Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ካብ ክልተ ኮኾብ ንላዕሊ መዓርግ ንዘለዎም ጄኔራል መኮንናት ኣብ ኣዲስ ኣበባ መስርሒ መንበሪ ገዛ ዝኸውን ቦታ ስነ ስርዓት ዕፃ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንብዙሕ ዓማውቲ ሃገሮምን ህዝቦምን ብጅግንነት ንዘገልገሉ ካብ ክልተ ኮኾብ ንላዕሊ መዓርግ ንዘለዎም ጄኔራል መኮንናት ኣብ ኣዲስ ኣበባ መስርሒ መንበሪ ገዛ ዝኸውን ቦታ ስነ ስርዓት ዕፃ ተሳሊጡ። ከይዲ እቲ ህንፀት በቲ በዓል ዕድልን ሚኒስቴር…

ኣብ ከይዲ ፍርዲ እናሃለወ ካብ ኮሚሽን ቤት ህንፀት ፌደራል ዘምለጠ ኪዳነ ዘካርያስ ኣብ ሱዳን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቁፅፅር ሕጊ ውዒሉ ኣብ ከይዲ ፍርዲ እናሃለወ ካብ ኮሚሽን ቤት ህንፀት ፌደራል ዘምለጠ ኪዳነ ዘካርያስ ኣብ ሱዳን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓለ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ብዝፍፀም ተግባር ጭካነን ግፍዒ ዝተመልኦ…

ኣይተ ኢሳያስ ጅራ ምክትል ፕሬዚዳንት ሴካፋ  ብምዃን ዳግም ተመሪፆም

አዲስ አበባ፣ ታኅሣሥ 28፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ኣይተ ኢሳያስ ጅራ ምክትል ፕሬዚዳንት ቤት ምኽሪ ማሕበር ኩዕሾ እግሪ ምብራቕን ማእኸላይን ኣፍሪካ (ሴካፋ)  ብምዃን ዳግም ተመሪፆም። ሓፈሻዊ ጉባዔ መረፃ ሴካፋ÷ ኣመራርሓታት ፎዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኣባል…

ኮርፖሬሽን ባቡር ምድሪ ኢትዮጵያን ማሕበር ኣክሲዮን ባቡር ኢትዮ-ጅቡቲን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ባቡር ምድሪ ኢትዮጵያን ማሕበር ኣክሲዮን ባቡር ኢትዮ-ጅቡቲን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ሰነድ ስምምዕነት ከቲሞም። ኣብቲ ሰነድ፥ ምክትል ዋና ኣስፈፃሚ ስራሕ እቲ ኮርፖሬሽን ኢንጅነር ጌቱ ግዛውን ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ማሕበር ኣክሲዮን…

ኣምባሳደራት ዝተፈላለያ ሃገራት ውቕር ኣቢያተ ክርስቲያናት ላሊበላ ጎብኒዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ልደት ንምኽባር ናብ ላሊበላ ዝኣተዉ ኣምባሳደራት ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ውቕር ኣቢያተ ክርስቲያናት ላሊበላ ዑደት ኣካይዶም። መቐመጢኦም ኣዲስ ኣበባ ዝገበሩ ኣምባሳደራት ዝተፈላለያ ሃገራት በዓል ልደት ንምኽባር ሎሚ መዓልቲ ናብ ከተማ ላሊበላ…

ትካል መፍረዪ እታወታት ኮምስትራክሽን ምክልኃል ንኢንዱስትሪ ኮንስትራክሽን ኣስተዋፅኦ ንምግባር ዘኽእሎ ምምሕያሽ ይገብር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል መፍረዪ እታወታት ኮምስትራክሽን ምክልኃል ንኢንዱስትሪ ኮንስትራክሽን ኣስተዋፅኦ ንምግባር ዘኽእሎ ምምሕያሽ እናገበረ ምዃኑ ሚኒስትር ዲኤታ ምክልኻል ኣሕመዲን መሓመድ ገሊፆም። ዶክተር ኣህመዲን መሓመድን ኣመራርሓታት ትካላት ኮንስትራክሽን…

ኣምባሳደር ተሾመ ኮሚሽነር ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶ ብምዃን ተሾይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ተሾመ ካብ 28 ታሕሳስ 2015 ዓ.ም ጀሚሮም ኮሚሽነር ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶ ብምዃን ተሾይሞም። ኣምባሳደር ተሾመ ቅድሚ ሕዚ በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ብምዃን ኣገልጊሎም፡፡ ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶ÷ ኣብ…

ኣብ ትግራይ ትምህርቲ ንምጅማር ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ዘድሃበ ልዝብን ትዕዝብቲን ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ጉጅለ ሰብ ሞያ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣብ ክልል ትግራይ ትምህርቲ ንምጅማር ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ዘድሃበ ልዝብን ትዕዝብቲን ኣካይዶም። እቲ ጉጅለ ትዕዝብቲ ገይሩ ዘሎ ኣብ ዞባታት ማእኸላይን ሰሜን ምዕራብን ኣብ ዝርከባ ቀዳማይን ካልኣይን…

በዓል ልደት ምኽንያት ብምግባር ፅባሕ ወጋሕታ ሰዓት 12 ትሽዓተ ግዘ መድፍዕ ክትኮስ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅባሕ 29 ታሕሳስ 2015 ዓ.ም ዝኽበር በዓል ልደት ምኽንያት ብምግባር ፅባሕ ወጋሕታ ሰዓት 12 ትሽዓተ ግዘ መድፍዕ ከምዝትኮስ ሚኒስቴር ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana…

ኣብ በዓላት ካብ ማሕረዲ ዝርከብ ቆርበት ብጥንቃቐ ብምስንዳእ ብእዋኑ ናብ ዕዳጋ ምቕራብ ይግባእ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝቕፅሉ በዓላት ልደትን ጥምቀትን ካብ ዝፍፀም ማሕረዲ ዝርከብ ቆርበት ብጥንቃቐ ብምስንዳእ ብእዋኑ ናብ ዕዳጋ ምቕራብ ከምዝግባእ ማእኸል ልምዓት ምርምር ውፅኢታት ኢንዱስትሪ ቆርበት ኣተሓሳሲቡ። ተወካሊ መካየዲ ስራሕ እቲ ማእኸል መሓመድ ሑሴን…