Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

“ጃንሜዳን ብሕብረት ንጥምቀት” ብዝብል መሪሕ ቃል ስነስርዓት ፅርየት መዕረፊ ታቦት ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)“ጃንሜዳን ብሕብረት ንጥምቀት" ብዝብል መሪሕ ቃል ስነስርዓት ፅርየት መዕረፊ ታቦት ተሳሊጡ። ቀፃሊ ዕለተ ረቡዕን ሓሙሰን ንዝኽበር ድሮን ዕለትን በዓል ጥምቀት ኣብ ጃንሜዳ መሕደሪ ታቦት ሰዓብቲ አምነት አስልምናን ክርስትናን ብሓባር ኣፅርዮም።…

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ዳግማዊት ሞገስ፣ ታከለ ኡማ፣ ኡመር ሁሴንን ተፈሪ ፍቅሬን ብኽብሪ ሰኒዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ዳግማዊት ሞገስ፣ ታከለ ኡማ፣ ኡመር ሁሴንን ተፈሪ ፍቅሬን ብኽብሪ ሰኒዩ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሓዊሱ ካልኦት ኣባላት እቲ ቤት ምኽሪ ተረኺቦም። ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ንኣርባዕቲኦም ኣባላት ቤት…

ኣተገባባራ ውዕሊ ሰላም ፕሪቶርያ ኣብ ዝነኣድ ብርኪ ከምዝርከብ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣተገባባራ ውዕሊ ሰላም ፕሪቶርያ ኣብ ዝነኣድ ብርኪ ከምዝርከብ ተሓቢሩ፡፡ መንግስቲ ፌደራል ብመሰረት ዝኣተዎ ውዕሊ ሰላም በረራታት ናብ ክልል ትግራይ ምጅማሮምን ህወሓት ዕጥቂ ምፍታሕ ምጅማሩን ከም ፅቡቕ ጅማሮ ዝረአ ከምዝኾነ ኮማንደር ገብረመስቀል…

ዝተፈላለያ ሃገራት ሰምምዕነት ፕሪቶሪያ ኢትዮጵያ ሰላማ ተረጋጊፁ ኣብ ዓለም ለኸ መድረኽ ዘለዋ ሓላፍነት ክትዋፃእ ዘኽእላ ከምዝኾነ ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራት ኣፍሪካ ፣ እስያን ኣውሮፓን ሰምምዕነት ፕሪቶሪያ ኢትዮጵያ ሰላማ ተረጋጊፁ ኣብ ዓለም ለኸ መድረኽ ዘለዋ ሓላፍነት ክትዋፃእ ዘኽእላ ከምዝኾነ ገሊፀን። ኣቐባሊ ቃል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር መለስ ኣለም ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ፣ ዞባዊን…

ኢትዮጵያን ፈረንሳይን 2 ስምምዓት ሓገዝ ፋይናንስ ከቲመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ ) ኢትዮጵያን ፈረንሳይን ክልተ ስምምዓት ሓገዝ ፋይናንስ ተፈራሪመን። እቲ ፈላማይ ስምምዕነት ሓገዝ ፋይናንስ÷ ስምምዕነት 32 ሚሊየን ዩሮ እንትኸውን÷ ብጎንፂ ዝተጎድኡ ክልላት ትግራይ ኣምሓራ፣ ዓፋር፣ ኦሮሚያን ደቡብ መፍረያይነት ሕርሻ ብምምሕያሽ…

ሩሲያ ዝዓበየት መሓዛ ንግዲ ቻይና 2022 ከምዝኾነት ዕላዊ ኮይኑ 

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 20 ዓበይቲ መሓዙት ንግዲ ቻይና ካብ ሞንጎ ዝኾና ሩሲያ ፈላመይቲ ከምዝኾነት ምምሕዳር ጉምሩኽ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት ኣውሮፓውያን ኣብ ሞንጎ ሩሲያን ቻይናን ዝተፈፀመ ልውውጥ ንግዲ ብመንፅር ዝሓለፉ ዓማውቲ ዕዙዝ…

ፋብሪካ ወርቂ ኣኮቦ ድሕሪ 3 ኣዋርሕ ፍርያት ከምዝጅምር ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋብሪካ ወርቂ ኣኮቦ ድሕሪ ሰለስተ ኣዋርሕ ፍርያት ከምዝጅምር ሚኒስትር መዓድን ኢንጂነር ታከለ ኡማ ገሊፆም። ኢንጂነር ታከለ ሎሚ መዓልቲ ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓ ፌዴራልን ክልል ጋምቤላን ብምዃን ከይዲ ተኸላ ፋብሪካ ወርቂ ኣኮቦ ተዓዚቦም፡፡ እቲ…

ሓፀርቲ ናይ ወፃኢ ስፖርታዊ ዜናታት

ሓፀርቲ ናይ ወፃኢ ስፖርታዊ ዜናታት ቼልሲ ድሕሪ 17 ዓመት ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ብፉልሃም 2 ን 1 ተሳዒራ፤ ናይ ትማሊ ምሸት ውፅኢት ስዒቡ ድማ ኣሰልጣኒ ግርሃም ፖተርስ ኣብ መፃብብ ኣቲዮም ይርከቡ፡፡ ኣብቲ ፀወታ ዝተሰለፈ ሓዱሽ ፈራሚ ዣኦ ፊሊክስ ኣብ ፈላማይ ፕሪሚየር ሊግ ፀወትኡ…

ንጎረባብቲ ሃገራት ካብ ዝቐረበ ሽይጣት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ልዕሊ 32 ሚሊየን ዶላር እቶት ከምዝረኸበ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንጎረባብቲ ሃገራት ካብ ዝቐረበ ሽይጣት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ልዕሊ 32 ሚሊየን ዶላር እቶት ከምዝረኸበ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ገሊፁ። ዳይሬክተር ኮሙኒኬሽን ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣይተ ሞገስ መኮንን፥ ኣብ ዝሓለፉ 5 ኣዋርሕ ንሱዳንን ጂቡቲን ካብ…

ዝተጀመረ ተስፋ ሰላም ንኽፀንዕ ኣቦኣዊ ሓላፍነትና ክንዋፃእ ኢና – ኣቦታት ሃይማኖት ትግራይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተጀመረ ተስፋ ሰላም ንኽፀንዕ ኣቦኣዊ ሓላፍነትና ክንዋፃእ ኢና ክብሉ ኣቦታት ሃይማኖት ክልል ትግራይ ገሊፆም። ፋና ብሮድካስንቲግ ኮርፖሬት ኣብ ከተማታት ሸራሮ፣ ኣኽሱምን ዓድዋ ዘዘራረቦም ኣቦታት ሃይማኖት ክርስትናን እስልምን÷ ሰላም ምስባኽ…