Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ተርሚናል 1 ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ንኣገልግሎት ክፍቲ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተርሚናል 1 በረራ ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ህንፀት ምምሕያሹ ብምዝዛም ንኣገልግሎት ክፍቲ ኮይኑ። እቲ ህንፀት ብቻይና ኩባንያ ኮሙኒኬሽን ኮንስትራክሽን  (ሲሲሲሲ) እቲ ተኻይዱ። ተርሚናል ሓደ፥ ኣብ 16 ሺሕን 689 ካሬ…

ኢንዳስትሪታት ሓፂነ መፂንን ኢንጂነሪንግን ኣብ ኢትዮጵያ ይስፋሕፍሑ ኣለዉ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንዳስትሪታት ሓፂነ መፂንን ኢንጂነሪንግን ኣብ ኢትዮጵያ ይስፋሕፍሑ ኣለዉ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ካብ ኣዲስ ኣበባ 30 ርሒቓ ኣብ እትርከብ ገላን…

ሕብረተሰብ በዓል ልደት ንኸኽብር ንሃንደበታዊ ሓደጋ ካብ ዘቃልዑ ነገራት ክጥንቀቕ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ባርዕ ሓዊን ስግኣት ሓደጋን ኣተሓሳሲቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ታሕሳስ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረተሰብ በዓል ልደት ንኸኽብር ንሃንደበታዊ ሓደጋ ካብ ዘቃልዑ ነገራት ክጥንቀቕ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ባርዕ ሓዊን ስግኣት ሓደጋን ኣተሓሳሲቡ። ብተኸተልቲ እምነት ክርስትና ብድምቀት ካብ ሞንጎ ዝኽበሩ በዓላት ሓደ ዝኾነ በዓል ልደት ዝቕፅል…

ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ 9 ዓፂደን ዘኺዳ ማሽናት ንዓማዊሉ ኣረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ካብ ባንኪ ልምዓት ጀርመን ብዝረኸቦ ሓገዝ ገንዘብ ትሽዓተ ዓፂደን ዘኺዳ ማሽናት ንሊዝ ፋይናንስ ዓማዊሉ ኣረኪቡ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ርኽክብ÷ ፕሬዚዳንት ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ዶክተር ዮሃንስ ኣያሌውን ኣብ ባንኪ ልምዓት…

ክልል ትግራይ ንምርግጋእን መሊስካ ንምጥያሽን ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ኣመራርሓታት ኣፍልጦ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣብ ዝተረኸቡሉ ክልል ትግራይ ንምርግጋእን መሊስካ ንምጥያሽን ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ኣመራርሓታት መርሃ ግብሪ ምሃብ ኣፍልጦ ተኻይዱ። ብዙሓት ኣመራርሓታት÷ ብልዑል ቆራፅነት ናይ ህይወት…

ኣብ ቅነ በዓል ሕብረተሰብ ብቴክኖሎጂ ተሓጊዙ ካብ ዝግበር ምድንጋር ንገዛእ ርእሱ ንክሕሉ ፖሊስ ኣተሓሳሲቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቅነ በዓል ሕብረተሰብ ብቴክኖሎጂ ተሓጊዙ ካብ ዝግበር ምድንጋር ንገዛእ ርእሱ ንክሕሉ ፖሊስ ኣተሓሳሲቡ። ኣብ ኢትዮጵያ ፌዴራል ፖሊስ ናይ ሚዲያን ኮሙኒኬሽንን መምርሒ ሓላፊ ጀይላን ኣብዲ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበልዎ፥ ሕብረተሰብ…

“ስለኢትዮጵያ” ናይ ስእሊ ዓውደ ርእይን ናይ ፓናል ዘተን ኣብ ሰመራ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ኢትዮጵያ ፕሬስ ትካል ዘዳለዎ "ስለኢትዮጵያ" ናይ ስእሊ ዓውደ ርእይን ናይ ፓናል ዘተን ኣብ ሰመራ ይካየድ ኣሎ። ካብ 1950ታት ጀሚሩ በቢእዋኑ ዝነበሩ ናይ ኢትዮጵያ ፖለቲካ ወሳኒ ኩነታት፣ ኣብ ታሪክ ብርኪታት ዝተልዓሉ ሕቶታት ህዝቢ፣…

ናይ ኢትዮጵያ ብሄራዊ ጋንታ ናብ ሞሮኮ ዝገብሮ ጉዕዞ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ኢትዮጵያ ብሄራዊ ጋንታ ንቻን ውድድር ምድላው ናብ ሞሮኮ ዝገብሮ ጉዕዞ ጀሚሩ። እቲ ብሄራዊ ጋንታ ናብ ግብፂ ካይሮ በረራ ዝገበረ እንትኸውን፥ እቲ ጋንታ ቅድሚ ደቓይቕ ብሰላም ካይሮ ከምዝበፅሐ ተፈሊጡ። እቲ ብሄራዊ ጋንታ ንሒደት ደቓይቕ…

ኣብ ትግራይ 8 ሆስፒታላት ሓዊሱ 26 ጣቢያታት ጥዕና መሰረታዊ ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚረን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ 8 ሆስፒታላት ሓዊሱ 26 ጣቢያታት ጥዕና መሰረታዊ ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚረን። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጥዕና ዶክተር ኣየለ ተሾመ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ እተን ትካላት ጥዕና ኣብ ዝሓለፉ መዓልታት…

ኣብ ክፍለ ከተማ ኣቃቂ ቃሊቲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብ ልዕሊ ንብረት ጉድኣት በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ክፍለ ከተማ ኣቃቂ ቃሊቲ ፍሉይ ሽሙ ገነት ሼዶች ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ቦታ ብዘጋጠመ ሃንደበታዊ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብ ልዕሊ ንብረት ጉድኣት በፂሑ። ቀትሪ ሰዓት 9፡40 ዘጋጠመ እቲ ሓደጋ÷ ኣብ ልዕሊ 6 ሼዳት ጉድኣት ከምዝበፅሐ…