Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ከተማ በራሕለን ከባቢኡን ዳግም ሓይሊ ኤሌክትሪክ ረኺበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ከተማ በራሕለን ከባቢኡን ዳግም ሓይሊ ኤሌክትሪክ ረኺበን። ብምኽኒያት እቲ ጎንፂ ኣብ ልዕሊ መሰረተ ልምዓት ብዝበፅሐ ጉድኣት ንልዕሊ ከልተ ዓመት ተቛሪፁ ዝነበረ ኣገልግሎት ከምዝተጀመረ ካብ ናይ ኢትዮጵያ ኤሌክትሪክ ኣገልግሎት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…

135 ሺሕ 487 ሜትሪክ ቶን ምግብን ምግቢ ተንከፍ ዘይኮኑ ሓገዛትን ከምኡውን 879 ሺሕን 980 ሊትሮ ነዳዲ ናብ ትግራይ ከምዝተልኣኸ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክሳብ ሐዚ 135 ሺሕ 487 ሜትሪክ ቶን ምግብን ምግቢ ተንከፍ ዘይኮኑ ሓገዛትን ከምኡውን 879 ሺሕን 980 ሊትሮ ነዳዲ ናብ ትግራይ ከምዝተልኣኸ ተገሊፁ። ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ ኮሚሽን  ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋ  ደበበ ዘውዴ ንፋና ብሮድካስቲንግ…

ካብ ዋግኽምራ ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ቅድሚ በዓል ሰብኣዊ ሓገዝ ይከፋፈል ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዋግኽምራ ንዝተመዛበሉ 31 ሺሕን 839 ዜጋታት ቅድሚ በዓል ልደት ሰብኣዊ ሓገዝ ይከፋፈል ከምዘሎ ተገሊፁ። ላዕላዋይ ሓላፊ ስራሕ ፕሮግራም ህፁፅ ሓገዝ ኤፍ ኤች ኢትዮጵያ ዳንኤል ጥላሁን ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበልዎ፥ 5 ሺሕን…

በዓል ልደት ብሰላም ንኽኽበር ኣድላዪ ምድላው ከምዝተገበረ ፖሊስ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ልደት ብሰላም ንኽኽበር ኣድላዪ ምድላው ከምዝተገበረ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ዝቕፅል ቀዳም 29 ታሕሳስ ዝኽበር በዓል ልደት ብሰላም ተኸቢሩ ንኽዛዘም ፖሊስ ዝገበሮ ምድላው ኣመልኪቶም ምክትል ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ እቲ ኮሚሽን…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንበዓል ፀገም ምቁርራጥመብራህቲን ማይን ከየጋጥም ዝተዋደደ ግብረ ሓይሊ ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንበዓል ፀገም ምቁርራጥመብራህቲን ማይን ከየጋጥም ዝተዋደደ ግብረ ሓይሊ ተጣይሹ ናብ ስራሕ ከምዝኣተወ ቤት ፅሕፈት መካየዲ ስራሕ እቲ ምምሕዳር ከተማ ገሊፁ። ምክትል ዋና መካየዲ ስራሕ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣይተ ታረቀኝ ወርቅነህ ኣብ…

ሶማሊያ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ስትራቴጂያዊ ምሕዝነት ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ – ፕሬዚዳንት ሶማሊያ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ታሕሳስ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሶማሊያ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ስትራቴጂያዊ ምሕዝነት ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ ክብሉ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ ማሕሙድ ገሊፆም። እዋን ስረሖም ዝዛዘሙ በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሶሊያ ዓብዱልፈታህ ዓብዱላሂ ሓሰን ኣብ…

ኣብ ትግራይ ዝግበር ዘይተገበአ ወሰኽ ዋጋ ህዝብን መንግስትን ግቡእ ክትትል ክግበሩሎም ይግባእ – ተወለድቲ ትግራይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ዝርከቡ ዘይሕጋዊያን ነጋዶ ዝገብሩዎ ዘይተገበአ ወሰኽ ዋጋ ህዝብን መንግስትን ግቡእ ክትትል ክግበሩሎም ከምዝግባእ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝነብሩ ተወለድቲ ትግራይ ገሊፆም። ኣብ ክልል ትግራይ ብዝተፈጠረ ጎንፂ ንልዕሊ ክልተ ዓማውቲ ቀረብ…

1ይ ስሩዕ ጉባኤ ሊግ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዳማ እናተኻየደ ዝፀንሐ ቀዳማይ ስሩዕ ጉባኤ ሊግ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና ሎሚ መዓልቲ ተዛዚሙ። እቲ ጉባኤ÷ “ንምዕባለ ኢትዮጵያን ኣፍሪካን ዝተግህ መንእሰይ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ ካብ 21 ክሳብ 25 ታሕሳስ 2015 ዓ.ም ኣብ…

ብፕሬዚዳንት ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ዝተመርሐ ልኡኽ መቐለ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፕሬዚዳንት ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ኣይተ ኣበራ ሞላን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ማሕበርን ዝተመርሐ ልኡኽ መቐለ ኣቲዩ። እቲ ልኡኽ ኣብ መቐለ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባ ነጋ እንትበፅሕ÷ ኣካቢ ቦርድ እቲ ማሕበር ጨንፈር ቤት ፅሕፈት…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ  ኢንዱስትሪ ሆራ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ  ኢንዱስትሪ ሆራ ዑደት ገይሮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ገላን ከተማ ናይ “ኢትዮጵያ ተፍሪ” ካልኣይ ዑደት ኣብ ኢንነዱስትሪ ሆራ መክያዶም ገሊፆም።…