Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ሰራዊት ምክልኻል ኢፌዴሪን ህወሓትን ከበድቲ ኣፅዋር ምርኽኻብ ጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ኣፍሪካን ኬንያ ብመሰረት ዝተበፅሐ ስምምዕነት ኣብ ሞንጎ ኣመራርሓታት መንግስቲ ፌዴራልን ህወሓትን ቀዳማይ ዙር ርኽክብ ኣፅዋር ተገይሩ፡፡ ሰራዊት ምክልኻል ከምዝሓሮ÷ እቲ ርኽክብ ካብ ከተማ መቐለ ብ36 ኪሎ ሜትሮ ርሒቑ ኣብ ዝርከብ ኣጉላዕ…

ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢ ቻይና ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ ማሃማት ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢ ቻይና ቺን ጋንግ ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ ማሃማት ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ሕብረት ኣፍሪካ ምስ መንግስቲ ቻይና ብዛዕባ ዘካይዶም ዝተፈላለዩ ጉዳያት ትኹረት ዝገበሩ ዛዕባታት ይርከቡዎም፡፡ ድሕሪ…

“ኣዲስ ወግ” ሎሚ መዓልቲ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቤት ጽሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝሰናዳእ መድረኽ “ኣዲስ ወግ” ሎሚ መዓልቲ ክካየድ ኢዩ። ቅድም ክብል ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራዊ ጉዳያት ኣድሂቡ እናተኻየደ ዝፀንሐ ኣዲስ ወግ÷ ሎሚ መዓልቲ ድማ “ህዝብና ዓቕሚና” ብዝብል ርእሲ ከምዝካየድ ካብቲ ቤት…

ፌዴሬሽን  ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ  ንኣትሌቲክስ ትግራይ እግሪ ምትካል ዝውዕል ደገፍ 2 ሚሊየን ብር ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ንፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ትግራይ እግሪ ምትካል ዝውዕል ደገፍ 2 ሚሊየን ብር ገይሩ። እቲ ደገፍ፥ ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ረዳት ኮሚሽነር ደራርቱ ቱሉ ንኣመራርሓታት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ትግራይ ኣረኪበነኦም።…

ንእማመ ሰላም ፕሪቶሪያ ስዒቡ መንግስቲ ዝኣተዎ ቃል እናፈፀመ ከምዝርከብ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ድሕሪ እማመ ሰላም ፕሪቶሪያ ኣብ ክልል ትግራይ ተቋሪፆም ዝነበሩ ኣገልግሎት ወሃብቲ ትካላት ስራሕ ንክጅምራ፣ ዝፈረሳ ንክፅገና፣ ቕልጡፍ ሰብኣዊ ረድኤት ብግዚኡ ንክኣትው እናተገበረ ከምዝርከብ ኣብ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ትግራይ ብተገዳስነት  እናገልግሉ ዝረከቡ…

ኢትዮጵያን ሶማሊያን ኣብ ቱሪዝም፣ ንግዲን ትራንስፖርትን ዘለወን ርክብ የጠናኽር ዝበለኦ ስምምዕነት ተፈራሪመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ሲቪል ኣቪየሽን ኢትዮጵያ ምስ ትራንስፖርትን ሲቪል ኣቪዬሽንን ሶማሊያ ኣብ ቱሪዝም፣ ንግዲን ትራንስፖርትን ዘለወን ርክብ የጠናኽር ዝበለኦ ስምምዕነት ተፈራሪመን። ኣብቲ ስምምዕነት ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ዳግማዊት ሞገስ ሓዊሱ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ቻይና ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ቻይና ቺን ጋንግ ዘቲዮም። ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ቻይና ቅድሚ ቀትሪ ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ መንጎ እተን ሃገራት ብዛዕባ ዘሎ…

መርሃ ግብሪ ኣፍልጦ ውዳበ ዳያስፖራ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ አበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ኣፍልጦ ውዳበ ዳያስፖራ ኢትዮጵያ 18 ጥሪ 2015 ዓ.ም ከምዝካየድ ተገሊፁ፡፡ ዋና ዳይሬክተር ኣገልግሎት ዳያስፖራ ኢትዮጵያ መሓመድ እንድሪስ÷ ዳያስፖራ ብዝተወደበ መልክዑ ዘሳለጦም ተግባራት ፐብሊክ ዲፕሎማሲ፣ ምህናፅ ምስሊ፣ ምትእኽኻብ…

ዓለም ለኸ ሊግ ሙስሊም ዝተጎድኡ ከባቢታት መሊስካ አግሪ ንምትካል ኣብ ዘኽእል ኩነታት ዝጠመተ ዘተ ምስ ፓትሪያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ሊግ ሙስሊም ዝተጎድኡ ከባቢታት መሊስካ አግሪ ንምትካል ኣብ ዘኽእል ኩነታት ዝጠመተ ዘተ ምስ ፓትሪያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማቲያስ ኣሳሊጡ። ብመሪሕነት ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት…

ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬትን ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬትን ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ብምትሕብባር ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ከቲሞም። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት፥ ወና ኣፋሚ ስራሕ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠውን ሚኒስትር ወይዘሮ ጫልቱ ሳኒን ክታሞም…