ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝተፈላለያ ክፍለ ከተማታት ኣዲስ ኣበባ ህዝባዊ ልዝብ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ክፍለ ከተማታት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ህዝባዊ ልዝብ ይካየድ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ "ህብረ ብሄራዊ ሕውነት ንዘላቒ ሰላምን ኩለመዳይ ምዕባለ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እናተኻየደ ዝርከብ፡፡ ኣብ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝጀመርናዮም ስራሕቲ እናማዕበልና ዝመረፀና ህዝቢ ምግልጋል ክንቅፅለሉ ኢና- ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Desta Feb 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት 16፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝጀመርናዮም ስራሕቲ እናማዕበልና ብተኣማንነትን ትግሃትን ዝመረፀና ህዝቢ ምግልጋል ክንቅፅለሉ ኢና ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እነት ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ሎሚ መበል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ ፕሬዚዳንት ሓፈሻዊ ጉባኤ ዓለም ለኸ ታሪክ ፀለምቲ ህዝብታት፣ ማእኸል ቅርስን ትምህርቲን ብምዃን ተመሪፆም Desta Feb 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮነን ፕሬዚዳንት ሓፈሻዊ ጉባኤ ዓለም ለኸ ታሪክ ፀለምቲ ህዝብታት፣ ማእኸል ቅርስን ትምህርቲን ብምዃን ተመሪፆም። ኣይተ ፀጋዬ ጨማ ድማ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ማእኸል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርእሰ ምምሕዳር ሙስጠፌ መሓመድ ምስ ነበርቲን ነጋዶን ከተማ ጅግጅጋ ዘቲዮም Desta Feb 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ መሓመድ ምስ ነበርቲን ነጋዶን ከተማ ጅግጅጋ ዘቲዮም። እቲ ዘተ፥ ኣብ ዓውዲ ንግዲ ዝረኣዩ ክፍተታትን ዘይሕጋዊ ንግዲታትን ጠመተ ዝገበረ ኢዩ ተባሂሉ። እቶም ተሳተፍቲ ንዘልዓልዎም ሕቶታት ኣይተ ሙስጠፌ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ መሰል ዘይምኽሳስ ካሳ ተሻገር(ዶ/ር) ኣልዒሉ Desta Feb 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ መሰል ዘይምኽሳስ ኣባል እቲ ቤት ምኽሪ ካሳ ተሻገር(ዶ/ር) ኣልዒሉ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዘሳልጦ ዘሎ መበል ሳልሳይ ዓመት ዘበን ስራሕ ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤኡ ነዚ ምውሳኑ ኣብ ኮሚኒኬሽን እታ ከተማ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ኣብ መበል 128 ዓመት በዓል ዓወት ዓድዋ ዘድሃበ ዓውደ ዘተ ተሳሊጡ Desta Feb 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ መበል 128 ዓመት በዓል ዓወት ዓድዋ ዘድሃበ ዓውደ ዘተ ተሳሊጡ። እቲ ዓውደ ዘተ "በዓል ዓወት ዓድዋ ንሰላም፣ ሓድነትን ብራኸ ትግራይን" ብዝብል መራሒ ሓሳብ ዝከምዝተሳለጠ ተገሊፁ። መበል 128 ዓመት በዓል ዓወት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኲናት ሩሲያ-ዩክሬን ዝተጀመረሉ ካልኣይ ዓመት ምኽኒያት ብምግባር ምዕራባዊያን መራሕቲ ናብ ኪየቭ ኣቲዮም Desta Feb 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኲናት ሩሲያ-ዩክሬን ዝተጀመረሉ ካልኣይ ዓመት ምኽኒያት ብምግባር ምሕዝነኦም ንምግላፅ ምዕራባዊያን መራሕቲ ናብ ኪየቭ ኣቲዮም። ፕሬዚዳንት ኮሚሽን ሕብረት ኣውሮፓ ቮንደር ሌየን፥ ብገንዘብ፣ ኢኮኖሚ፣ ወተሃደራዊ ደገፍን ሞራላዊ ምትብባዕን ብምግባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ኤጀንሲ ቤተ መዛግብትን ቤተ መፃሕፍቲን ኢትዮጵያ ብልዕሊ 700 ሚሊየን ብር ዘህነፆ ህንፃ ኣመሪቑ Desta Feb 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ኤጀንሲ ቤተ መዛግብትን ቤተ መፃሕፍቲን ኢትዮጵያ ብልዕሊ 700 ሚሊየን ብር ዘህነፆ ህንፃ ኣመሪቑ። እቲ ሓዱሽ ህንፃ 17 ደብሪታት ዘለውዎ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ብዘበናዊ ቴክኖሎጂ ብምድጋፍ ዝተሃነፀ ከምዝኾነ እውን ተሓቢሩ። እዋናዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ መበል 27 ስሩዕ ኣኼብኡ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ Desta Feb 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ መበል 27 ስሩዕ ኣኼብኡ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ረቂቕ ደንቢ ልምዓት፣ ሓለዋን ኣጠቓቕማን ደኒ ጠሚቱ ኣብ ዝገበሮ ዘተ፥ ሃገርና ዘለዋ ሃፍቲ ደን ብኣግባቡ ንምልማዕ፣ ንምሕላውን ብዘላቕነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 4 ነጥቢ 8 ሚሊየን ብር ግምት ዘለዎም ገይፀ መይፂታት ሰሪቑ ብምስዋር ዝተጠርጠረ ውልቀሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ Gebremariam Weldegerima Feb 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 4 ነጥቢ 8 ሚሊየን ብር ግምት ዘለዎም ገይፀ መይፂታት ሰሪቑ ብምስዋር ዝተጠርጠረ ውልቀሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ። ተጠርጣሪ እቲ ገበን ዝፈፀሞ ኣብ ክፍለ ከተማ ኣራዳ ወረዳ 1 ኣብ ሓደ መሸጢ ወርቂ ሹቕ እንትኸውን÷ እቲ ውልቀ ሰብ ምስ…