ሓፈሻዊ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ዳግማዊ ሚኒልክ ደው ኢሉ ዝነበረ ሕክምና ሕፅበት ኩላሊት ኣጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓፈሻዊ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ዳግማዊ ሚኒልክ ደው ኢሉ ዝነበረ ሕክምና ሕፅበት ኩላሊት ከምዝጀመረ ቢሮ ጥዕና ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ።
ሓላፊ እቲ ቢሮ ዶ/ር ዮሃንስ ጫላ፥ እቲ ሆስፒታል ምስ ኣብ ሜዲካል ሴንተር ብምትሕብባር ኣገልግሎት ሕክምና ሕፅበት…