Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ልዕሊ 33 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ዝሓለፉ 6ኣዋርሕ ልዕሊ 33 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ። ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ እቲ ኩባኒያ ፍሬህይወት ታምሩ፥ ኣፈፃፅማ ስራሕ ቀዳማይ ፈረቓ ዓመት 2015 ዓ.ም ኣቕሪበን። ኣብቲ ፀብፃብ ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ…

ድልየት ሸኔ ንምምካን ላዕለዎት ኣመራርሓ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ምስ ኣቦታት ሃይማኖትን ዓበይቲ ዓዲን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ድልየት ሸኔ ንምምካን ላዕለዎት ኣመራርሓ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ዞባ ምብራቕ ወለጋ ወረዳ ጊዳ ኣያና ከተማ ኣንገር ጉቴ ምስ ኣቦታት ሃይማኖትን ዓበይቲ ዓዲን ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ዝሓፀረ እዋን ሰላም ንምርግጋፅ ዝዓለመ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።…

ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ሓዱሽ መሰረታዊ ውትህድርና ዝዛዘሙ ምልምላት የመርቕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየር ሓዱሽ መሰረታዊ ውትህድርና ዝዛዘሙ ምልምላት የመርቕ ኣሎ። ብተወሳኺ ምምሕያኝ ሞያ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ዝገበሩ ነባራት ኣባላት ሓይሊ ኣየር እውን ከምዝምረቑ ተገሊፁ። ኣብ መርሃ ግብሪ እቲ ምረቓ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ሌተናል…

ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ንውድድር ቻን ኣልጀሪያ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ንውድድር ቻን ኣልጀሪያ ኣቲዩ። እቲ ጋንታ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣልጀርስ እንትበፅሕ ብባህላዊ ሙዚቃ ኣልጀሪያ ዝተዓጀበ ኣቀባብላ ተገይሩሉ። ኣብ ምድብ ሓደ ምስ ኣልጀሪያ ከምኡውን ሞዛምቢክን ሊቢያን ፀወተኦም…

ካቢኔ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ ብዘሃ ቋንቋ ካሪኩለም ብዝተዛመደ ውሳነ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካቢኔ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ ብዘሃ ቋንቋ ካሪኩለም ብዝተዛመደ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። ብመሰረት እዚ፦ ብመሰረት ሓዱሽ መፅናዕቲ ሰርዓተ ትምህርቲ ብኣፋን ኦሮሞ ቋንቋ ኣዶ ንዝመሃሩ ተምሃሮ ኣምሓርኛ ከም ተወሳኺ(ካልኣይ) ቋንቋ ንክወሃብ…

ምትሕብባር ቻይና – ኣፍሪካ ኣብ ማዕርነትን ሓበራዊ ተረባሕነትን መሰረት ዝገበረ ኢዩ – ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢ ቻይና ቺን ጋንግ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንው ፔንግ ተኪኦም ቅድሚ ሓደ ወርሒ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ብምዃን ዝተሾሙ ችን ጋንግ ፈላማይ ዑደቶም ኣብ ኣፍሪካ እናገበሩ እንትኾኑ ኢትዮጵያን ፈላመይቲ ሃገር ዑደቶም ገይሮም። ትማሊ ኣዲስ ኣበባ ዝኣተዉ እቶም ሚኒስትር÷ ምስ ቀዳማይ ሚኒትር ፌዴሪኢ…

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ናብ ኣልጄሪያ ኣምሪሓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣሰናዳእነት ኣልጄሪያ ኣብ ዝካየድ 7ይ ሻምፒዮና ውድድር ኩዕሾ እግሪ ኣፍሪካ (ቻን) ትሳተፍ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ናብ ኣልጄሪያ ኣምሪሓ። እቲ ውድድር ድሕሪ ፅባሕ ክጅመር ኢዩ። ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ነቲ ውድድር ኣብ ውሽጢ ኃገርን ካብ…

መንእሰይ ትግራይ ክስርሑ ዝደልዮም ስራሕትን ዘለዎ ሕቶ ንኽሓትት  መድረኻት ክዳለዉሉ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንእሰይ ትግራይ ክስርሑ ዝደልዮም ስራሕትን ዘለዎ ሕቶ ንኽሓትት  መድረኻት ክዳለዉሉ ከምዝግባእ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበረ ተወላዲ ትግራይ ገሊፁ፡፡ “ናይ ሰባት ኣተሓሳስባን ኣረኣእያን ዝተፈላለየ እዩ” ዝበለ ምስ ፋና…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ቻይና ዝገብሮ ቁፅሪ በረራ ቅድሚ ኮቪድ-19 ናብ ዝነበሮ መጠን ከዕብዮ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 1 መጋቢት ጀሚሩ ናብ ቻይና ዝገብሮ ቁፅሪ በረራ ቅድሚ ለበዳ ኮቪድ-19 ናብ ዝነበሮ መጠን ከምዘዕብዮ ኣፍሊጡ። እቲ መገዲ ኣየር ቅድም ክብል ብምኽንያት ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ቻይና ገደብ ጉዕዞ ምግባራ…

ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ብምዃን ተሾይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ገይሮም ሾይሞም፡፡ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ካብ 2 ጥሪ 2015 ዓ.ም ጀሚሮም ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኮይኖም ከምዝተሸሙ ካብቲ ሚኒስቴር…