ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፎረም ምትሕብባር ኢኮኖሚ ኢትዮ-ፓኪስታን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ Desta May 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፎረም ምትሕብባር ኢኮኖሚ ኢትዮ-ፓኪስታን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ፎረም፥ ሚኒስትር ነግዲን ቀጣናዊ ምትእስሳርን ገብረመስቀል ጫላ፣ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖን ልዕሊ 80 ሰብ ሃፍቲ…
ቢዝነስ ጉባኤ ሴክተር ዓውዲ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ምክያድ ጀሚሩ Desta May 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ጉባኤ ሴክተር መባል ሳልሳይ ርባዕ ዓመት ገምጋም ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ትልሚ ዓውዲ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ምክያድ ጀሚሩ። ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)፥ እቲ መድረኽ ኣብ ዝሓለፈ ጉባኤ ሴክተር ዘቐመጦም ኣንፈታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባታት ዝተፈላለያ ከተማታት ኣብ ስራሕቲ ህንፀት መሰረተ ልምዓት ከተማ መቐለ ዑደት የሳልጡ ኣለዉ Desta May 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባታት ዝተፈላለያ ከተማታት ክልል ትግራይ ኣብ ስራሕቲ ህንፀት መሰረተ ልምዓት ከተማ መቐለ ዑደት የሳልጡ ኣለዉ። ኣብቲ ዑደት፥ ካብ እቶም ከንቲባታት ብተወሳኺ ዝተፈላለዩ ላዕለዎት ክልላዊ ኣመራርሓ ኣመራርሓ ይሳለፉ ከምዘለዉ ተገሊፁ። ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣካላትን መለዋወጢ ናውቲን ኣውሮፕላን ኣብ ውሽጢ ዓዲ ምፍራይ ዘኽእል ስምምዕነት ተኸቲሙ Desta May 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናሽናል ኮርፖሬሽን ልምዕት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ዝተብሃለ ሃገር ቦቆል ኢንቨስትመንት ግሩፕ ኣካላትን መለዋወጢ ናውቲን ኣውሮፕላን ኣብ ውሽጢ ዓዲ ምፍራይ ዘኽእል ስምምዕነት ኸቲሙ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ኮርፖሬሽን ኣክሊሉ ታደሰ፥ እቲ ስምምዕነት…
ቢዝነስ ቴክኒካል ጉጅለ ኢንዱስትሪ ሽኮር ኩባ ኣብ ፋብሪካታት ሽኮር ኦሞ ስራሕ ጀሚሩ Desta May 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቴክኒካል ጉጅለ ኢንዱስትሪ ሽኮር ኩባ ኣብ ፋብሪካታት ሽኮር ወንጂ ሸዋን መተሃራን ስርሑ ብምዝዛም ኣብ ፋብሪካታት ሽኮር ኦሞ ስራሕ ከምዝጀመረ ተገሊፁ። ሓፈሻዊ ኣካያዲ ስራሕ ቁፅሪ ሓደን ሰለስተን ፋብሪካ ሽኮር ኦሞ ጥበቡ ማሞ፥ እቲ ቴክኒካል ጉጅለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ምፍፃም መደባት ዘሎ ውስንነት ንህዝቢ ትግራይ ናብ ዝኸፍአ ሓደጋ ከየእቱ ዝለዓለ ጠመተ ብምሃብ ክስራሕ ይግባእ- ኣይተ ጌታቸው ረዳ Desta May 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ክልል ክሳብ ወረዳ ዘሎዉ ኣመራርሓ መንግስቲ ዝተሳተፉሉ ክልላዊ መድረኽ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሒዝዎም ዝተበገሰ ኩለ መዳይ መደባት ልምዓት፣ ምርግጋፅ ፍትሒን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገር ናብ መዋጥር ንምእታው ፈቲኖም ዝነበሩ ሓይሊታት ስግኣት ናብ ዘይኾኑሉ ብርኪ በፂሖም- ጄኔራል ኣበባው ታደሰ Desta May 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገርና ብዝተፈላለዩ ኣንፈታት ናብ መዋጥር ንምእታው ፈቲኖም ዝነበሩ ሓይሊታት ስግኣት ናብ ዘይኾኑሉ ብርኪ ኣብፂሕናዮም ኢና ከብሉ ምክትል ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ጄኔራል ኣበባው ታደሰ ገሊፆም። ማእኸል መሰልጠኒ ኮማንዶን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰላም ሃገርና እናጠናኸርና ክንቅፅል ኢና-ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ Desta May 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከም ፖሊስ ካባና ትፅቢት ዝግበር ሓላፍነት እናተዋፃእና ሰላም ሃገርና እናጠናኸርና ክንቅፅል ኢና ክብሉ ኮሚሽነር ጀነራል ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ደመላሽ ገብረሚካኤል ገሊፆም። መበል 16 ሓበራዊ ጉባኤ ኮሚሽነራት ፖሊስ ፌዴራልን ክልላትን ኣብ ዋና ቤት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ኣብ ሮም ኣብ ዝርከብ ምስለ ቅርፂ ኣበበ ቢቂላ ዑደት ገይሮም Desta May 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ኣብ ሮም ኣብ ዝርከብ ምስለ ቅርፂ ኣትሌት ኣበበ ቢቂላ ዑደት ገይሮም። ብዝለዓለ ስነ ጥበብ ዝተሰርሐ እቲ ምስለ ቅርፂ፥ 23 ሓምለ 2023 ዓ.ም.ፈ ብቐዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መተሓባበሪ ኮሚቴ ብሔራዊ ሚኒስትራት ብሪክስ ኢትዮጵያ መበል ካልኣይ ኣኼብኡ ኣካይዱ Desta May 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መተሓባበሪ ኮሚቴ ብሔራዊ ሚኒስትራት ብሪክስ ኢትዮጵያ መበል ካልኣይ ኣኼብኡ ኣካይዱ። ዕላማ እቲ ኣኼባ፥ ኢትዮጵያ ኣብ ኣኼባ ብሪክስ ዘለዋ ተሳትፎ መግምጋምን ቀፀልቲ ስራሕቲ በዝምልከት ኣንፈታት ምቕማጥን ኢዩ ተባሂሉ። ኣካቢ እቲ ኮሚቴን…