Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

May 2024

ኣብ ዓውዲ ኣቪዬሽን ዓለም ለኸ ዝምድና ንምምዕባል ዝዓለመ መድረኽ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓውዲ ኣቪዬሽን ዓለም ለኸ ዝምድና ንምምዕባል ዝዓለመ መድረኽ ኣብ ሱዑዲ ዓረብ-ሪያድ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ልዕሊ 5 ሺሕ ኣብቲ ዓውዲ ዘለዎ ኣፍረይቲ ኣውሮፕላናት፣ ትካላት ወሃብቲ ኣገልግሎት በረራ፣ ማእኸላት ትምህርቲን ምርምርን…

ሃገራዊ ሲምፖዚየም ምርምር ፖሊሲ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ሲምፖዚየም ምርምር ፖሊሲ ኣብ ዩንቨርስቲ ፖሊሲ ይካየድ ኣሎ። ምክትል ኮሚሽነር ጀነራል ፕሬዚዳንት እቲ ዩኒቨርሲቲ መስፍን ኣበበ፥ ኣብቲ ሲምፖዚየም ክፍተታት ኣገልግሎት ፖሊሲ ኣብ መፅናዕቲ ተደሪኹ ምርኣይ ዝኽእሉን ጠቐምቲ…

ስነ ስርዓት ምፍናው ቀዳማይ ዙር ተጓዓዝቲ ሓጂ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ስነ ስርዓት ምፍናው ቀዳማይ ዙር ተጓዓዝቲ ሓጂ መበል 1 ሺሕን 445 ተኻይዱ። ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ፣ ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብቲ ስነ ስርዓት…

ወተሃደራዊ ምትሕብባር ኢትዮጵያን ስዑዲ ዓረብን ክብ ንምባል ዝዓለመ ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ወተሃደራዊ ምትሕብባር ኢትዮጵያን ስዑዲ ዓረብን ክብ ንምባል ዝዓለመ ዘተ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ተሳሊጡ። ብሓላፊ ዋና መምርሒ መረዳእታ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ጄኔራል ጌታቸው ጉዲና ዝተመርሐ ላዕለዋይ ወተሃደራዊ ልኡኽ ብሓላፊ ዋና ኤጀንሲ መረዳእታ…

ቻይና ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕበባር ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዞባዊን ዓለም ለኻዊን መድረኻት ዘለዋ ምትሕብባር ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ገሊፃ፡፡ ኣቐባሊ ቃል ኤምባሲ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ፋን ዮንግ÷ ኣብ ፖሊሲ ርክባት ወፃኢ ቻይና፣ እዋናዊ ስርዓት ዓለም ኣብ ርክብ ኢትዮ-ቻይን ጠሚቶም…

ኣፈፃፅማ መደባት ትሽዓተ ኣዋርሕ ንቐዳማይ ሚኒስትር ተፀዋዕቲ ዝኾኑ ኣፈፃሚ ኣካላት ሎሚ ገምጊምና-ም/ቀ ሚ/ር ተመስገን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈፃፅማ መደባት ትሽዓተ ኣዋርሕ ንቐዳማይ ሚኒስትር ተፀዋዕቲ ዝኾኑ ኣፈፀምቲ ኣካላት ሎሚ ገምጊምና ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥…

ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ፎረም ትምህርቲ ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብኣሰናዳእነት ብሪታንያ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ዓለም ለኸ ፎረም ትምህርቲ ትሳተፍ ኣላ፡፡ ኣብቲ ፎረም ብሚኒስትር ትምህርት ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ እናተሳተፈ ይርከብ፡፡ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብቲ ፎረም ኣብ ዝህልዎ…

ቃል ብዝኣተናዮ መሰረት ዝተወሰኑ መገዲታት ብምዝዛም ንኣገልግሎት ክፍቲ ገይርና – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)”ቃል ብዝኣተናዮ መሰረት ዝተወሰኑ መገዲታት ብምዝዛም ንኣገልግሎት ክፍቲ ገይርና ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን÷ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ከተማና ብምዃን ስራሕቲ…

ሞሃማድ ሞክበር ተጠባባቒ ፕሬዚዳንት ኢራን ብምዃን ተሾይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንፈሳዊ መራሒ ኢራን ኣያቶላህ ኣሊ ሃሚኒ ንሞሃማድ ሞክበር ተጠባባቒ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ብምግባር ሾይሞምዎም፡፡ ሞሃማድ ሞክበር ብሓደጋ ሄሊኮፕተር ህይወቶም ናይ ዝሓለፉ ፕሬዚዳንት ኢብራሂም ራይሲ ምክትል ከምዝነበሩ ይዝከር፡፡ ብተመሳሳሊ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መበል 1 ሺሕን 445 ጉዕዞ ሓጅ ብዕዉት መገዲ ንምፍፃም ዘኽአል ምድላው ከምዝገበረ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መበል 1 ሺሕን 445 ጉዕዞ ሓጅ ብዕዉት መገዲ ንምፍፃም ዘኽእል ምድላው ከምዝገበረ ገሊፁ። እቲ ፍሉይ ምድላው ንተኸታተልቲ ዓመታት ዝተገበረ ከምዝኾነ ኣብቲ መገዲ ኣየር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። ናብ ከተማታት ጂዳ፣…