Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

June 2024

ኣብ ከተማ ሃዋሳ ብልዕሊ 1 ቢሊየን ብር ዝተሃነፁ ፕሮጀክትታት ተመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዮንቨርስቲ ሕክምናን ጥዕና ሳይንስን ከተማ ሃዋሳ ብልዕሊ 1 ቢሊየን ብር ዝተሃነፁ ፕሮጀክትታት ተመሪቖም። ካብ መንጎ እቶም ፕሮጀክትታት ማእኸል ሕክምናን ስነ ምረዛን ፎረንሲክ፣ ቤተ መድሓኒት ማሕበረሰብ፣ ማእኸል ሕክምና ስነ ኣእምሮ፣ ማእኸል…

ፓርቲ ብልፅግና ንበዓል ሓዱሽ ዓመት “ቢስት ባር”ብሄር ቤንች ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ንበዓል ሓዱሽ ዓመት "ቢስት ባር"ብሄር ቤንች ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ። እቲ ፓርቲ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ እቲ በዓል ንመላእ ተወለድቲን ኢትዮጵያዊያንን እቲ ብሄር ሙሉእ ፍቕሪ፣ ሓድነት፣ ሰላምን ታሕጓስን…

መበል ራብዓይ ሃገራዊ ኮንፈረንስ መፅናዕቲን ምርምርን ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ አበባ፣ 1 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ራብዓይ ሃገራዊ ኮንፈረንስ መፅናዕቲን ምርምርን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ኮንፈረንስ፥ “ምርምር ንትራንስፎርሜሽን ዲጂታላይዜሽንን ከተማ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝካየድ ዘሎ። ሃገር ተወዳዳሪትን ብቕዕቲን ንምግባር ውፅኢታት ምርምር…

966 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ በረራ ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 966 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም፡፡ ካብ ሞንጎ ተመለስቲ 641 ደቂ ተባዕትዮ፣ 321 ደቂ ኣንስትዮን 4 ዕሸል ህፃናትን ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡…

ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ኣናእሽተይን ቀለልቲን ጦር መሳርሒታት ኣወጊዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ኣናእሽተይን ንኽውገዱ ብመፅናዕቲ ዝፈለዮም ቀለልቲን ጦር መሳርሒታት ኣወጊዱ። ከይዲ ምውጋድ እቶም ኣፅዋር÷ ክልላትን ክልቲአን ምምሕዳር ከተማታትን ከምኡ እውን  ዝተፈላለዩ ሚኒስቴር ቤት ዕዮታት ኣብ ዝተረኸቡሉ ከምዝተሳለተ…

ቀ/ሚ ኣብይ(ዶ/ር) ኣብ ሃገራት ሪፐብሊክ ኮሪያን ሲንጋፖርን ዝነበሮም ፃንሒት ዕዉት ኢዩ -ለገሰ ቱሉ(ዶ/ር)

አዲስ አበባ፣ ግንቦት 30፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)”ቀዳማይ ሚንስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ሃገራት ሪፐብሊክ ኮሪያን ሲንጋፖርን ዝነበሮም ፃንሒት ኢትዮጵያ ንዝጀመረቶ መመሓየሺ ኢኮኖሚ፣ ምዕባለን ጉዕዞ ለውጢ (ሪፎርም)ን ልዑል ኣሰር ኣንቢሩ ኢዩ” ክብሉ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ…

ዩክሬን ካብ ሩሲያ ዝተተኮሱላ 5 ሚሳኤላትን 48 ድሮናትን ምሕምሻሻ ኣፍሊጣ

አዲስ አበባ፣ ግንቦት 30፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየር ዩክሬን ካብ ሩሲያ ዝተተኮሱ 5 ሚሳኤላትን 48 ድሮናትን ምሕምሻሹ ሰራዊት ዩክሬን ኣፍሊጡ። ሰራዊት ሩሲያ ኣብ ከባቢ ኪየቭ ብድሮናትን ሚሳኤላትን መጥቃዕቲ ብምፍፃም ኣብ ሓደ ትካል ኢንዱስትሪ ሓደጋ ባርዕ ከምዘጋጠመ ተገሊፁ።…

ባንኪ እናት ኣብ ክልል ትግራይ መትሐጃ ዘይብሉ ክሳብ 300 ሽሕ ብር ልቓሕ ንደቂ ኣንስትዮ ከምዝህብ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ እናት ኣብ ደኣንት ተውዲበን ብፍላይ ኣብ ሻሂ ቡናን ቤት ቁርስን ተዋፊረን ንዝሰርሓ ኣብ ምብቃዕን ትኹረት ዝገበረ ልቓሕ ክረኽባ ካብ ምግባር ብተውሳኺ ንሰራሕቲ ንግዲ  ዝውዕል ናውቲ ሓገዝ ገይራ። እታ ባንኪ ምስ ሰራሕቲ ዕንፀይትን ሓፂነ…

ኣብ ክልል ትግራይ ዝተጣየሸ ኮሚቴ ህፁፅ ምላሽ ን167 ሺሕ ወገናት ተረባሕቲ ዝገብር ሓገዝ እኽሊ ምጉዕዓዝ ጀሚሩ

ኣብ ክልል ትግራይ ዝተጣየሸ ኮሚቴ ህፁፅ ምላሽ ን26 ወረዳታት ዝውዕል 25 ሺሕን ኩንታል ሓገዝ እኽሊ ሎሚ መዓልቲ ምጉዕዓዝ ጀሚሩ። እቲ ሓገዝ÷ ን167 ሺሕ ወገናት ተጠቀምቲ ዝገብር ከምዝኾነ ካብ ማሕበራዊ ሚዲያ እቲ ኮሚቴ ህፁፅ ምላሽ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። ኣብ…

9 ሰነ ክወሃብ ተሓሲቡ ዝነበረ ሊሰጥ ፈተና ሬሚዲያል ናብ 11 ሰነ ተዘዋዊሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)9 ሰነ ክወሃብ ተሓሲቡ ዝነበረ ሊሰጥ ፈተና ሬሚዲያል ናብ 11 ሰነ 2016 ዓ.ም ከምዝተዘዋወረ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ሚኒስቴር ኣብቲ ጉዳይ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷ መዛዘሚ ፈተና ሬሚዲያል (መከሓሓሲ) ትምህርቲ ካብ 3 ክሳብ…