Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ኣብ ኣዲስ ኣበባ በዓል ጥምቀት ተኸቢሩ ክሳብ ዝዛዘም ሞተር ብሽክሊታ ምሽክርካር ተኸልኪሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ጥምቀት ምኽንያት ብምግባር ካብ ሎሚ መዓልቲ 08 ጥሪ 2015 ዓ.ም ሰዓት 6:00 ጀሚሩ ክሳብ ሓሙስ 11 ጥሪ ጥሪ 2015 ዓ.ም ኣጋምሸት ሰዓት 12:00 ሞተር ብሽክሊታ ምሽክርካር ዝተኸልከለ ከምዝኾነ ኤጀንሲ ማኔጅመንትትራፊክ ኣፍሊጡ። እቲ…

ብኣይተ ካሳሁን ጎፌ ዝተመርሐ ልኡክ ምስ ሚኒስትር ንግዲን ቱሪዝምን ጅቡቲ ተዛቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ዲኤታ ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣይተ ካሳሁን ጎፌ ዝተመርሐ ልኡክ ምስ ሚኒስትር ንግዲን ቱሪዝምን ጅቡቲ ዓሊ ዳውድ ተዛቲዩ። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ቀንዲ ቀንዲ ስምምዓት ፍርያት ንግዲ ክልቲአን ሃገራት ትኹረት ገይሮም፡፡ እቲ ጉጅለ…

ኣብ ፍርቂ ማራቶን ሂውስተን ኣትሌት ልኡል ገ/ስላሴ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ሂውስተን ኢትዮጵያዊያን ኣትሌተት ብክልቲኡ ፆታ ተዓዊቶም፡፡ ብደቂ ተባዕትዮ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር÷ ኣትሌት ልኡል ገ/ስላሴ 1 ሰዓት 34 ማይክሮ ሰከንድ ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ተዓዊቱ። ብደቂ…

ኮንግረስ ኣትሌቲክስ ሪጅን ምብራቕ ኣፍሪካ መረፃ ኣባላት ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ መረፃ ኮንግረስ ኣትሌቲክስ ሪጅን ምብራቕ ኣፍሪካ ንዝቕፅሉ ኣርባዕተ ዓመታት ነቲ ሪጅን ዝመርሑ ኣባላት ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ተመሪፆም፡፡ ብመሰረት እዚ÷ ጄነራል ጃክሰን ቲዊ ካብ ኬንያ ፕሬዚዳንት ብምዃን እንትምረፁ÷ ሚስተር…

በዓል ጥምቀት ብሓድነት፣ ክብሪታቱን ባህላዊ ህያባቱን ሓሊዩ ክኽበር ይግባእ – ከንቲባ ኣዳነች

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”ወናኒት ብዝሃ ቋንቋን ሃይማኖትን ኣብ ዝኾነት ኣዲስ ኣበባ ዝኽበር በዓል ኣደባባይ ዝኾነ በዓል ጥምቀት ብሓድነት፣ ክብሪታቱን ባህላዊ ህያባቱን ሓሊዩ ክኽበር ይግባእ” ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ምትእስሳር ህዝቢ…

ኣብ ስፔን ዝተኻየደ ናይ ጎደና ጉያ ኣትሌት የኣለምዘርፍ የኋላው ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስፔን ቫሌንሺያ ዝተኻየደ 10 ኪሎ ሜትሮ ጉያ ጎደና ኣትሌት የኣለምዘርፍ የኋላው ተዓዊታ። እቲ ውድድር 29 ደቒቕን 19 ሰከንድን ብምእታው ኢያ ኣትሌት የኣለምዘርፍ የኋላው ክትዕወት ክኢላ፡፡ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…

ልዕሊ 280 ተጠርጠርቲ ምስ ኤግዚቢቶም ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ልዕሊ 280 ተጠርጠርቲ ምስ ኤግዚቢቶም ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ሕጊ ውዒሎም፡፡ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብተደጋጋሚ ገበን ክፍፅሙ ዝነበሩ ውልቀሰባትን ገበን ዝፍፀመሎም ከባቢታትን ብዝተገበረ ስራሕ ልዕሊ 280 ተጠርጠርቲ ምስ ኤግዚቢቶም…

ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል ሲዳማ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ጠሚቶም ይዛተዩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል ሲዳማ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊን ክልላዊን ጉዳያት ጠሚቶም ይዛተዩ ኣለዉ። አፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ደስታ ሌዳሞን መበገሲ መዛተዪ ሓሳባት ኣቕሪቦም፡፡ ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥…

ኣብ ማራቶን ሙምባይ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ወጋሕታ ኣብ ህንዲ ዝተኻየደ ማራቶን ሙምባይ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብክልቲኡ ፆታ ዓወት ቀኒዑዎም። ኣብ ውድድር ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ካብ 1ይ ክሳብ 8ይ ደረጃ ተኸታቲለን ብምእታው ተዓዊተን፡፡ ኣትሌት ኣንቺኣለም ሃይማኖት 2…

ኣትሌት ጥሩነሽ ዲባባ ሎሚ መዓልቲ ናብ ውድድር ክትምለስ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ጥሩነሽ ዲባባ ድሕሪ ኣርባዕተ ዓመት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣሜሪካ ዝካየድ ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ናብ ውድድር ክትምለስ ኢያ። ተዓዋቲት ሰለስተ ሜዳሊያ ወርቂ ኦሊምፒክን ሓሙሽተ ሜዳሊያ ኣትሌቲክስ ዓለምን ዝኾነት ኣትሌት ጥሩነሽ፥ ኣብ…