ቢዝነስ ኢትዮ ቴሌኮም “ኮፐር ስዊች ኦፍ” ዝተብሃለ ኣገልግሎት ወግዓዊ ገይሩ Desta Sep 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም መስመራት ኮፐር ናብ ፋይነር ብምቕያር ዘበናዊ በዓል ገመድ ብሮድባንድ ኢንተርኔትን ኣብ ዳታ ዝተደረኸ ኣገልግሎት ድምፂ ንምቕራብ ዘኽእል “ኮፐር ስዊች ኦፍ” ዝተብሃለ ኣገልግሎት ወግዓዊ ገይሩ። ዋና ኣካያዲት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም…
ስፓርት ጋንታ ማንቼስተር ዩናይትድ ስታዲየም ኦልድትራፎርድ ክተሕድስ ምዃና ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Sep 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ማንቼስተር ዩናይትድ ውሩይ ስታዲየም ኦልድትራፎርድ ብክልተ ቢሊየን ፓውንድ ወፃኢ ክተሐድስ ምዃና ኣፍሊጣ፡፡ እቲ ሕድሳት እንትዛዘም ዓቕሚ መሓዝ ተመልከትቲ እቲ ስታዲየም ልዕሊ 100 ሺሕ ከምዝኸውን ተገሊፁ። ሕድሳት እንትዛዘም ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቻይና ምስ ኢትዮጵያ ስምምዕነት ዝገበረትሎም ፕሮጀክታት ምትሕብባር ኢኮኖሚ ተግባራዊ ከምዝግበሩ ኣረጋጊፃ Gebremariam Weldegerima Sep 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ስምምዕነት ዝተበፀሐሎም ፕሮጀክታት ምትሕብባር ኢኮኖሚ ከምኡ እውን ካብ ቀረፅን ታሪፍን ናፃ ዕድላት ዕዳጋ ትኹት ተገይሩሎም ተግባራዊ ከምዝግበሩ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ዋንግ ዩ ኣፍሊጦም፡፡ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኤክስፖ መዓድንን ቴክኖሎጂን ማይንቴክስ ኣብ ወርሒ ሕዳር ክየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Sep 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)3ይ ኤክስፖ መዓድንን ቴክኖሎጂን ማይንቴክስ ካብ 14 ክሳብ 17 ሕዳር 2017 ዓ.ም ኣብ ኣዳራሽ ሚሊኒየም ከምዝካየድ ሚኒስቴር ኣፍሊጡ። ኣብቲ ኤክስፖ ብዙሓት ዓለም ለኸ ኩባንያታት ከምዝሳተፉን ነቲ ኩነት ኣድላዪ ምድላው ከምዝተገበረን ተገሊፁ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሶማሊያ ብወፃኢ ሓይሊታት ዝግበር ቀረብ ኣፅዋር እታ ሃገር ኣብ ኢድ ግብረ ራዕዲ ክትወድቅ በሪ ዝኸፍት ኢዩ – ኣምባሳደር ታዬ Gebremariam Weldegerima Sep 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሶማሊያ ኣብ ዘይተረጋገአ ኩነታት ድሕንነት ብናይ ወፃኢ ሓይሊታት ዝግበር ቀረብ ኣፅዋር ኣብ መወዳእታ እታ ሃገር ኣብ ኢድ ሓይሊታት ግብረ ራዕዲ ንክትወድቅ በሪ ዝኸፍት ዝኽእል ከምዝኾነ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀ ስላሴ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 390 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Sep 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 390 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ኩሎም ተመለስቲ ደቂ ተባዕትዮ እንትኾኑ÷ ካብ ሞንጎ እዚኣቶም እቶም 7 ትሕቲ 18 ዓመት ዝኾኑ ሰገናት ኢዮም፡፡ ንተመለስቲ ዜጋታት ግቡእ ሓገዝ…
Uncategorized ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ሰሜን ኮሪያ ፅዋዕ ዓለም ትሕቲ 20 ዓመት ኣልዒላ Gebremariam Weldegerima Sep 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ሰሜን ኮሪያ ፅዋዕ ዓለም ትሕቲ 20 ዓመት ንመበል ሳልሳይ ግዘ ኣልዒላ። እዚ ድማ ቅድሚ ሕዚ ሰለስተ ግዘ ፅዋዕ ዓለም ምስ ዝዓተራ ሃገራዊ ጋንታታት ጀርመንን ኣሜሪካ ታሪኽ ክትካፈል ከምዝገበራ ተሓቢሩ። ሰሜን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማእኸል ምርመራ ፎረንሲክ ዩኒቨርሲቲ ኣርባምንጭ ስራሕ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Sep 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል ምርመራ ፎረንሲክ ዩኒቨርሲቲ ኣርባምንጭ ህንፀቱ ብምዝዛም ስራሕ ጀሚሩ። ዋና ኣመሓዳሪ ዞባ ጋሞ ባይነህ ኣበራ ከምዝገለፁ÷ እቲ ማእኸል ስራሕ ምጅማሩ ኣገልግሎት ንምርካብ ናብ ካሊእ ከባቢ ብምኻድ ዝባኽን ግዘን ጉልበትን ብምቑጣብ ስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ኣዳማ-ጂቡቲ ናይ እንስሳት ኣገልግሎት ትራንስፖርት ባቡር ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Sep 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ኣዳማ ናብ ጂቡቲ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ባቡር እንስሳት ዕላዊ ከምዝኾነ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ማሕበር ኣክሲዮን ባቡር ኢትዮ-ጅቡቲ ታከለ ኡማ (ኢ/ር) ኣፍሊጦም፡፡ እቶም ዋና ፈፃ ስራሕ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ “ሎሚ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ዝፀደቐ ስምምዕነት ኣብ ልዕሊ ኣፍሪካ እናበፅሀ ዝርከብ ዘይፍትሓውነት ንኽእረም ዝገብር ኢዩ – ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ Gebremariam Weldegerima Sep 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ዝፀደቐ ዝፀደቐ ስምምዕነት ኣብ ልዕሊ ኣፍሪካ እናበፅሀ ዝርከብ ዘይፍትሓውነት ንኽእረም መገዲ ዝኸፍት ከምዝኾነ ገሊፆም፡፡ ሓፈሻዊ ጉባኤ ተመድ ኣብ መበል 21 ክፍለ-ዘመን ማሕለኻታት…