Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

May 2024

ኩባንያ ማክተር ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨሰት ምግባር ባህጊ ከምዘለዎ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ማክተር ዝተብሃለ ኩባንያ ፓኪስታን ኣብ ፓርኪ ኢንዱስትሪ ቂሊንጦ ብዓውዲ  ፋርማሲዩቲካል ኢንቨሰት ምግባር ባህጊ ከምዘለዎ ገሊፁ። ዋና ኣካያዲ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣክሊሉ ታደሰ ምስ ፕሬዚዳንት ኩባንያ ማክተር ዶክተር…

ዘየቋርፅ ቀረብ መድሓኒት “ካንሰር” ንክህሉ ፃዕሪ ይግበር ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘየቋርፅ ቀረብ መድሓኒት “ካንሰር” ንክህሉ ፃዕሪ ይግበር ከምዘሎ ሚኒስቴር ጥዕና ገሊፁ። ቀረብ እቲ መድሓኒት ንምምሕያሽ ዝዓለመ ዘተ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ተሳሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ ዶክተር ደረጄ ድጉማ፥ ካንሰርን ካንሰር ምልቆ ማህፀንን ዝበሉ…

ኢትዮጵያ ንህንፀት ዲጂታል ኢኮኖሚ ልዑል ጠመተ ብምሃብ ትሰርሕ ኣላ-ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንህንፀት ዲጂታል ኢኮኖሚ ልዑል ጠመተ ብምሃብ ትሰርሕ ኣላ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። ስራሕቲ ህንፀት ዲጂታል ኢኮኖሚ  ኢትዮጵያ ዝምልከት ኣብ ኤክስፖ ስትራይድ ኢትዮጵያ ክሳብ ሐዚ ዘለዎ ከይዲ ፈተናታትን…

ከተማ ኣዲስ ኣበባን ቾንግኪንግን ሰነድ ስምምዕነት ኣሓት ከተማታት ከቲመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከተማ ኣዲስ ኣበባን ቾንግኪንግን ሰነድ ስምምዕነት ኣሓት ከተማታት ከቲመን። ብመዓርግ መክትል ከንቲባ ሓላፊ ቢሮ ፅባቐን ሓምለዋይ ልምዓትን ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ  ጀማሉ ጀንበር (ዶ/ር) ዝመርሕዎ ልኡኽ ኣብ ቻይና ከተማ ቾንግኪንግ ዑደት ስራሕ…

ብዕጥቂ ዝተሓገዙ ጎንፅታት ምውጋድ ንንፁሃን ኣብ ምሕላው ዝሓሸ ኣማራፂ ከምዝኾነ ቻይና ኣገንዚባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዕጥቂ ዝተሓገዙ ጎንፅታት ምውጋድ ንንፁሃን ኣብ ምሕላው ዝሓሸ ኣማራፂ መፈትሒ  ከምዝኾነ ቀዋሚ ልኡኽ ቻይና ኣብ ወድብ ሕቡራት መንግስታት ፉ ኮንግ  ኣገንዚቦም። ቤት ምኽሪ ውሕመ ብዕጥቂ ዝተሓገዙ ጎንፅታት አንትካየዱ ንፁሃን ዜጋታት ከመይ ሓለዋ…

ኣብ ትግራይ 227 ሓደሽቲ ኢንዱስትሪታት ናብ ስራሕ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ 227 ሓደሽቲ ኢንዱስትሪታት ናብ ስራሕ ከምዝኣተዋ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር፥ ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ፍሪያታት ብናይ ውሽጢ ዓዲ ፍሪያታት ብምትካእን ንግዲ ወፃኢ…

መበል ካልኣይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምትሕብባር ደቡብ ደቡብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ካልኣይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምትሕብባር ደቡብ ደቡብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ፥ “ዓለም ለኸ ጉባኤ ደቡብ ደቡብ ምትሕብባር ደቡብ ንዘላቒ ልምዓት” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ከምዘለዎ ተገሊፁ። ተወከልቲ ሃገራትን ዓለም ለኸ ትካላትን…

ም/ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ኤክስፖ ስትራይድ ኢትዮጵያ ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህን ሚኒስትራትን ኣብ ኤክስፖ ስትራይድ ኢትዮጵያ ዑደት ኣካይዶም። ኤክስፖ ስትራይድ ኢትዮጵያ 2024 ብቐዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) 10 ግንቦት 2016 ዓ.ም ብዕሊ ምኽፋቱ ይፍለጥ። ዓመታዊ…

ናህሪ ዋጋ ናብ 23 ነጥቢ 3 ሚኢታዊት ከምዝነከየ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ  ዝነበረ ናህሪ ዋጋ ናብ 23 ነጥቢ 3 ሚኢታዊት ከምዝነከየ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ(ዶ/ር) ገሊፀን። እተን ሚኒስትር ኣብ ዝሃብኡ መግለፂ፥ ንምግቢ ዝውዕሉ ጥረ ኣቑሑ በቢእዋኑ ይውስኹ ስለዘለዉ…

ዘላቒ ሰላም ንምርግጋፅ ምትሕብባር መዳርግቲ ኣካላት ወሳኒ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘላቒን እወንታዊን ሰላም ንምርግጋፅ ምትሕብባር መዳርግቲ ኣካላት ወሳኒ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ሰላም ገሊፁ። ብሚኒስትር ሰላም ብናልፍ ኣንዷለም ዝተመርሐ ልኡኽ፥ ኣብ ሰሜን ኣሜሪካ ግዝኣት ዩታሃ ምስ ዝርከቡ ኣመራርሓ ፋውንዴሽን ስተርሊንግ ኣብ ህንፀት…