Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ኣቦታት ሃይማኖት በዓል ልደት ኢየሱስ ክርስቶስ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቦታት ሃይማኖት በዓል ልደት ኢየሱስ ክርስቶስ 2015 ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። ኣብ መልእኽቶም ድማ በዓል ልደት ኢየሱስ ክርስቶስ በዓል ፍቅሪን መሰረት ትሕትናን ስለዝኾነ ህዝበ ክርስቲያን ሕድሕዱ ብምፍቓርን…

ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት ንበዓል ልደት መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሳነ ምምሕዳር ዝተፈላለያ ክልላት በዓል ልደት ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም፡፡ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ፣ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ህዝቢታ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ነጋሽ ዋጌሾ፣ ርእሰ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ በዓል ልደተ እየሱስ ክርስቶስ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ በዓል ልደተ እየሱስ ክርስቶስ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ሰናይ ትምኒት መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘመሓላለፍዎ ሰናይ ትምነት፥ በዓል ልደተ እየሱስ ክርስቶስ ብሰዓብቲ እምነት…

ንልዕሊ 300  ህፃናት ሕክምና መጥባሕቲ ልቢ ከምዝተገበረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል ሓገዝ ሕሙማት ልቢ ህፃናት ኢትዮጵያ ኣብ 2020 ዓ.ም.ፈ ንልዕሊ 300  ህፃናት ሕክምና መጥባሕቲ ልቢ ከምዝተገበረ ገሊፁ። ብተወሳኺ ን8 ሺሕን 674 ሕሙማን ክትትል ሕክምና ከምዝተገበረ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ማእኸል ሕክምና ኣብዚ ሐዚ…

መራሕቲ ሚሲዮን ናይ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ሪፎርም ዝሕግዝ ተግባር ክፍፅሙ ኣለዎም-ዶ/ር ኣብርሃም በላይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ኣምባሳደራት ኢትዮጵያ ናይ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ሪፎርም ዝሕግዝ ተግባር ክፍፅሙ ኣለዎም ክብሉ ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ዶ/ር ኣብርሃም በላይ ተዛሪቦም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ሱሉልታ ኣብ ዝርከብ ኣካዳሚ ምርምር ኣመራርሓ…

ኣብ ድግመ ህንፀት ትግራይ ኩሉ ትግራዋይ ክረባበርብ ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ድግመ ህንፀት ክልል ትግራይ እጃም ኩሉ ትግራዋይ ዕዙዝ ብምዃኑ ኩሉ ትግራዋይ በቢዘላቶ ዓቕሚ ክረባበርብ ከምዝግባእሉ ፖለቲከኛን በዓል ሞያ ሕግን ኣይተ ከበደ ኣሰፋ ገሊፆም። ንእማመ ሰላም ፕሪቶሪያ ስዒቡ ህዝቢ ትግራይ ወረ ኵናትን ድምፂ ጥይት…

ኣትሌት ጥሩነሽ ዲባባ ድሕሪ 4 ዓማውቲ ናብ ውድድር ክትምለስ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ጥሩነሽ ዲባባ ድሕሪ 4 ዓማውቲ ናብ ውድድር ክትምለስ ኢያ ተባሂሉ። 15 ጥሪ 2023 ዓ.ምፈ. ኣብ ዝካየድ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ኣራምኮ ሂዩስተን ኢያ ናብ ውድድር ክትምለስ። ኣብቲ ውድድር ኣሜሪካዊት ኤምሊ ሲሰንን ኢትዮጵያዊት ህይወት…

ከንቲባ ኣዳነች ን21 ዓቕሚ ዘይብሎም ዜጋታት መንበሪ ገዛ ኣረኪበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ን21 ዓቕሚ ዘይብሎም ዜጋታት በዓል ሰለስተ ደብሪ መንበሪ ገዛ ኣረኪበን። ብበዓል መዚ መገዲታት ምምሕዳር እታ ከተማ ብምትሕብባር ኣብ ክፍለ ከተማ ጨርቆስ ዝተሃነፁ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ብተወሳኺ…

ባንኪ ኣንበሳ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት መሰረታዊ ኣገልግሎት ባንኪ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ኣንበሳ ብምኽኒያት ጎንፂ ኣገልግሎት ተቛሪፁለን ካብ መንጎ ዝነበራ ከተማታት ኣብ ሸውዓተ ከተማታት መሰረታዊ ኣገልግሎት ባንኪ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ማርኬቲንግ  እቲ ባንኪ ሙሉጌታ ተክሉ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበልዎ፥ ሎሚ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዘጋጠመ ሰለስተ ሓደጋታት ባርዕ ሓዊ 90 ሚሊየን ብር ዝግመት ንብረት ከምዝዓነወ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከባቢታት ሾላ ገበያ ፣ ኣቃቂን ዮሴፍ ከባቢን ብዘጋጠመ ሓደጋታት ባርዕ ሓዊ 90 ሚሊየን ብር ዝግመት ንብረት ከምዝዓነወ ተገሊፁ። እቲ ሓደጋ ኣብዚ ሰሙን ዘጋጠመ ከምዝኾነ ብምግላፅ፥ ካብዚ ንላዕሊ ጉድኣት ንከየጋጥም ሰብ ሞያ ልዑል…