Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

በዓል ጥምቀት ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ብድምቀት ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) በዓል ጥምቀት ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ብሰዓብቲ እምነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስርዓታት ብድምቀት ተኸቢሩ። ኣብ ጃን ሜዳ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኸበረ በዓል ዝተረኸቡ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን  …

በዓል ጥምቀት ካብ ሃይማኖታዊን ባህላዊን ክብሩ ብተወሳኺ መስሕብ ቱሪዝም ዓለም ኮይኑ ኣሎ-ኣይተ ቀጄላ መርዳሳ

ኣዲስ አበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ጥምቀት ካብ ሃይማኖታዊን ባህላዊን ክብሩ ብተወሳኺ መስሕብ ቱሪዝም ዓለም ኮይኑ ኣሎ ከብሉ ሚኒስትር ባህልን ስፖርቲን ኣይተ ቀጄላ መርዳሳ ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ጃን ሜዳ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኸበረ በዓል ጥምቀት ብምርካብ ናይ እንኳዕ…

ኣብ ሃገርና ዘላቒ ሰላም ንክዓስል ምክእኣል ሃይማኖት ክህሊ ይግባእ-ከንቲባ ኣዳነች ኣበቤ

ኣዲስ አበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኢሉ እውን ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ዘላቒ ሰላም ንክዓስል ምክእኣል ሃይማኖት ክህሊ ይግባእ ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ተዛሪበን። እተን ንቲባ ኣብ ጃን ሜዳ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኸበረ በዓል ጥምቀት ብምርካብ ናይ…

በዓል ጥምቀት ኣብ ኣብ ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን  ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ-ስርኣታት ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ጥምቀት ኣብ ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን  ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ-ስርኣታት ኣብ ልደታ ማሪያም ካቶሊካዊት ቤተ ክርስቲያን ተኸቢሩ። እቲ ብዓል ብቅዳሰ፣ ፀሎትን ዝማሬንዝተኸበረ እንትኸውን፥ ኣብቲ ቦታ ኣቦታት ሃይማኖት፣ ሰዓብቲ እቲ…

በዓል ጥምቀት ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ትግራይ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ጥምቀት ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ትግራይ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ። ኣብ ትግራይ ብመሰረት ዝተፈጠረ ሰላምን ምርግጋዕን እቲ በዓል ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታትን ገፀር ወረዳታትን ትግራይ ምኽባሩ ኣመሓዳሪ ርእሰ ኣድባራት ወገዳማት ፅዮን ማሪያም ኣኽሱም…

ኣመራርሓ ኮርፖሬሽን ፓርኪታት ልምዓት ኢንዱስትሪ ምስ መራሒ ጉጅለ ኩባኒያታት ሩሲያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፈፃሚ ስራሕን ኣመራርሓን ኮርፖሬሽን ፓርኪታት ልምዓት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ፤ ምስ መራሒ ጉጅለ ኣብ ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ኣቲዮም ምፍራይ ድሌት ዘለዎም ኩባኒያታት ሩሲያ ተዛቲዮም። እቲ ኮርፖሬሽን ኣብ ዝሓለፉ ሸውዓተ ዓማውቲ ብዛዕባ ዘሳለጦምን ሃኒፁ…

ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት ኣምሓራ፣ ጋምቤላን ሲዳማን በዓል ጥምቀት ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ይልቃል ከፋለ፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ጋምቤላን ኡመድ ኡጁሉን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ደስታ ሊዳሞን በዓል ጥምቀት ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ይልቃል…

በዓል ከተራ ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)በዓል ከተራ ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ብተኸተልቲ እምነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ። ሎሚ ኣብ መላእ ሃገር ታቦታት ካብ ኣድባራት ወፂኦም ብካህናት፣ ዲያቆናትን ምእመናንን ተዓጂቦም ናብ ጥምቀተ ባሕሪ ይወርዱ። ታቦታት ምሕዳሮም…

681 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብክልተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 681 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት 11 ህፃናትን እንትኾኑ፥ 670 ደቂ ተብዕትዮ ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡…