Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ኣብ ዓመት 3 ግዘ ዝኽበር “ጮዬ ማስቃላ” ሎሚ መዓልቲ ክኽበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓመት 3 ግዘ ዝኽበር “ጮዬ ማስቃላ” ሎሚ መዓልቲ ክኽበር ኢዩ። እቲ በዓል፥ ካብ ባህላዊ ክብሪታት ዞባ ጋሞ ሓደ ዝኾነን ዋና መለወጢ ዘበን " ዮ ጋሞ ማስቃላ” (laytha laame)ን ኢዩ። “ጮዬ ማስቃላ”፥ ኣብ ዞባ ጋሞ ዞን ብፍሉይ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ብቤት ፅሕፈቶም ኣብ ዝምርሑ ፕሮጀክታት ልምዓት እናሰርሑ ንዝርከቡ ሰራሕተኛታት መኣዲ በዓል ኣካፊሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ብቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝምርሑ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክታት ልምዓት እናሰርሑ ዝርከቡ ሰራሕተኛታት መኣዲ በዓል ኣካፊሎም። ፍልፍል፦ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር…

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ በዓል ልደት ኣብ ማእኸል ምግባ እታ ከተማ ምስ ዝርከቡ ወገናት ኣሕሊፈንኡ። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ “ወገናትና ብምምጋብ ፃዕሪ ትገብሩ ዘለኹም ገበርቲ ሰናይ፣…

ካብ ዘለና ምክፋል ንህዝብን ሃገርን ምቕዳም ዝብል ወርቃዊ ክብርና ነርእየሉ ኢዩ-ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዘለና ምክፋል ንህዝብን ሃገርን ምቕዳም ዝብል ወርቃዊ ክብርና ነርእየሉ ኢዩ ክብል ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም። በዓል ልደት ኣመልኪቶም ኣብ ብላቴ ኮማንዶን ኣየር ወለድን ዕዝ ማሰልጠኛ…

ዝተፈላለያ ሃገራት ንበዓል ልደት ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለያ ሃገራት ንበዓል ልደት ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ኣብ ኢትዮጵያ  ዝርከብ ኤምባሲ ኣውስትራሊያ፥ ኣብ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ብምዃን በዓል ልደት ንዘኽብሩ ዘለዉ ኢትዮጵያዊያን ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ሰናይ መልእኽቱ…

በዓል ልደት ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ዓለም ብድምቀት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ልደት ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ዓለም ብዘለዉ ሰዓብቲ እምነት ክርስትናቀ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ። ቢቢሲ ብዛዕባ ኣብ ኢትዮጵያ ዝኽበር ዘሎ በዓል ከምዝበሎ፥ ብፍላይ ኣብ ላሊበላ ቅድስት ማሪያም ቤተክርስቲያን ብካህናት ዝተመርሐ ሃይማኖታዊ ስርዓይ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን በዓል ልደት ምኽኒያት ብምግባር መኣዲ ኣካፊሎም።ሠ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን በዓል ልደት ምኽኒያት ብምግባር መኣዲ ኣካፊሎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ ዝተፈላለያ ክፍለ ከተማታት ንዝተውፃእፅኡ ኣረጋዊያን፣ ጉድኣት ኣካልን ኣብ ጎደና ዝመሓደሩን ወገናት…

በዓል ልደት ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ልደት ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ እቲ በዓል ሃይማኖታዊን ባህላዊን ስርዓቱ ብዝሓለወ መልክዑ ኣብ ዝተፈላለዩ ካፋላት ኢትዮጵያ ብድምቀት እናተኸበረ ይርከብ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ በዓል ልደት…

ብዝኾነ ይኹን ኩነታት ርችት ምትኳስ ክልኩል ኢዩ – ፖሊስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዝኾነ ይኹን ኩነታት ርችት ምትኳስ ዝተኸልከለ ከምዝኾነ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ቅድሚ ሕዚ ብዘይሕጋዊ መገዲ ጦር መሳርሒ ዘዘዋውሩ ኣካላት በዓላት ሓሊዮም ርችት ሽፋን ብምግባርን ዝተፈላለዩ ጦር መሳርሒታት ከምዝትኩሱ ምርግጋፁ እቲ ፖሊስ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ በዓል ልደት ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ በዓል ልደት ኢየሱስ ክርስቶስ ምኽንያት ብምግባር ንመላእ ተኸተልቲ እምነት ክርስትና መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፉ። እቲ ባይቶ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ÷ ዝተረኸበ ሰላም ብምሕላው ኢኮኖሚ ምድንፋዕን ሕብረ…