Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ከተማ ኣብዓላ ዳግም ሓይሊ ኤሌክትሪክ ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከተማ ኣብዓላን ከባቢኡን ዳግም ሓይሊ ኤሌክትሪክ ከምዝረኸበ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ከባቢ ብምኽኒያት ኲናት ኣብ ልዕሊ መሰረተ ልምዓት ኤሌክትሪክ ልዑል ጉድኣት ብምግጣሙ ለዕሊ ክልተ ዓመት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ተቛሪፁ ከምዝነበረ…

ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሲቪል ኣቪዬሽንን ሶማሊያ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሲቪል ኣቪዬሽንን ሶማሊያ ፋርዶዋስ ኦስማን ኤጋል ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን። እተን ሚኒስትርን ጉጅለ ልኡኸንን ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ÷ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን…

ጎንደር ኣብ በዓል ጥምቀት ብኣማኢት ኣሽሓት ዝቑፀሩ ኣጋይሽ ንምቕባል ዘኽእል ምድላው ከምዝገበረት ተሓሩ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በዓል ጥምቀት ክሳብ 2 ቢሊየን ብር ኣታዊ ኢኮኖሚ ካብ ዘፈር ቱሪዝም ክርከብ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ከምዘሎ መምርሒ ባህሊን ቱሪዝምን ከተማ ጎንደር ገሊፁ። ሓላፊ እቲ መምርሒ ቻላቸው ዳኜ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበሉዎ÷ ኣብ እዋን በዓል…

ቤት ምኽሪ ከተማ ምምሕዳር ሸገር ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ከተማ ምምሕዳር ሸገር ተጣይሹ። ኣብቲ ምስረታ ድማ ኣይተ ቃበቶ ኣልቤን ዋና ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ሸገር ገይሩ ሾይሙ። ወይዘሮ ፀሃይ ደበሌ ድማ ምክትል ኣፈ ጉባኤ ኮይነን ተሾይመን። እቲ ቤት ምኽሪ ካብዚ ብተወሳኺ…

ኣትሌት ሰለሞን ባረጋ ኣብ ስፔን ኤልጎይባር ውድድር ኣቋፂ ሃገር ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ሰለሞን ባረጋ ኣብ ስፔን ኤልጎይባር ሁዋን ሙጌርዛ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ 10 ሺሕ ሜትሮ ኣቋፅ ሃገር ተዓዊቱ። ኣትሌት ሰሎሞን እቲ ርሕቐት ብ33 ደቒቕን 14 ሴኮንድ ብምዝዛም ኢዩ ቀዳማይ ክወፅእ ክኢሉ፡፡ ኣብቲ ርሕቐት ትውለደ…

ማሕበር ቀይሕ መስቀል ንጨንፈር ቤት ፅሕፈት ትግራይ 15 ተሽከርከርቲ ኣስረከበ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ንጨንፈር ቤት ፅሕፈት ክልል ትግራይ እቲ ማሕበር ዝኾና 10 ኣምቡላንስን ሓሙሽተ ቀለልቲ ተሽከርከርቲን ኣስረከበ። እቲ ሓገዝ ካብ ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ዘስተረኸበ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ ፕሬዚዳንት ማሕበር…

ኣብ መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ምምዕርራይ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መሸጢ ዋጋ ችርቻሮ ነዳዲ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ምምዕርራይ ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስትር ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ ሓበሬታ÷ ካብ ሎሚ ለይቲ ሰዓት ሽዱሽተ 30 ታሕሳስ ጀሚሩ ብዝግበር…

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዉ ዑደት ስራሕ ክገብሩ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ኪን ጋንግ ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ኣብ  ኢትዮጵያ ዕላዉ ዑደት ስራሕ ክገብሩ ኢዮም። ኪን ጋንግ ኣብ እዋን ዑደቶም ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ተራኺቦም ክዛተዩ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ፡፡ ሚኒስትር ጉዳያት…

ኣማኑኤል ኢሳያስ ደረጃ ኢንተርናሽናል ኢንስትራክተር ቮሊቦል ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ፌዴሬሽን ቮሊቦል ንኣማኑኤል ኢሳያስ ደረጃ ኢንተርናሽናል ኢንስትራክተር ቮሊቦል ሂቡዎ። ብመሰረት እዚ÷ ካብ ሙኩር ኢንተርናሽናል ኢንስትራክተር ኣለማየሁ ሸዋታጠቅ ቀፂሉ ኣማኑኤል ሰኢሳያስ ካልኣይ ኢትዮጵያዊ ኮይኑ፡፡ ኣማኑኤል ኣብዚ…

በዓል መለወጢ ዘበን ብሄረሰብ ሃላባ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መለወጢ ዘበን ብሄረሰብ ሃላባ 'ሴራ' ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል "ሴራና ዘደንቕ ተኸባቢርካ ናይ ምንባር ባህልና" ብዝብል መሪሕ ቃል እናተኸበረ ዝርከብ፡፡ ሓላፊ መምርሒ ልምዓት…