Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ተቐቢሎም ኣዘራሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ኪን ጋንግ ተቐቢሎም ኣዘራሪቦም። ድሕሪ እቲ ዘተ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም÷ “ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ህዝባዊ ሪፐብሊክ ቻይና ኪን ጋንግ እንኳዕ ናብ ኢትዮጵያ…

ኢትዮጵያ ክብፃሓ ካብ ሞንጎ ዝግበአን 5 ብሉፃት መስሕባት ቱሪዝም ዓለም ሓንቲ ኢያ – ናሽናል ጂኦግራፊ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናሽናል ጂኦግራፊ ክብፃሓ ካብ ዘለወን ሓሙሽተ ብሉፃት መስሕብት ቱሪዝም ዘለወን ሃገራት ኢትዮጵያ ሓንቲ ኢያ ክብል ኣካቲቱዋ። ናሽናል ጂኦግራፊ - ብሪታኒያ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2023 ናይ ሓዱሽ ዓመት ሕታሙ ሒዙ ወፂኡ፡፡ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ…

ልዕሊ 66 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጨንፈር ኣቢያተ ፅሕፈት ጉምሩኽ ጅግጅጋን ድሬደዋን 66 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ተገሊፁ። ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ጉምሩኽ ጅግጅጋ ካብ 25 ክሳብ 30 ታሕሳስ 2015 ዓ.ም ብዝገበሮ ክትትል ልዕሊ 12…

ፕሬዚዳንት ባይደን ኣብ ካሊፎርኒያ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣዊጆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ኣብ ካሊፎርኒያ ልዕሊ ሓደ ሰሙን ዘቑፀረ ከቢድ ሁቦብላ ንፋስን ሓደጋ ውሕጅን ስዒቡ ኣብታ ግዝኣት ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣዊጆም። እቲ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ተኣዊጁ ዘሎ÷ እቲ ሁቦብላ ንፋስ ንምቁፅፃርን ዝተጎድኡ ዜጋታት ሓገዝ…

ብረዳት ኮሚሽነር ደራርቱ ቱሉ ዝተመርሐ ልኡኽ ናብ መቐለ ኣምሪሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ረዳት ኮሚሽነር ደራርቱ ቱሉ ዝተመርሐ ልኡኽ ናብ መቐለ ኣምሪሑ፡፡ ዕላማ ጉዕዞ እቲ ልኡኽ÷ ተወለድቲ ትግራይ ኣትሌታት ምስ ስድረኦም ምርኻብ ከምዝኾነ ካብቲ ፌዴሬሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡ እዋናዊ…

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ኣብ ኣፍሪካ ዝገብሩዎ ዑደት ብኢትዮጵያ ጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀረባ እዋን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ብምዃን ዝተሾሙ ቺን ጋንግ ኣብ ዘበነ መዝነቶም ፈላማይ ዝኾነ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ሎሚ መዓልቲ ኢትዮጵያ ኣቲዮም። ቺን ጋንግ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ÷ ምክትል ቀዳማይ…

ካብ ኣመራርሓታት ሸኔ ልኡኽቶ ብምቕባል ኣብ ከባቢ ኣዲስ ኣበባ ንተግባር ሽብር እናተንቀሳቐሱ ነይሮም ዝተብሃሉ 9 ተጠርጠርቲ ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ብምዃን ካብ ኣመራርሓታት እቲ ጉጅለ ልኡኽቶ ብምቕባል ኣብ ከባቢ ኣዲስ ኣበባ ንተግባር ራዕዲ እናተንቀሳቐሱ ነይሮም ዝተብሃሉ 9 ተጠርጠርቲ ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም። እቶም ተጠርጠርቲ÷ ኢፋ መኩሪያ፣ ናስረሰ ያሲን ፣ ገለታ…

ሮቤርቶ ማርቲኔዝ ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ፖርቹጋል ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ቤልጂየም ሮቤርቶ ማርቲኔዝ ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ፖርቹጋል ኮይኖም፡፡ ስፔናዊ ኣሰልጣኒ ሮቤርቶ ማርቲኔዝ÷ ድሕሪ ፅዋዕ ዓለም ዝተሰናበቱ ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ፖርቹጋል ፈርናንዶ ሳንቶስ ብምትካእ ኢዮም ሎሚ ኣሰልጣኒ…

ሕብረተሰብ ባህሊ ምልጋስ ደም ንከማዕብል ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረተሰብ ደም ንዘድልዮም ወናት ዝኸውን  ባህሊ ምልጋስ ደም ንከማዕብል ፃውዒት ቀሪቡ። ምክትል ዋና ዳይሬክተር ኣገልግሎት ባንኪ ደምን ቲሹን ኢትዮጵያ ሃብታሙ ታዬ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበልዎ፥ ቀፃሊ ቀዳም ኣብ ኣዲስ ኣበባ መርሃ ገብሪ…

ኣብ ነዊሕ ተጓዓዝቲ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ህዝቢ ዝተወሰነ ምምሕያሽ ታሪፍ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ነዊሕ ተጓዓዝቲ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ህዝቢ ዝተወሰነ ምምሕያሽ ታሪፍ ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣፍሊጡ። እቲ ምምሕያሽ ኣብ ጀረጃ 1፣ ደረጃ 2ን ደረጃ 3ን ተሸከርከርቲ ተግባራዊ ዝግበር ኢዩ ተባሂሉ። እዚ ድማ ኣብ…