Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

May 2024

ካብ ተሓጋዛይ ኣተሓሳስባ ምግልጋል መበል ካልኣይ ምዕራፍ ሃርበኝነት ንምዕዋት መሰረት ዘንብር ኢዩ-ኣይተ ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ተሓጋዛይ ኣተሓሳስባ ምግልጋል መበል ካልኣይ ምዕራፍ ሃርበኝነት ንምዕዋት መሰረት ዘንብር ኢዩ ክብሉ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣይተ ኣደም ፋራህ ተዛሪቦም። “ካብ ተሓጋዛይነት ናብ መፍረያይነት፣ ንዝተማልአ ሃገራዊ ሉኡላውነትን…

ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ንጎስጓስድ #ውቅብቲኢትዮጵያ ዝውዕል 14 ሚሊየን ብር ከምዝኣከበ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ብቐዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዕላዊ ንዝተገበረ ጎስጓስድ #ውቅብቲኢትዮጵያ ዝውዕል 14 ሚሊየን ብር ከምዝኣከበ ገሊፁ። እቲ ገንዘብ፥ ኣብ ወፃኢ ዓዲ ካብ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ዝተረኸበ…

መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ንሓለዋ ብዝሃ ህይወት ረብሓ ይህብ ኣሎ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ንሓለዋ እናተመናመኑን ኣብ ምጥፋእን ንዘለዉ ብዝሃ ህይወት ረብሓ ይህብ ኣሎ ከብል ኢንስቲትዩት ብዝሃ ህይወት ኢትዮጵያ ገሊፁ። ኣፈፃሚ ስራሕ ምርምር እፅዋት ደኒን ሳዕሪን ኣበራ ስዩም፥ እቲ ኢንስቲትዩት መርሃ ግብሪ…

ማሕበር ፋይናንስ ናውቲታት ካፒታል ኢትዮጵያ ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ፋይናንስ ናውቲታት ካፒታል ኢትዮጵያ ተጣይሹ። ኣብቲ መድረኽ፥ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል፣ ፕሬዚዳንት ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ፣ ሓለፍቲ ስራት ሚኒስቴር ገንዘብን መዳርግቲ ትካላትን ተረኺቦም። ምጥያሽ እቲ ማሕበር፥ ኣብ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ምስ ኣቦ መንበር ኮሚኒኬሽንን ኮንስትራክሽንን(ሲሲሲሲ) ካምፓኒ ቻይና ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ኣቦ መንበር ኮሚኒኬሽንን ኮንስትራክሽንን(ሲሲሲሲ) ካምፓኒ ቻይና ዋንግ ቶንግዙን ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕባራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ መላእ ሃገርና ኣብ ዘለዉ…

ቻይና ኣብ ከባቢ ታይዋን ወተሃደራዊ ልምምድ ምግባር ጀሚራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ኣብ ከባቢ ታይዋን ወተሃደራዊ ልምምድ ነፈርቲን ባሕሪን ምግባር ጀሚራ። እቲ ልምምድ ንክልተ መዓልታት ዝፀንሕ እንትኸውን፥ ሓዱሽ ፕሬዚዳንት ቻይና ኣብ እዋን ሹመቶም ሉእላውነት ታይዋን ክሕሉ ኢየ ብምባል ቃል ምእታዎም ስዒቡ ዝተወሰደ ልምምድ…

ሰብ ሃፍቲ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ዝገብርዎ ተሳትፎ ኢንቨስትመንትን ንግዲን ንከጠናኽሩ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ኣካቢ ቤት ምኽሪ ንግዲ ስዑዲ ዓረብ ሓሰን ሙጂብ ኦል ህዋይዚ ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ሰብ ሃፍቲ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ዝገብርዎ ተሳትፎ ኢንቨስትመንትን ንግዲን ንከጠናኽሩ ኣምባሳደር ታዬ…

ምዕሩይን ሓመለዋይን ከባቢ  ዘካትተ  ሓዱሽ ህንፀት መንበሪ ህንፃ ኣብ ቀፃሊ ወርሒ መስከረም ንምዝዛም ሎሚ ጀሚርና- ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር)  

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ሎሚ ኣብ ከባቢ ኣዋሬ ቅድሚ ሽዱሽተ ዓመት ዝጀመርናዮ ምንቅስቓስ ህንፀት መንበሪ ኣባይቲ ትሑት እቶት ናይ ዘለዎም ምናልባት ናይ መወዳእታ ስፍራ ንምህናፅ ድልዊ ናይ ምግባር ስራሕ ተሰሪሑ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም።…

1 ሺሕን 199 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 1 ሺሕን 199 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ካብ መንጎ እቶም ተመለስቲ፥ 19 ደቂ ኣኒስቲዮ፣ 21 ህፃናትን 12 ዕድሚኦም ትሕቲ 18 ዝኾኑ ሰገናትን ከምዝርከቡዎም ኣብ ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮን…

ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ መድረኽ ዝምድና ዝውውር ሰራሕተኛ ዶሃ ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ መድረኽ ዝምድና ዝውውር ሰራሕተኛ ዶሃ ትሳተፍ ኣላ። እቲ መድረኽ ኣብ መንጎ ሰራሕተኛታት ሃገራት ባህረ ሰላጤን ኣፍሪካን ዘሎ መትእስሳር ዝውውር ሰራሕተኛ ከብ ንምባልን ብምትሕብባር ንምስራሕን ዝዓለመ ኢዩ ተባሂሉ። ኣብ…