሃገር ኣብ ዝህልዎ ፃንሒት ኣብ መበል 47 መዓልቲ ናፅነት…
ስፓርት ኢትዮጵያ ብ3 ሺሕ ሜትር መሕንኩሎ ውድድር ደቂ ኣንስትዮ ሜዳሊያ ብሩር ረኺባ Gebremariam Weldegerima Jun 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካሜሩን ዱዋላ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር 3 ሺሕ ሜትሮ መሕንኩሎ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያዊት ኣትሌት ኣለምናት ዋለ ካልኣይ ወፂኣ፡፡ ኣብቲ ውድድር ዝተሳተፈት ኣትሌት መሰረት የሻነህ ራብዐይቲ ብምውፃእ ውድድራ ዛዚማ፡፡ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ብዙሓት…
ስፓርት ምክትል ኣሰልጣኒኣ ብዝተቐፅዑዎ ቢጫ ካርድ ምኽንያት ካብ ምድባ 2ይ ደረጃ ዝሰኣነት ሃገራዊት ጋንታ ስሎቬኒያ Gebremariam Weldegerima Jun 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣሰናዳእነት ጀርመን እናተኻየደ ዝርከብ 17 ፅዋዕ ኣውሮፓ ሃገራውያን ጋንታታት ዴንማርክን ስሎቪኒያ ተመሳሳሊ ነጥቢ ሪከርድታትን እናሃለዉወን ደረጃ ዝተፈላለያሉ መገዲ ንማሕበረሰብ ኩዕሾ እግሪ ዓለም ዘገርም ኮይኑ ኣሎ፡፡ ኣብ ምድብ ሰለስተ ዝተደልደላ…
Uncategorized መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኢትዮጵያ ኣብ ፎረም ትሮፒካል ደኒ ኦስሎ ናእዳ ረኺቡ Gebremariam Weldegerima Jun 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ኖርዌይ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ፎረም ሮፒካል ደኒ ኦስሎ ይሳተፍ ኣሎ፡፡ እቲ ልኡኽ ኢትዮጵያ ሃገራት እቲ ከባቢ ሓዊሱ ተኻፈልቲ ዝኾናሉ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር፤ ናይ ዝሓለፉ ዓመታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓውዲ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽን ንምዕባይ ስታርትኣፕን ስትራይድ ኢትዮጵያን ዕዙዝ ግደ ይፃወቱ ኣለዉ – በለጠ ሞላ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Jun 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓውዲ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽን ንምዕባይ ስታርትኣፕን ስትራይድ ኢትዮጵያን ዕዙዝ ግደ እናተፃወቱ ከምዝኾኑ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ገሊፆም። ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን አብቲ ዓውዲ ዝተዋፈሩ ኣካላት ውልቀን…
ቢዝነስ ካብ ንግዲ ወፃኢ ቅመማቕመም 7 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ Gebremariam Weldegerima Jun 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰኒ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 11 ኣዋርሕ ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ካብ ዝቐረበ ፍርያት ቅመማቕመም 7 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ በዓል መዚ ቡንን ሻሂን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ኣዱኛ ደበላ (ዶ/ር)፤ ኣብ ኢትዮጵያ ልዕሊ 50…