Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ልዕሊ 152 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 152 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩኽ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚሽን ካብ 21 ክሳብ 27 ታሕሳስ 2015 ዓ.ም ብዝገበሮ ክትትል ኢዩ 61 ነጥቢ 1 ሚሊየን ዝኣትዉ ኣቑሑት ኮንትሮባንድን 91 ነጥቢ 3…

መንግስቲ ኢትዮጵያ እቲ ስምምዕነት ሰላም ኣብ ጫፍ ንኽበፅሕ ብሙሉእ ቆራፅነት እናሰርሐ ይርከብ – ዶክተር ለገሰ ቱሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ እቲ ስምምዕነት ሰላም ኣብ ጫፍ ንኽበፅሕ ብሙሉእ ቆራፅነት እናሰርሐ ምዃኑ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ዶክተር ለገሰ ቱሉ ገሊፆም። ዶክተር ለገሰ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ ብመሰረት…

2ይ ዙር ውድድር ፕሪሚየር ሊግን ላዕለዋይ ሊግን ደቂ ኣንስትዮ ዝጅመረሉ ዕለት ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ ዙር ውድድር ፕሪሚየር ሊግ፣ ላዕለዋይ ሊግን ትሕቲ 20 ዓመት ፕሪሚየር ሊግን ደቂ ኣንስትዮ ዝጅመረሉ ዕለት ዕላዊ ኮይኑ። ብመሰረት እዚ÷ 2ይ ዙር ውድድር ፕሪሚየር ሊግን ላዕለዋይ ሊግን ደቂ ኣንስትዮ 26 ለካቲት 2015 ዓ.ም ከምዝጅመር…

ምንቅስቓስ ርክብ ወፃኢ ኣብ ኢኮኖሚን ፖለቲካዊ ዲፕሎማሲ ትኹረት ከምዝወሃብ ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምንቅስቓስ ርክብ ወፃኢ ኣብ ኢኮኖሚ፣ ፖለቲካዊን ባህሊን ዲፕሎማሲ ትኹረት ከምዝወሃብ ምክትል ቀዳማይ ሚኒትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ምክትል ጠቅላይ ሚኒስትርና የውጭ ጉዳይ ሚኒስትር አቶ ደመቀ መኮንን በውጭ ግንኙነት…

ህንፀት ማእኸል ሲዲሲ ኣፍሪካ እናተጠናኸረ ንዝመፅአ ምትሕብባር ኣፍሪካ -ቻይና ርኡይ ኣብነት ኢዩ – ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ህንፀት ማእኸል ምቁፅፃር ሕማማት ኣብ ኣፍሪካ (ሲዲሲ) እናተጠናኸረ ንዝመፅአ ምትሕብባር ኣፍሪካ -ቻይና ርኡይ ኣብነት ከምዝኾነ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ቺን ጋንግ ገሊፆም። ቀዳማይ ምዕራፍ ህንፀት ዋና ቤት ዕዮ ማእኸል ሲዲሲ ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ…

ክሳብ 30 ታሕሳስ 2015 ዓ.ም ልዕሊ 1 ነጥቢ 3 ሚሊየን ሊትሮ ነዳዲ ናብ ትግራይ ተፃዒኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ክልል ትግራይ ነዳዲ ምጉዕዓዝ ካብ ዝተጀመረሉ እዋን ክሳብ ዝሓለፈ ሰንበት 30 ታሕሳስ 2015 ዓ.ም ልዕሊ 1 ነጥቢ 3 ሚሊየን ሊትሮ ነዳዲ ከምዝተፀዓነ በዓል መዚ ነዳዲን ኢነርጂን ገሊፁ። ዳይሬክተር ቀረብ፣ ሎጂስቲክስን ክትትልን ነደዲ ፈቃዱ…

ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢ ቻይና ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ቀዳማይ ምዕራፍ ህንፀቱ ዝተዛዘመ ማእኸል ሲዲሲ መሪቖም ከፊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢ ቻይና ቺን ጋንግን ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ ማሃማትን ቀዳማይ ምዕራፍ ህንፀቱ ዝተዛዘመ ማእኸል መቆፃፀሪ ሕማማት ኣብ ኣፍሪካ መሪቖም ከፊቶም። እቲ ማእኸል ዝተረፉ ስራሕቲ ህንፀት ብቕልጡፍ ንምዝዛም ብምውዳድ…

መድረኽ ኣዲስ ወግ ‘ህዝብና ዓቕሚና’ ብዝብል ርእሲ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈላማይ መድረኽ ዘተ ኣዲስ ወግ 2015 ዓ.ም ‘ህዝብና ዓቕሚና’ ብዝብል ርእሲ ይካየድ ኣሎ። ሚኒስትር ኘላንን ልምዓትን  ዶ/ር ፍፁም ኣሰፋ፣ በዓል ሞያ ስነ-ህዝቢ ኘሮፌሰር ንጋቱ ገዳን ዳ/ር የሽጥላ ወንድሜነህን ኣቕረብቲ መዛተዪ ፅሑፍ ከምዝኾኑ ካብ…

ክልቲኦም ኣቢያተ ምኽሪ ሎሚ መዓል ፍሉይ ሓበራዊ ኣኼባ ከካይዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)6ይ ኣቢያተ ምኽሪ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን 2ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 1ይ ፍሉይ ሓበራዊ ኣኼባ ሎሚ መዓልቲ ከካይድ ኢዩ፡፡ እቶም ኣቢያተ ምኽሪ ኣብ ዘካይዱዎ ፍሉይ ኣኼባ÷ ቃለ ጉባኤ 2ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 1ይ ሓበራዊ መኽፈቲ ኣኼባ…

ብሄራዊ ኮሚቴ ኣተሓባባሪ ፀረ ግዕዝይና ክሳብ ሕዚ ዝሰርሖም ስራሕቲ ቀ/ሚኒትር ኣቢይ ኣብ ዝተረኸቡሉ ገምጊሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪር 3፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ኮሚቴ ኣተሓባባሪ ፀረ ግዕዝይና ክሳብ ሕዚ ዝሰርሖም ስራሕቲ ቀዳማይ ሚኒትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸቡሉ ገምጊሙ። ኣብ ግምገምኡ ድማ ክሳብ ሕዚ ካብ ሕብረተሰብ ልዑል ቁፅሪ ዘለዎ ገበን ግዕዝይና ዝተመልከቱ ሓበሬታታት ከምዝበፅሑዎ…