Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

በዓል ጥምቀት ብሰላም ንኽኽበር ኩሉ ዜጋ ግድኡ ንኽዋፃእ መንግስቲ ፃውዒት ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ በዓል ጥምቀት ብሰላም ንኽኽበር ኩሉ ዜጋ ከባቢኡ ብንቕሓት ብምሕላውን ምስ ኣካላት ፀፅታ ብምትሕብባርን ሓላፍነቱ ንኽዋፃእ ፃውዒት ኣቕሪቡ። ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ÷ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ጠሚቶም መግለፂ ሂቦም፡፡…

ኲናት ሰሜን ኢትዮጵያ ብሰላማዊ መገዲ ንምዝዛም መንግስቲ ዝጀመሮም ፃዕሪታት ሕዚ እውን ኣጠናኺሩ ቀፂሉ ኣሎ – መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኲናት ሰሜን ኢትዮጵያ ብሰላማዊ መገዲ ንምዝዛም መንግስቲ ዝጀመሮም ፃዕሪታት ሕዚ እውን ኣጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር እቲ ኣገልግሎት ለገሰ ቱሉሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ ብኲናት ጉድኣት ዝበፅሖም…

ኣብ ትግራይ ክታበት ፀረ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ክታበት ፀረ ለበዳ ቫይረስ ኮሮናን ካልኦት ስሩዓት ክታበታትን እናተውሃበ ምዃኑ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ፡፡ ኣብቲ ሚኒስቴር ሓላፊ ዴስክ ክታበት ኣዴታትን ህፃናትን መልካሙ ኣያሌው ከምዝገለፁዎ÷ እቲ ሰላም ስምምዕነት ስዒቡ ኣብ ዓውዲ…

ዝተፈለለያ ክልላት በዓል ጥምቀት ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈለለዩ መንግስታት ክልል በዓል ጥምቀት ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፈን። ክልላዊ መንግስቲ ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ÷ በዓል ጥምቀት ካብ ሃይማኖታዊ ትሕዝቱኡ ብተወሳኺ ማሕበራዊ ርክብ ኣብ ምጥንኻር…

ርዕሳነ ምምሕዳር ክልላት በዓል ጥምቀት ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርዕሳነ ምምሕዳር ክልላት በዓል ጥምቀት ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳ÷ ንመላእ ተኸተልቲ እምነት ክርስትና “እንኳዕ ንበዓል ከተራን ጥምቀትን ኣብፀሐኩም” ኢሎመ፡፡…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ላዕለወይቲ ተወካሊት ውድብ ሕራት መንግስታት ተዛቲየም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ን ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ላዕለወይቲ ተወካሊት ውድብ ሕራት መንግስታት ኣምባሳደር ራባብ ፋጢማ ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተዛቲየም። ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ዘተኦም፥ ብልምዓት ድሕሪት ዝተረፋ ሃገራት፣ በሪ…

ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ በዓል ጥምቀት ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ በዓል ጥምቀት ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልክእኽቶም÷ በዓል ጥምቀት ብዙሕ ትርጉም ሒዙ ዝኽበር በዓል ከምዝኾነ ብምሕባር፤ ተኸተልቲ እምነት ክርስትና…

ኢትዮጵያን ሕቡራት ኤምሬታት ዓረብን 500 ሜጋ ዋት ሓይሊ ፀሓይ ብሓባር ንምህናፅ ስምምዕነት ተፈራሪመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያን ኩባኒያ ሕቡራት ኤምሬታት ዓረብ ዝኾነ ማስዳርን 500 ሜጋ ዋት ክልተ ጣቢያ ሶላር (ሓይሊ ፀሓይ ብርሃን) ብሓባር ንምልማዕ ዘኽእሎም ስምምዕነት ተፈራሪመን። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ሕቡራት ኤምሬታት ዓረብ…

ሕብረት ኣውሮፓ ብመሰረት ስምምዕነት ፕሪቶሪያ መንግስቲ ዝፈፀሞ ተግባራት ንኢዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ብመሰረት ስምምዕነት ፕሪቶሪያ መንግስቲ ዝፈፀሞ ተግባራት ንኢዱ። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ልእኽቲ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዶ/ር ኣኔት ዌበር ዘቲዮም። እቲ ዘተ፥ ኣብ…

ወ/ሮ ሰመሪታ ሰዋሰው ምስ ተወካሊት ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ወ/ሮ ሰመሪታ ሰዋሰው ምስ ብተወካሊት ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዶ/ር አኔት ዌበር ምስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ተዛቲየን። እቲ ዘተ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሕብረት ኣውሮፓን ብዛዕባ ዘሎ ኩለመዳይ ምትሕብባር…