Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

May 2024

ኢትዮጵያ ኣብ ዓመታዊ ጉባኤ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣህመድ ሺዴ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ኬንያ ናይሮቢ ካብ ዝሓለፈ ሰኑይ ጀሚሩ እናተኻየደ ኣብ ዘሎ ዓመታዊ ጉባኤ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ይሳተፍ ኣሎ። መሪሕ ሓሳብ ናይቲ ዓመታዊ ጉባኤ "ትራንስፎርሜሽን ኣፍሪካ፣…

ልዕሊ 15 ሚሊየን ብር ዝግመት ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምብራቕ ጉራጌ ከተማ ቡታጅራ ልዕሊ 15 ሚሊየን ብር ዝግመት ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ከምዝሓዘ ፖሊስ ኣፍሊጡ፡፡ እቶም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ፖሊስ ከተማ ቡታጅራ ምስ ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ብዝገበሩዎ ዝተዋደደ ክትትል ኢዩ…

ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ ምስ ዋና ፈፀምቲ ስራሕ ኢንቨስትመንት ሆልዲንግ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ምስ ዋና ፈፀምቲ ስራሕ ኢንቨስትመንት ሆልዲንግ ኢትዮጵያን ዋና ፈፀምቲ ስራሕ ኣብ ትሕቲኡ ዝመሓደሩ ኩባኒያታትን ተዛቲዮም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ…

ኣምባሳደር ታዬ ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኒውዝላንድ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኒውዝላንድ ዊንስተን ፒተርስ ብስልኪ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ኣብ ሞንጎ እተን ሃገራት ብዛዕባ ዝውገኑ ፖለቲካዊን ኢኮኖሚዊን…

ኢትዮጵያ ዓሚቕ ሃፍቲ መዓድን ስለዘለዋ ኣብቲ ዓውዲ ምትእስሳር ንምፍጣር ክንሰርሕ ኢና – ልኡኽ ፓኪስታን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዓሚቕ ሃፍቲ መዓድን ስለዘለዋ ኣብቲ ዓውዲ ምትእስሳር ንምፍጣር ክንሰርሕ ኢና ክብሉ ኣባላት ልኡኽ ኢንቨስትመንትን ንግዲን ፓኪስታን ገሊፆም። ሚኒስትር መዓድን ሃብታሙ ተገኝ (ኢ/ር)ን ፓኪስታን ኣባላት ልኡኽ ንግዲን ኢንቨስትመንትን…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ሌዥ ካብ ቀዳሞት ናይ ፅዕነት መገዲ ኣየራት ምዝተሰርዐ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ፅዕነት መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ቤልጂየም ከተማ ሌዥ ካብ ቀዳሞት ናይ ፅዕነት መገዲ ኣየራት ምዝተሰርዐ ኣፍሊጡ። እቲ መገዲ ኣየር ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2023 ልዕሊ 160 ሺሕ ቶን ፅዕነት ካብ ከተማ ሌዥ ናብ ዝተፈላለያ…

ምልኣተ-ጉባኤ ርክበ ካህናት ቅዱስ ሲኖዶስ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምልኣተ-ጉባኤ ርክበ ካህናት ቅዱስ ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ምክያድ ጀሚሩ። ቅዱስ ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ኣብ ዓመት ክልተ ግዘ ጉባኤ የካይድ። እቲ ቀዳማይ ጉባኤ ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ ዝግበር…

ኣትሌት ሱቱሜ ኣሰፋ ናብ ጉጅለ ኦሊምፒክ ኢትዮጵያ ተፀምቢራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ሱቱሜ ኣሰፋ ኣብ ኦሎምፒክ ፓሪስ 2024 ኢትዮጵያ ብምውካል ናብ ዝሳተፍ ጉጅለ ኦሊምፒክ ኢትዮጵያ ተፀምቢራ። እታ ኣትሌት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ 8 ግንቦት ኣብ ኦሊምፒክ ፓሪስ ንኢትዮጵያ ብማራቶን ዝውክሉ ኣትሌታት ሽም ዝርዝር ዕላዊ…

እዚ ናይ ዘተ ምዕራፍ ኣብ ዝቕፅል ጉባኤ ዘተ ንዝለዓሉ መሰረታዊ ጉዳያት ቁልፊ ግደ ኣለዎ – መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ክልላዊን ምምሕዳር ከተማን ዘተ ምዕራፍ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ፡፡ ዋና ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር) ÷ እቲ ኮሚሽን ብሕቶ ምሁራን፣ ልሂቃንን ዝተፈላለዩ ትካላት ፖለቲካን…

ሰብ ሃፍቲ ፓኪስታን ኣብ ዓውዲ መድሓኒትን ጨርመርቂን ክዋፈሩ ከምዝደልዩ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ፓኪስታን ኣብ ዝተፈላለዩ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ መድሓኒትን ጨርመርቂን ክዋፈሩ ከምዝደልዩ ኣፍሊጦም። ልዕሊ 80 ሰብ ሃፍቲ ፓኪስታን ዘካተተ ልኡኽ ምንቅስቓስ ስራሕቲን መሰረተ ልምዓትን ፓርክ ኢንዱስትሪ ቂሊንጦ፣ ቦሌ…