Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

May 2024

ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ንኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ 30 ቢሊየን ብር ልቓሕ ከምዝሃበ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ንኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ 30 ቢሊየን ብር ልቓሕ ከምዝሃበ ገሊፁ። ጎኒ ንጎኒ ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተፍሪ “ኢንቨስትመንት ውልቀን ምቹውነትን” ብዝብል መድረኽ ዘተ ተሳሊጡ። ፕሬዚዳንት እቲ ባንኪ ዮሐንስ…

ኣብ ኢንዶኔዥያ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ 41 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢንዶኔዥያ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ 41 ሰባት ህይወቶም ከምዝሓለፈ ኤጀንሲ ሓደጋ እታ ሃገር ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ሓደጋ ኣብታ ሃገር ንሰዓታት ዝዘለቐ ዝናብ ስዒቡ ዘጋጠመ እንትኸውን፤ ኣብ ደሴት ሱማትራ ኣብ ዝርከባ ክልተ ወረዳታት ልዑል ጉድኣት ኣብፂሑ…

መበል 12 ጉባኤ ኣቬዬሽን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 12 ጉባኤ ኣቬዬሽን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ፥ “ኣቪዬሽን ኣፍሪካ ካብ ምዝማድ ብተወሳኺ” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝካየድ ዘሎ። ካብ ሎሚ ጀሚሩ ንሰለስተ መዓልታት ዝፀንሕ እንትከውን፥ ተዋሳእቲ እቲ ዓውዲ መፃኢ…

ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣብ ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተፍሪ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ ኣብ ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተፍሪ ዑደት ገይሮም። ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ÷ ፀገማት ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታ…

ሩሲያ ካብ ዩክሬን ዝተወንጨፈላ መጥቃዕቲ ሚሳኤልን ድሮንን ምፍሻላ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ካብ  ዩክሬን ለይቲ ዝተወንጨፈላ መጥቃዕቲታት 16 ሚሳኤል ሓዊሱ 31 ሰብ ኣልቦ ኣውሮፕላናት ወቒዓ ከምዝሓምሸሸቶም ሚኒስቴር ምክልኻል እታ ሃገር ኣፍሊጡ። 12 ሚሳኤላት ኣብ ከባቢ ዶብ ቤልጎሮድ፣ 4 ሚሳኤላትን 7 ሰብ ኣልቦ ኣውሮፕላናትን ኣብ…

ገደብ ኢንጂነሪንግ ናብ ጎስጓስ #ውቅብቲኢትዮጵያ ተፀምቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ገደብ ኢንጂነሪንግ ን#ውቅብቲኢትዮጵያ ሓደ ሚሊዮን ብር ብምብርካት ናብቲ ጎስጓስ ተፀምቢሩ። ኣብ ጎስጓስ #ውቅብቲኢትዮጵያ ዜጋታት ተሳትፎ ምግባሮም ቀፂሎም፡፡ ትማሊ ዕለት ኣብ ዝተኻየደ ዲጂታል ቴሌቶን ኣብ ሓንቲ…

ሆራ ትሬዲንግ ናብ ጎስጓስ #ውቅብቲኢትዮጵያ ተፀምቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ሆራ ትሬዲንግ ን#ውቅብቲኢትዮጵያ 2 ሚሊዮን ብር ብምብርካት ናብቲ ጎስጓስ ከምዝተፀምበረ ኣፍሊጡ። ናይ ህዝቢ መናፅሂ ቦታታት ብምህናፅ ክብሪ ሓሊኻ ናይ ምንፃህ ባህሊ ንምድንፋዕ ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሚያዝያ…

ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) ኣብ ኣብ ጎንደር ዝርከቡ ፕሮጀክትታት ኣብ ዝቕፅሉ ኣዋርሕ ንክዛዘሙ ዘኽእል ምምሕያሽ ምምሕዳር ፕሮጀክት ንክግበር መምርሒ ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ኣብ ጎንደር ዝርከቡ ፕሮጀክትታት ኣብ ዝቕፅሉ ኣዋርሕ ብቕልጡፍ ንክዛዘሙ ዘኽእል ምምሕያሽ ምምሕዳር ፕሮጀክት ንክግበር መምርሒ ከምዝሃቡ ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ…

መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣመስጊኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣረጋ ከበደ ንቀዳማላይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስጋና ኣቕሪቦም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ ምስጋና÷ “ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)  ኣብ ጎርጎራ ምስ ኣባላት ኮሚቴ ፈፃሚ…

ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ኩሎም ዜጋታ ፅሩይ ከባቢ ንምፍጣር ናብ ዝተጀመረ ጎስጓስ ብምፅምባር ኣሰሮም ንኸንብሩ ፃውዒት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩሎም ዜጋታ ንፁህ ከተማን ከባቢን ንምፍጣር ናብ ዝተጀመረ ጎስጓስ ብምፅምባር ኣሰሮም ንኸንብሩ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ፃውዒት ኣቕሪቦም። ንንፅህቲ ኢትዮጵያ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 50 ሚሊየን ብር ንምትእኽኻብ ዝዓለመ ዲጂታል ቴሌቶን…