Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ስነ-ስርዓት ኣከባብራ በዓል መውሊድ ኣብ ዩኔስኮ ዘይድህሰስ ሓድጊ ንምምዝጋብ ዝዓለመ ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ስነ-ስርዓት ኣከባብራ በዓል መውሊድ ኣብ ትካል ትምህርቲ፣ ሳይንስን ባህሊን ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ዩኔስኮ) ዘይድህሰስ ሓድጊ ንምምዝጋብ ዝዓለመ ዘተ መጀመሪ መፅናዕቲ ኣይዱ። እቲ ዩኒቨርሲቲ ብተኸተልቲ እምነት እስልምና…

ኮማንድ ፖስት ምብራቕ ኣምሓራ ኣፈፃፅማ ስራሕቲ ሰላምን ፀፅታን ይግምግም ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮማንድ ፖስት ምብራቕ ኣምሓራ ኣፈፃፅማ ስራሕቲ ሰላምን ፀፅታን ኣብ ከተማ ኮምቦልቻ ይግምግም ኣሎ። እቲ ኮማንድ ፖስት÷ ኣብ እዋናዊ ኩነታ ሰላምን ድሕንነትን እቲ ከባቢ ብምጥማት ግምገማ እናካየደ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ ምዝዛም እቲ ገምጋም ስዒቡ…

ሓይሊ ባሕሪ ኣሜሪካ 12 ድሮናት ሃውቲ ምውቅዑ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ባሕሪ ኣሜሪካ ኣብ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ 12 ድሮናት ሃውቲ ወቒዑ ከምዘውደቐ ኣፍሊጡ። ማእኸላይ እዚ ኣሜሪካ ከምዝሓበሮ፥ ሓይሊ ባሕሪ ኣሜሪካ ኣብ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ ብዝገበሮ ወፍሪ ሶለስተ ፀረ መርከብ ባለስቲክ ሚሳኤላት፣ ክልተ ክሩዝ…

ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኤርቪን ጆሴ ማሲንጋ ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያ ዘቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ሓራዊ ኣብ ዝኾኑ እዋናዊ፣ ክልተኣዊ፣ ዞባዊን በዓልብዙሕ ጉዳያትብ ጠሚቶም ከምዝዘተዩ…

ሉኣላዊነት ምግቢና ንምርግጋፅ ንገብሮ ፃዕሪ ይዕወት ኣሎ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሉኣላዊነት ምግቢና ብዘተኣማምን መልክዑ ንምርግጋፅ ንገብሮ ፃዕሪ ይዕወት ኣሎ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ “ስርናይ መስኖ ሓጋይ እዚ ዓመት ዓሚ…

ረቂቕ ኣዋጅ መጣየሺ ፖሊስ ፌዴራል ንመወዳእታ ጊዘ ንዘተ ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ረቂቕ ኣዋጅ መጣየሺ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ንመወዳእታ ጊዘ ንዘተ ቀሪቡ። ፖሊስ ፌዴራል ምስ መዳርግቲ ኣካላት ኣብ ዘዳለዎ መድረኽ ኢዩ እቲ ዘተ ተሳሊጡ። ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸቡ ኮሚሽነር ጄኔራል ፖሊስ ፌዴራል ደመላሽ ገ/ሚካኤል፥ ንክልተ…

ምዕባለ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ሽግግር ቴክኖሎጂ ዘለዎ ዓቕሚ ፀንቂቑ ክጥቀም ወሳኒ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምዕባለ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ሽግግር ቴክኖሎጂ ዘለዎ ዓቕሚ ፀንቂቑ ክጥቀም ወሳኒ ከምዝኾነ ሚኒስትር ዴኤታ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ባይሳ በዳዳ (ዶ/ር) ገሊፆም። ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣብ ህንዲ ምስ ዝርከባ ዩንቨርስቲ ጄኤስን ዩኒቨርሲቲ…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝሰናድኡ ኤግዚብሽናትን ባዛራትን ንቅቡልነት ፍርያታት ውሽጢ ዓዲ በሪ ከምዝኸፈቱ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝሰናድኡ ኤግዚብሽናትን ባዛራትን ፍርያታት ውሽጢ ዓዲ ንምፍላጥን ምትእስሳር ዕዳጋ ንምፍጣርን በሪ ዝኸፈቱ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። በዓል ልደት ምኽንያት ብምግባር ኣብ ማእኸል ኤግዚቢሽን ኣዲስ ኣበባ ዝተኸፈተ̎ ምርኢት ንግዲ…

ፎረም ከተማታት እተን ከተማታት ናብ ዝደለይኡ መገዲ ምዕባለ ንክበፅሓ ዘግብር ዕላማ ኣለዎ-ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፎረም ከተማታት እተን ከተማታት ናብ ዝደለይኡ መገዲ ምዕባለ ንክበፅሓ ዘግብር ዕላማ ኣለዎ ከብላ ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ ገሊፀን። ሎሚ ዘበን ዝሳለጥ ፎረም ከተማታት፥ “ናይዚ ዘመን ከተማታት ንምዕባለ ኢትዮጵያ” ብዝብል…

መከላኸሊ መገዲታት ሕማም ሽኮርያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕማም ሽኮያር ኣብ ጣፍያ ኢንሱሊን እንድሕር ዘይፈረዩ ወይ ድማ ብግቡእ እንተዘይሰሪሑ ኣብ ደምና ሽኮር እንትእከብ ዝፍጠር ሕማም ኢዩ። ክንምገብ ከለና፡ ሰብነትና ሓይሊ ወሃብቲ ምግቢታት (ካርቦሃይድሬትስ) ናብ ሽኮር (ግሉኮዝ) ይቕይሮም። ኣብ ጣፍያ…